ኤጄንሲ ቴክኖሎጂ ሓበሬታን ርክብን ክልል ትግራይ ናይ ፅሬት ኣቅሑት ብፕሮፎርማ ኣወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊዝወፀሉ መዓልቲ: ረቡዕ ጉንበት 5, 2012 (ልዕሊ 5 ዓመታት)ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ሓሙስ ጉንበት 6, 2012 08:30 ደ/ሰዓት (ሓሊፉ)ቦታ:መቐለጨረታ መደብ:ናይ ንፅህናን ፅሬት ኣቁሑት
ማእከል መሰልጠኒ መናእሰይ ኣግበ ኣብ 2012 ናይ 3ይ ዙር ጨረታ ናይ ስልጠና ማተርያል ዕድጊት ንምክያድ ካብ ዝተመደበሉ በጀት መሰረት ብምግባር ናይ ማተርያል ዕድጊት ንምክያድ ናይ መሳርሒ ፅሕፈት፣ ናይ ፅሬት፣ ናይ ኤሌክትሮኒክስ ፣ ናይ ኮንስትራክሽን ፣ ናይ ፈርኒቸር መሳርሕታት ካብ ሕጋዉያን ነጋዶ ብግልፂ ጨረታ ኣወዳዲሩ ክገዝእ ይደሊዝወፀሉ መዓልቲ: ረቡዕ ጉንበት 5, 2012 (ልዕሊ 5 ዓመታት)ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ሰሉስ ጉንበት 18, 2012 04:00 ቅደሚ ሰዓት (ሓሊፉ)ቦታ:መቐለጨረታ መደብ:ህንፃ መሳርሒናይ ንፅህናን ፅሬት ኣቁሑትኮንስትራክሽን ማሽነሪን ኣቁሑትንኮንስትራክሽን ጥረ ኣቁሑትኤሌክትሮኒክስ መሳርሕታትን መለዋወጢንናይ ቢሮ ፈርኒቸርናይ ፅሕፈት መሳሪሕታተት
ቢሮ ሳይንስን ቴክኖሎጅን ክልል ትግራይ ናይ ፅሬት መሳርሒ ኣቅሑት ብፕሮፎርማ ኣወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊዝወፀሉ መዓልቲ: ረቡዕ ጉንበት 5, 2012 (ልዕሊ 5 ዓመታት)ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ሓሙስ ጉንበት 6, 2012 10:45 ደ/ሰዓት (ሓሊፉ)ቦታ:መቐለጨረታ መደብ:ናይ ንፅህናን ፅሬት ኣቁሑት
ቢሮ ሓለዋ ጥዕና ክልል ትግራይ ናይ ፅሬት ኣቅሑት ብፕሮፎርማ አወዳዲሩ ክገዝእ ይደሊዝወፀሉ መዓልቲ: ሰሉስ ጉንበት 4, 2012 (ልዕሊ 5 ዓመታት)ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ረቡዕ ጉንበት 5, 2012 11:00 ደ/ሰዓት (ሓሊፉ)ቦታ:መቐለጨረታ መደብ:ናይ ንፅህናን ፅሬት ኣቁሑት
ቤት ፅሕፈት መባእታዊ ሆስፒታል መርዙእ ወረዳ ፀገዴ ካብ ስሩዕ በጀት ን 2012ዓ/ም በጀት ዓመት ንቤት ዕዩኡ ኣገልግሎት ዝዉዕል መሳርሒ ፅሕፈት ፣ መሳርሒ ፅሬት፣ መሳርሒ ሕትመት፣ ደንቢ ክዳን ፣ ፕላንት ማሽነሪ ኣቅሑትን ፣ ንህንፃ ናይ ገዛ ኣቅሑትን ፣ ንህንፃ ተገጣጠምቲ መግዝኢ አወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ ዝወፀሉ መዓልቲ: ሶኒ ጉንበት 3, 2012 (ልዕሊ 5 ዓመታት)ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ሰሉስ ጉንበት 18, 2012 04:00 ቅደሚ ሰዓት (ሓሊፉ)ቦታ:መቐለጨረታ መደብ:ህንፃ መሳርሒናይ ንፅህናን ፅሬት ኣቁሑትኮንስትራክሽን ጥረ ኣቁሑትኤሌክትሮ-መካኒክስ ኣቁሑትን ግልጋሎትንናይ ቢሮ ፈርኒቸርናይ ፅሕፈት መሳሪሕታተትናይ ሕትመት ኣቁሑትንጨርቃ መርቂን ኣልባሳትን
