ኢዛና ማዕድን ልምዓት ኩባንያ ኣብ በጀት ዓመት 2013ዓ/ም ክዕድጎም ዝደሊ 1 ናይ ፅሕፈት መሳርሒ፣ 2 ናይ ሕትመት ስራሕ ፣ 3 ኮምፒተርን ተዛመድትን ናይ ፊልድ መሳርሒ ኣቅሑት / ኤሌክትሮኒክስ/ ፣4 ናይ ፅሬት ኣቅሑት ፣5 ናይ ድሕንነት መኸላከሊ ኣልባሳትን ዩኒፎርም ፣6 ናይ መኪና ቅብዓት ሽቶ ብጨረታ አወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ ዝወፀሉ መዓልቲ: ሰሉስ ጥቅምቲ 24, 2013 (ልዕሊ 5 ዓመታት)ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ዓርቢ ሕዳር 11, 2013 06:00 ቅደሚ ሰዓት (ሓሊፉ)ቦታ:መቐለጨረታ መደብ:ናይ ንፅህናን ፅሬት ኣቁሑትኮምፒተርን ተዛመድቲ ናይ ኮምፒተር ተዛመድቲ አቁሑትንኤሌክትሮኒክስ መሳርሕታትን መለዋወጢንመለዋወጢ ኣቁሑት መኪናናይ ፅሕፈት መሳሪሕታተትናይ ሕትመት ስራሕቲንሴፍቲ ዘገልግሉ ኣቁሑትጨርቃ መርቂን ኣልባሳትን
ዞባ መቐለ ማእከላይ ቤት ፍርዲ ደጋፊ ከይዲ ስራሕ ዕ/ፋይ ንብረት ምምሕዳርን ካብ ናይ መደበኛ በጀት እዞም ዝስዕቡ ናይ ፅሬት ኣቅሑት ኣቁሑ ክዕድግ ይደሊዝወፀሉ መዓልቲ: ሶኒ ጥቅምቲ 23, 2013 (ልዕሊ 5 ዓመታት)ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ረቡዕ ጥቅምቲ 25, 2013 09:00 ደ/ሰዓት (ሓሊፉ)ቦታ:መቐለጨረታ መደብ:ናይ ንፅህናን ፅሬት ኣቁሑት
ኣብ ዋና መዛጋጃ ከተማ መቐለ ሳሙና ንቤት ፅሕፈትና ምክልካል ስግኣት ሐደጋ ድልዉነት ዝኮነ ናይ ፅሬት ኣቅሑት ብፕሮፎርማ አወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊዝወፀሉ መዓልቲ: ሶኒ ጥቅምቲ 23, 2013 (ልዕሊ 5 ዓመታት)ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ሓሙስ ጥቅምቲ 26, 2013 03:00 ቅደሚ ሰዓት (ሓሊፉ)ቦታ:መቐለጨረታ መደብ:ናይ ንፅህናን ፅሬት ኣቁሑት
ናይ ማ/ወ/ኮ/ማ/ድ/ወ/ ዕድጊት ብናይ 2013 በጀት ዓመት ንቤት ዕዩኡ ዝኮኑ ናይ ፅሕፈት መሳርሒ ኣቅሑት: ናይ ተሽከርከርቲ መለዋወጢ ኣቅሑት : ናይ ፅሬት ኣቅሑ ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ንምዕዳይ ይደሊዝወፀሉ መዓልቲ: ሶኒ ጥቅምቲ 23, 2013 (ልዕሊ 5 ዓመታት)ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ዓርቢ ሕዳር 4, 2013 04:00 ቅደሚ ሰዓት (ሓሊፉ)ቦታ:መቐለጨረታ መደብ:ናይ ንፅህናን ፅሬት ኣቁሑትመለዋወጢ ኣቁሑት መኪናናይ ፅሕፈት መሳሪሕታተት
ላጪ ጥዕና ጣብያ ንዘለዎ ናይ ንብረት ንምዕዳግ ናይ ፅሬት ኣቅሑት ብፕሮፎርማ አወዳዲሩ ክዕድግ ስለዝደሊ ካብዚ ንታሕቲ ዝተዘርዘሩ ክገዝእ ስለ ዝደለየ በዚ መሰረት ሕጋዉያን ነጋዶ ንክትወዳደሩ ንዕድምዝወፀሉ መዓልቲ: ሓሙስ ጥቅምቲ 19, 2013 (ልዕሊ 5 ዓመታት)ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ዓርቢ ጥቅምቲ 20, 2013 08:00 ደ/ሰዓት (ሓሊፉ)ቦታ:መቐለጨረታ መደብ:ናይ ንፅህናን ፅሬት ኣቁሑት
