ቤት ፅሕፈት ምምሕዳር ፋይናንስ ከተማ ዓዲ ዳዕሮ ከ/ስ/ዕ/ፋ/ን/ምም/ር ፣ መሳርሒ ፅሕፈት ፣ መለዋወጢ ኣቅሑት መኪናን ሞተርን ፣ ዕጥቂ ስፖርት ፣ ኣቅሑት ፅሬት ፣ ኣቅሑት ሕትመት፣ መድሓኒት እንስሳት ፣ ካብ ሕጋዉያን ተጫረቲ ክዕድግ ስለዝደለየ እዞም ቀፂሎም ዝተዘርዘሩ ረቃሕታት እተማልኡ ተጫቲ ንክትወዳደሩ ይዕድም ዝወፀሉ መዓልቲ: ሰሉስ ጥቅምቲ 10, 2013 (ልዕሊ 5 ዓመታት)ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ሰሉስ ጥቅምቲ 24, 2013 04:00 ቅደሚ ሰዓት (ሓሊፉ)ቦታ:መቐለጨረታ መደብ:ናይ ስፖርት ዕጥቅን ተዛመድቲ አቁሑትንናይ ንፅህናን ፅሬት ኣቁሑትመለዋወጢ ኣቁሑት መኪናመለዋወጢ ኣቁሑት ሞተርሳይክልናይ እንስሳት ምድሃኒታትን መሳሪሕታትንናይ ፅሕፈት መሳሪሕታተትናይ ሕትመት ኣቁሑትን
ቤት ፅሕፈት ልምዓት እቶት ምምሕዳር ፋይናንስ ወረዳ ታሕታይ ቆራሮ ንኣብያተ ፅሕፈት ግልጋሎት ዝዉዕሉ መሳርሒ ፅሕፈት፣ ኣቅሑ ፅሬት፣ ኣወዳዲሩ ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ።ዝወፀሉ መዓልቲ: ሰሉስ ጥቅምቲ 10, 2013 (ልዕሊ 5 ዓመታት)ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ሰሉስ ጥቅምቲ 24, 2013 04:00 ቅደሚ ሰዓት (ሓሊፉ)ቦታ:ታሕታይ ቆራሮጨረታ መደብ:ናይ ንፅህናን ፅሬት ኣቁሑትናይ ፅሕፈት መሳሪሕታተት
ንኤጄንሲ መራኸቢ ሓፋሽ ትግራይ ግልጋሎት ዝዉዕል ናይ ፅሬትን ናይ ኤሌትሪክ ኣቅሑትን ፕሮፎርማ አወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊዝወፀሉ መዓልቲ: ሰሉስ ጥቅምቲ 10, 2013 (ልዕሊ 5 ዓመታት)ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ሓሙስ ጥቅምቲ 12, 2013 04:00 ቅደሚ ሰዓት (ሓሊፉ)ቦታ:መቐለጨረታ መደብ:ናይ ንፅህናን ፅሬት ኣቁሑትምግጣምን ፅገናን
ሓፈሻዊ ሆስፒታል ካሕሳይ ኣበራ ሑመራ ኣብ 2013 በጀት ዓመት ኣብ 1ይ ዙር ዕደጋ ነቲ ሆስፒታል ግልጋሎት ዝዉዕሉ መሳርሒ ፅሕፈት ፣ ኣቅሑት ፅሬት፣ በረኪናን ሳሙናን ኦሞን ድማ ንማኒፋክቸሪንግ ጥራሕ ፣ ስራሕቲ ሕትመት ፣ ናይ ነርስ ጫማ ፣ መለዋወጢ ኣቅሑት መኪናን ፣ ጀነሬተርን ፣ ኣቅሑት ኤሌክትሪክ፣ መሳርሒ ህንፃ፣ እታወታት ምግቢ ደረቕ እንጀራን ባኒን፣ ብግልፂ ጨረታ ኣወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊዝወፀሉ መዓልቲ: ሶኒ ጥቅምቲ 