ቤት ፅሕፈት ልምዓት እቶትን ምምሕዳር ፋይናንስን ከተማ እንትጮ ኣብ 2013 በጀት ዓመት ናይ 1ይ ፍርቂ ዓመት ኣብ ዝተፈላለዩ ናይ ፅሕፈት መሳርሒ፣ ፅሬት መሳርሒ ፣ ሕትመት፣ ሞተር ሳይክል መለዋወጢ ፣ ኤሌክትሮኒክስ፣ ኮምፒተራት፣ ቆዋሚ ናይ ቢሮ ኣቅሑ፣ መፃሕፍቲ ናይ ሳይክል መሳርሒ ስፖርት ዕጥቂ ኣቅሕቱን ፣ ናይ እንስሳት መድሓኒትን ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ክገዝእ ስለዝደለየን ዝምልከተኩም ሕጋዉያን ነጋዶ ንክትወዳሩ ይዕድም ዝወፀሉ መዓልቲ: ረቡዕ ነሓሰ 20, 2012 (ልዕሊ 5 ዓመታት)ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ሰሉስ መስከረም 5, 2013 08:00 ደ/ሰዓት (ሓሊፉ)ቦታ:እንትጮ ጨረታ መደብ:ናይ ስፖርት ዕጥቅን ተዛመድቲ አቁሑትንናይ ንፅህናን ፅሬት ኣቁሑትኮምፒተርን ተዛመድቲ መፅሓፍቲን ትምህርታዊ መሳርሕታትኤሌክትሮኒክስ መሳርሕታትን መለዋወጢንመለዋወጢ ኣቁሑት ሞተርሳይክልናይ ቢሮ ፈርኒቸርናይ እንስሳት ምድሃኒታትን መሳሪሕታትንናይ ፅሕፈት መሳሪሕታተትናይ ሕትመት ኣቁሑትን
ማሕበር ልምዓት ትግራይ ዝተፈላለዩ ኣብ ታሕቲ ዝተዘርዘሩ ኣቅሑት ብፕሮፎርማ አወዳዲራ ክትዕድግ ትደሊ ናይ ፅሕፈትን ፅሬትን መሳርሒ ዝወፀሉ መዓልቲ: ዓርቢ ነሓሰ 15, 2012 (ልዕሊ 5 ዓመታት)ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ሶኒ ነሓሰ 18, 2012 04:00 ቅደሚ ሰዓት (ሓሊፉ)ቦታ:መቐለጨረታ መደብ:ናይ ንፅህናን ፅሬት ኣቁሑትናይ ፅሕፈት መሳሪሕታተት
ቤት ፅሕፈተ ልምዓት እቶትን ምምሕዳር ፋይናንስን ወረዳ እምባ ኣላጀ ንወረዳና ግልጋሎት ዝዉዕሉ፣ መሳርሒ ፅሕፈት፣ ዝተፈላለዩ ናይ ሕትመት ስራሕቲ፣ ኣቅሑት ፅሬት ፣ መለዋወጢ ኣቅሑት መኪና ፣ ኣቅሑት ኮምፒተርን ተዛመድቲ ኣቅሑትን ፣ ኣቅሑት ዕጥቂ ስፖርት ፣ ናይ መኪና ፅገናን ናይ ኢድ ሞያን ብግልፂ ጨረታ ኣወዳዲሩ ክዕድግ ከስርሕን ስለዝደለየ ኣብዚ ጨረታ ንምስታፍ እትደልዩ ነጋዶ ካብ ዕለት 12/12/2012ዓ/ም ክሳብ 26/12 /2012 ዓ/ም ኣብ ዘሎ እዋን ዘይምለስ 50 ቅርሺ ብምክፋል ዝተዳለወ ሰነድ ጨረታ ካብ ቤት ፅሕፈት ልምዓት እቶትን ምምሕዳር ፋይናንስን ወረዳ እምባ ኣላጀ ኣብ ወረዳና ከይዲ ስራሕ ምምሕዳር ንብረትን ብምዉሳድ ንክትጫረቱ ንዕድም ዝወፀሉ መዓልቲ: ሓሙስ ነሓሰ 14, 2012 (ልዕሊ 5 ዓመታት)ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ረቡዕ ነሓሰ 27, 2012 04:00 ቅደሚ ሰዓት (ሓሊፉ)ቦታ:እምባ ኣላጀጨረታ መደብ:ናይ ስፖርት ዕጥቅን ተዛመድቲ አቁሑትንናይ ንፅህናን ፅሬት ኣቁሑትኮምፒተርን ተዛመድቲ መለዋወጢ ኣቁሑት መኪናፅገና ተሽከርካሪናይ ፅሕፈት መሳሪሕታተትናይ ሕትመት ስራሕቲ
ቤት ፅሕፈት ቤት ማዛጋጃ ከተማ ዓዲግራት ንቤት ፅሕፈቱ ኣጎልግሎት ዝዉዕል ሎት1 መሳርሒ ፅሕፈት ሎት2 ኣቅሑ ፅሬት ካብ ናይ መደበዓ በጀት ብግልፂ ጨረታ ክዕድግ ስለዝደሊ ካብዚ ንታሕቲ ዝተዘርዘሩ መዐቀንታት እተማልኡ ሕጋዊያን ነጋዶ ንክትወዳደሩ ይዕድም ዝወፀሉ መዓልቲ: ሓሙስ ነሓሰ 14, 2012 (ልዕሊ 5 ዓመታት)ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ሓሙስ ነሓሰ 28, 2012 08:00 ደ/ሰዓት (ሓሊፉ)ቦታ:ዓዲግራትጨረታ መደብ:ናይ ንፅህናን ፅሬት ኣቁሑትናይ ፅሕፈት መሳሪሕታተት