ን 2ይ ግዜ ዝወፀ ምልክታ ጨረታ ቤት ፅሕፈት ትልምን ፋይናንስን ወረዳ ኦፍላ ከይዲ ስራሕ ዕደጋ ፋይናንስን ምምሕዳር ንብረትን ኣብ 2012 ዓ/ም በጀት ዓመት ኣብቲ ወረዳ ንዝርከብ ኣብያተ ዕዩ ቤተ ፅሕፈት ኣገልግሎት ዝዉዕል ካብዚ ንታሕቲ ዝተዘርዘሩ ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ።• ሎት ሐደ ኣቅሑት መሳርሒ ፅሕፈት • ሎት ክልተ ሕትመት • ሎት ሰለሰት ኣቅሑት ፅሬት • ሎት ኣርባዕተ ኣቅሑት መሳርሒ ህንፃ • ሎት ሓሙሽተ ኣቅሑት መለዋወጢ ሞተር ሳይክል ሎት 6 ኣቅሑት ኤሌክትሮኒክስ ሎት 7 ፈርኒቸራት ሎት 8 ናይ ፍራፍረ ዘርእን ናይ ፍራፍረ ፈልስን ብዘርፉ ሕጋዊ ፍቃድ ዘለዎም ኣብቲ ጨረታ ክሳተፉ ይክእሉ እዮም ዝወፀሉ መዓልቲ: ሶኒ ጉንበት 3, 2012 (ልዕሊ 5 ዓመታት)ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ዓርቢ ጉንበት 21, 2012 04:00 ቅደሚ ሰዓት (ሓሊፉ)ቦታ:ኦፍላጨረታ መደብ:ህንፃ መሳርሒፍዮሪን ሆልቲካልቸርናይ ንፅህናን ፅሬት ኣቁሑትኤሌክትሮኒክስ መሳርሕታትን መለዋወጢንኤሌክትሮ-መካኒክስ ኣቁሑትን ግልጋሎትንናይ ቢሮ ፈርኒቸርናይ ፅሕፈት መሳሪሕታተት
ቤት ፅሕፈት ምምሕዳር ዞባ ምዕራብ ትግራይ ንቤት ፅሕፈት ኣጎልግሎት ዝዉዕሉ ፣ መሳርሒ ፅሕፈት፣ኣናእሽተይ መሳርሕታት፣ጎማን ባትርን መካይን፣ መኪና ስፔር ፣ኣቅሑ ፅሬት፣ ስለዝደሊ ከብዚ ንታሕቲ ዝተዘርዘሩ ረቃሒ እተማልኡ ትካላት ክትወዳደሩ ይዕድምዝወፀሉ መዓልቲ: ቀዳም ጉንበት 1, 2012 (ልዕሊ 5 ዓመታት)ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ሶኒ ጉንበት 17, 2012 03:00 ቅደሚ ሰዓት (ሓሊፉ)ቦታ:ሰቲት ሑመራ ጨረታ መደብ:መለዋወጢ ኣቁሑት ተሸከርከርቲናይ ንፅህናን ፅሬት ኣቁሑትናይ ቢሮ ፈርኒቸርናይ ፅሕፈት መሳሪሕታተት
ቤት ፅሕፈት ትልምን ፋይናንስን ወረዳ ዓድዋ ካብ መንግስታዉን ዘይመንግስታዉን ገበርቲ ሰናይ ዝተረከበ በጀት ንኣብያተ ፅሕፈት ወረዳ ዓድዋ ኣገልግሎት ዝውዕሉ ፣ መሳርሒ ፅሕፈት ፣ እቅሑት ፅሬት፣ ኤሌክትሮኒክስ ፣ መቀያየሪ ኣቅሑት ሞተር ሳይክል፣ መሳርሒ ህንፃ፣ ባህር ዛፍ፣ ከባቢያዊ ማተርያል ፣ ጎማ መኪና ምስ ካላማደርያ ፣ ፈርኒቸርን ፣ ናይ ኢነርጂ መሳርሕታት ሞልድ ፣ ካዝና መትሓዚ ገንዘብ፣ ክራይ ትራክተር፣ ዘርኢ ናይ ሳዕርታትን ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ክዕድግን ይደሊ።ዝወፀሉ መዓልቲ: ሓሙስ ሚያዝያ 29, 2012 (ልዕሊ 5 ዓመታት)ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ዓርቢ ጉንበት 14, 2012 03:00 ቅደሚ ሰዓት (ሓሊፉ)ቦታ:ዓድዋጨረታ መደብ:ህንፃ መሳርሒመለዋወጢ ኣቁሑት ተሸከርከርቲፍዮሪን ሆልቲካልቸርናይ ንፅህናን ፅሬት ኣቁሑትኮንስትራክሽን ጥረ ኣቁሑትኤሌክትሮኒክስ መሳርሕታትን መለዋወጢንኤሌክትሮ-መካኒክስ ኣቁሑትን ግልጋሎትንኤሌክትሮ-መካኒክስ ኣቁሑትን ግልጋሎትንናይ ቢሮ ፈርኒቸርናይ ፅሕፈት መሳሪሕታተትማሽነሪ ክራይ
ኤጄንሲ ምር/ምዝ/ሰነዳትን ወ/ኩነትን ግልጋሎት ዝዉዕሉ ዝተፈላለዩ ናይ መኪና መመላኸዒን ፣ ናይ ፅሬት ኣቅሕትን ፣ ብፕሮፎርማ ኣወዳዲሩ ክግድግ ይደሊዝወፀሉ መዓልቲ: ሓሙስ ሚያዝያ 29, 2012 (ልዕሊ 5 ዓመታት)ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ዓርቢ ሚያዝያ 30, 2012 08:00 ደ/ሰዓት (ሓሊፉ)ቦታ:መቐለጨረታ መደብ:መለዋወጢ ኣቁሑት ተሸከርከርቲናይ ንፅህናን ፅሬት ኣቁሑት
ቢሮ ሓለዋ ጥዕና ክልል ትግራይ ናይ ፅሬት ኣቅሑት ብፕሮፎርማ አወዳዲሩ ክገዝእ ይደሊዝወፀሉ መዓልቲ: ሰሉስ ሚያዝያ 27, 2012 (ልዕሊ 5 ዓመታት)ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ዓርቢ ሚያዝያ 30, 2012 04:00 ቅደሚ ሰዓት (ሓሊፉ)ቦታ:መቐለጨረታ መደብ:ናይ ንፅህናን ፅሬት ኣቁሑት