9, 2013 (ልዕሊ 5 ዓመታት)ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ረቡዕ ሕዳር 2, 2013 04:00 ቅደሚ ሰዓት (ሓሊፉ)ቦታ:ሐመራጨረታ መደብ:ናይ ንፅህናን ፅሬት ኣቁሑትኮንስትራክሽን ማሽነሪን ኣቁሑትንኤሌክትሪካልን መሳርሕታትን መለዋወጢንኤሌክትሮ-መካኒክስ ኣቁሑትን ግልጋሎትንመለዋወጢ ኣቁሑት መኪናኣቅርቦት ምግቢ ናይ ፅሕፈት መሳሪሕታተትናይ ሕትመት ስራሕቲጥዕና ተንከፍ አቁሑትን ኣክሰሰሪጨርቃ መርቂን ኣልባሳትን
ቤት ፅሕፈት ልምዓት እቶት ምም/ር ፋይናንስ ወ/ራያ/ጨርጨር ን ቤት ኣብያተ ፅሕፈት ዝዉዕሉ ፣ መሳርሒ ፅሕፈት ፣ ኣቅሑት ፅሬትን፣ ኤሌክትሮኒክስን፣ ስፔር ፓርት መኪና ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ክገዝእ ስለዝደለየ እዞም ኣብ ታሕቲ ዝተዘርዘሩ ረቃሕታት እተማልኡ ነጋዶ ንክትወዳደሩ ንዕድምዝወፀሉ መዓልቲ: ቀዳም ጥቅምቲ 7, 2013 (ልዕሊ 5 ዓመታት)ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ሶኒ ጥቅምቲ 23, 2013 04:00 ቅደሚ ሰዓት (ሓሊፉ)ቦታ:መቐለጨረታ መደብ:ናይ ንፅህናን ፅሬት ኣቁሑትኤሌክትሮኒክስ መሳርሕታትን መለዋወጢንመለዋወጢ ኣቁሑት መኪናናይ ፅሕፈት መሳሪሕታተት
ማእኸል ሐወልቲ ሰማእታት ክልል ትግራይ ደጋፊ ከይዲ ስራሕ ፋይናንስን ምምሕዳርን ንማእኸልና ግልጋሎት ዝዉዕል ፣ ፅሕፈት መሳርሒ፣ ፅሬት መሳርሒ፣ ሕትመት ፣ ኤሌክትሮኒክስ ፣ ናይ ቢሮ ኣቅሑት /ፈርኒቸር/፣ ህንፃ መሳርሒ፣ ናይ ኤሌክትሪክ ኣቅሑት ፣ ናይ ሕክምና ኣቅሑት፣ ናይ ጀነሬተር ስፔር ፓርትን ነዳድን ቅብኣት ፣ ጎማን ባትርን ስፔር ፓርትን ፣ ደንቢ ክዳን እንዳ ጨርቃ ጨርቂ ዝርከብ ፣ ደንቢ ክዳን እንዳ ጫማ ዝርከብ ፣ ደንቢ ክዳን እንዳ ቡቲክ ዝርከብ ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ከዕድግ ይደሊ።ዝወፀሉ መዓልቲ: ዓርቢ ጥቅምቲ 6, 2013 (ልዕሊ 5 ዓመታት)ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ዓርቢ ጥቅምቲ 20, 2013 03:30 ቅደሚ ሰዓት (ሓሊፉ)ቦታ:መቐለጨረታ መደብ:ናይ ንፅህናን ፅሬት ኣቁሑትኮንስትራክሽን ማሽነሪን ኣቁሑትንኤሌክትሪካልን መሳርሕታትን መለዋወጢንኤሌክትሮኒክስ መሳርሕታትን መለዋወጢንኤሌክትሮ-መካኒክስ ኣቁሑትን ግልጋሎትንመለዋወጢ ኣቁሑት መኪናናይ ፅሕፈት መሳሪሕታተትናይ ሕትመት ስራሕቲናይ ሕትመት ኣቁሑትንጥዕና ተንከፍ አቁሑትን ኣክሰሰሪጨርቃ መርቂን ኣልባሳትን