ኣብ ቢሄራዊ ክልላዊ መንግስቲ ትግራይ ንቢሮ ማይ ሃፍቲ ክልል ትግራይ ናይ ፅሕፈት መሳርሒ ኣቅሑት፣ ሕትመት ፣ ፅሬት ኣቅሑትን ን 2013ዓ/ም በጀት ዓመት ብግልፂ ጨረታ ኣጫሪቱ ንምግዛእስለዝደለየ ብዛዕባ መለክዕታት ዘማልኡ ሕጋዉያን ትካላት ነጋዶ ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ከገዝእ ይደሊዝወፀሉ መዓልቲ: ረቡዕ ነሓሰ 13, 2012 (ልዕሊ 5 ዓመታት)ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ሶኒ ጳጉሜን 2, 2012 03:00 ቅደሚ ሰዓት (ሓሊፉ)ቦታ:መቐለጨረታ መደብ:ናይ ንፅህናን ፅሬት ኣቁሑትናይ ፅሕፈት መሳሪሕታተትናይ ሕትመት ኣቁሑትን
ንሄዎ መባእታ ሆስፒታል ግልጋሎት ዝዉዕል ዝተፈላለዩ ናይ ፅሬት መሳርሕታት ክንገዝእ ስለ ዝደለና ሕጋዊ ንግዲ ፍቃድ ዘለኩም ትካላት ክትወዳደሩ ንዕድም / ፈሳሲ ናይ ኢድ ሳሙና 250፣ ቢ29 ሳሙና 100፣ ኦሞ 1000 ግራም24 ፣ ግዮን ባራኪና 250/ዝወፀሉ መዓልቲ: ሰሉስ ነሓሰ 12, 2012 (ልዕሊ 5 ዓመታት)ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ሓሙስ ነሓሰ 14, 2012 02:30 ቅደሚ ሰዓት (ሓሊፉ)ቦታ:መቐለጨረታ መደብ:ናይ ንፅህናን ፅሬት ኣቁሑት
ቢሮ ሓለዋ ጥዕና ክልል ትግራይ ናይ ፅሬት ኣቕሑት ብፕሮፎርማ አወዳዱሩ ክዕድግ ይደሊ / ፈሳ ሳሙና በዓል 1 ሊትሮ በዝሒ 1000፣ ኦሞ 200 ግራም በዝሒ 1500 ፣ ዓባይ ባራለኪና ቤስት /ተመሳሳሊ በዝሒ 200ዝወፀሉ መዓልቲ: ዓርቢ ነሓሰ 1, 2012 (ልዕሊ 5 ዓመታት)ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ሰሉስ ነሓሰ 5, 2012 09:00 ደ/ሰዓት (ሓሊፉ)ቦታ:መቐለጨረታ መደብ:ናይ ንፅህናን ፅሬት ኣቁሑት
ቤት ፅሕፈት ቤት ምኽሪ ክልል ትግራይ ዝተፈላለዩ ነቲ ቤት ፅሕፈት ግልጋሎት ዝዉዕል ሎት 1 ናይ ፅሬት ግልጋሎት ሎት 2 ካፍተርያ ግልጋሎት ብግልፂ ጨረታ ንደቀቅትን ኣናእሽተይን ትካላት ንግዲ ሎት 3 ሕትመት መፅሄትን ቡክ ሌትን ካብ ሕጋዉያን መቅረብቲ አወዳዲሩ ናይ ዉዕሊ ብምእሳር ክዕድግ ስለዝደለየዝወፀሉ መዓልቲ: ረቡዕ ሓምለ 29, 2012 (ልዕሊ 5 ዓመታት)ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ረቡዕ ነሓሰ 13, 2012 09:00 ደ/ሰዓት (ሓሊፉ)ቦታ:መቐለጨረታ መደብ:ናይ ንፅህናን ፅሬት ኣቁሑትካፌን ሬስትራንትንናይ ሕትመት ስራሕቲ
ኤጄንሲ ምር/ምዝ/ሰነዳትን ወ/ኩነትን ኣብ 2012 በጀት ዓመት ዝተፈላለዩ ናይ ፅሬት ኣቅሑት ብብርኪ ክልል ብግልፂ ጨረታ ኣወዳዲሩ ክግድግ ይደሊዝወፀሉ መዓልቲ: ሰሉስ ሓምለ 28, 2012 (ልዕሊ 5 ዓመታት)ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ሓሙስ ነሓሰ 14, 2012 03:30 ቅደሚ ሰዓት (ሓሊፉ)ቦታ:መቐለጨረታ መደብ:ናይ ንፅህናን ፅሬት ኣቁሑት
ንቢሮ ፍትሒ ክልል ትግራይ ግልጋሎት ዝዉዕሉ ናይ ፅሬት ኣቀሑት ሳሙና፣ ሕትመት ባነር ብፕሮፎርማ ኣወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊዝወፀሉ መዓልቲ: ዓርቢ ሓምለ 17, 2012 (ልዕሊ 5 ዓመታት)ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ሶኒ ሓምለ 20, 2012 08:00 ደ/ሰዓት (ሓሊፉ)ቦታ:መቐለጨረታ መደብ:ናይ ንፅህናን ፅሬት ኣቁሑትናይ ሕትመት ስራሕቲ