ቤት ፅሕፈት ትልምን ፋይናንስን ክፍለ ከተማ ኩሓ ኣብ ምም/ር ክ/ከተማ ኩሓ ንዝርከባ ዝተፈላለያ ኣብያተ ፅሕፈት ናይ መኪና ስፔር፣ ፅሕፈት መሳርሕን ፣ ፅሬት ኣቅሑትን ሕትመትን ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ፤ዝወፀሉ መዓልቲ: ሓሙስ ጥቅምቲ 5, 2013 (ልዕሊ 5 ዓመታት)ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ዓርቢ ጥቅምቲ 20, 2013 04:00 ቅደሚ ሰዓት (ሓሊፉ)ቦታ:መቐለጨረታ መደብ:ናይ ንፅህናን ፅሬት ኣቁሑትመለዋወጢ ኣቁሑት መኪናናይ ፅሕፈት መሳሪሕታተትናይ ሕትመት ስራሕቲናይ ሕትመት ኣቁሑትን
ኤጀንሲ ፕሮሞሽን ዕደጋ ምህርቲ ሕርሻ ክልል ትግራይ ናይ ፅሕፈት መሳርሒ ፣ ፅሬት ኣቅሑትን ፣ ስፔር ፓርትን ፣ ግልጋሎት ዝዉዕል ንብረት ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊዝወፀሉ መዓልቲ: ሓሙስ ጥቅምቲ 5, 2013 (ልዕሊ 5 ዓመታት)ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ዓርቢ ጥቅምቲ 20, 2013 04:00 ቅደሚ ሰዓት (ሓሊፉ)ቦታ:መቐለጨረታ መደብ:ናይ ንፅህናን ፅሬት ኣቁሑትመለዋወጢ ኣቁሑት መኪናናይ ፅሕፈት መሳሪሕታተት
ቢሮ ትምህርቲ ክልል ትግራይ ንምምሃር ምስትምሃር ዘገልግሉ ናዉቲ ዝ/ዩ ሕትመታት ፣ ንደቂ ኣንስዮ ግልጋሎት ዝዉዕል መናፅሂ ናዉቲ ብጨረታ አወዳዲሩ ክዕድግን ከሐትምን ይደሊዝወፀሉ መዓልቲ: ሓሙስ ጥቅምቲ 5, 2013 (ልዕሊ 5 ዓመታት)ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ሓሙስ ጥቅምቲ 19, 2013 08:45 ደ/ሰዓት (ሓሊፉ)ቦታ:መቐለጨረታ መደብ:ናይ ንፅህናን ፅሬት ኣቁሑትናይ ፅሕፈት መሳሪሕታተትናይ ሕትመት ስራሕቲ
ቤት ፅሕፈት ትልምን ፋይናንስን ከተማ ዓድዋ ኣብ 2013 ዓም ንሴክተራት ካብ ዝተመደበሉ በጀት ንአገልግሎት ዝውዕሉ መሳርሒ ፅሕፈት፣ ኣቅሑት ኤሌክትሮኒክስ ፣ ኣቅሑ ፅሬት ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ክዕድግን ይደሊ።ዝወፀሉ መዓልቲ: ረቡዕ ጥቅምቲ 4, 2013 (ልዕሊ 5 ዓመታት)ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ረቡዕ ጥቅምቲ 18, 2013 04:00 ቅደሚ ሰዓት (ሓሊፉ)ቦታ:መቐለጨረታ መደብ:ናይ ንፅህናን ፅሬት ኣቁሑትኤሌክትሮኒክስ መሳርሕታትን መለዋወጢንናይ ፅሕፈት መሳሪሕታተት