ቤት ፅሕፈት ልምዓት እቶት ምምሕዳር ፋይናንስ ከተማ ማይጋባ ኣብ 2013ዓ/ም በጀት ዓመት ካብ ሱሩዕ በጀት ኣብ ከተምኡ ንዝርከባ ኣብያተ ፅሕፈት ግልጋሎት ዝዉዕሉ ዝተፈላለዩ ፣ መሳርሒ ፅሕፈት ፣ ናዉቲ ፅሬት ፣ ካልኦት ሃለቅቲ ንብረታት ፣ ናይ መኪና መለዋወጢ ጎማ ፣ ናዉቲ ኤሌክትሮኒክስ፣ ናዉቲ ፅሕፈትን ፣ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ ዝወፀሉ መዓልቲ: ረቡዕ ጥቅምቲ 18, 2013 (ልዕሊ 5 ዓመታት)ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ረቡዕ ሕዳር 2, 2013 04:00 ቅደሚ ሰዓት (ሓሊፉ)ቦታ:ማይ ጋባጨረታ መደብ:ናይ ንፅህናን ፅሬት ኣቁሑትኤሌክትሮኒክስ መሳርሕታትን መለዋወጢንመለዋወጢ ኣቁሑት መኪናናይ ቢሮ ፈርኒቸርናይ ፅሕፈት መሳሪሕታተት
ቤት መዘጋጃ ከተማ ዕዳጋ ሓሙስ ንቤት ፅሕፈት ኣጎልገሎት ዝዉዕሉ፣ ሎት1 መሳርሒ ፅሕፈት ፣ ሎት2 ኣቅሑት ፅሬት ፣ሎት3 ኤሌክትሮኒክስ ፣ሎት 4 ኣቅሑት ጎማታት መኪና፣ ካብሕጋዉያን ነጋዶ ብመደበኛ በጀት ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊዝወፀሉ መዓልቲ: ረቡዕ ጥቅምቲ 18, 2013 (ልዕሊ 5 ዓመታት)ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ረቡዕ ሕዳር 2, 2013 04:00 ቅደሚ ሰዓት (ሓሊፉ)ቦታ:መቐለጨረታ መደብ:ናይ ንፅህናን ፅሬት ኣቁሑትኤሌክትሮኒክስ መሳርሕታትን መለዋወጢንመለዋወጢ ኣቁሑት መኪናናይ ፅሕፈት መሳሪሕታተት
ቤት መዘጋጃ ከተማ ኮረም ከ/ስ/ዕ/ፋ/ም/ን ንቤት ፅሕፈት ኣጎልግሎት ዝዉዕሉ ቀፂሎም ዝተዘርዘሩ ኣቅሑት ኣብ 2013ዓ/ም ብግልፂ ጨረታ ኣወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ 1 መሳርሒ ፅሕፈት ፣ 2 ኣቅሑት ኤሌክትሮኒክስ ፣ 3 መለዋወጢ ኣቅሑት ፣ 4 ኣቅሑት ፅሬት ፣ 5 መኪና ሰርቪስ ንምግባር ዝወፀሉ መዓልቲ: ሰሉስ ጥቅምቲ 17, 2013 (ልዕሊ 5 ዓመታት)ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ሓሙስ ሕዳር 3, 2013 04:00 ቅደሚ ሰዓት (ሓሊፉ)ቦታ:ኮረምጨረታ መደብ:ናይ ንፅህናን ፅሬት ኣቁሑትኤሌክትሮኒክስ መሳርሕታትን መለዋወጢንመለዋወጢ ኣቁሑት መኪናፅገና ተሽከርካሪናይ ፅሕፈት መሳሪሕታተት
ቤት ፅሕፈት ልምዓት ፋይናንስ ወረዳ ጭላ ኣብ በጀት ዓመት 2013ዓ/ም ናይ ሴክተራት ግልጋሎት ዝዉዕል ዝተፈላለዩ ፣ መሳርሒ ፅሕፈት ፣ ኤሌክትሮኒክስ ፣ ናዉቲ ፅሬትን ስራሕቲ ሕትመትን ፣ ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ ዝወፀሉ መዓልቲ: ሰሉስ ጥቅምቲ 17, 2013 (ልዕሊ 5 ዓመታት)ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ሓሙስ ሕዳር 3, 2013 03:30 ቅደሚ ሰዓት (ሓሊፉ)ቦታ:የጭላጨረታ መደብ:ናይ ንፅህናን ፅሬት ኣቁሑትኮምፒተርን ተዛመድቲ ናይ ኮምፒተር ተዛመድቲ አቁሑትንኤሌክትሮኒክስ መሳርሕታትን መለዋወጢንናይ ፅሕፈት መሳሪሕታተትናይ ሕትመት ስራሕቲ
ቢሮ ፀጥታ ምም/ርብ/ክ/መ/ትግራይ ብናይ 2013ዓ/ምበጀት ንቢሩኡ ግልጋሎት ዝወዕል ብግልፂ ጨረታ አጫሪቱ ክእድግ ስለዝደለየ ዝርዝር ከምዝስዐብ ይኸዉን 1 ፅሕፈት መሳርሒ 2 ፅሬት መሳርሒ 3 ሕትመት/ፓዳት/ ስራሕቲ ሎት4 ናይ ሚሊተሪ ደንቢ ክዳዉንቲን ናይ ስፖርት ዕጥቅን ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ክዕድግ ስለዝደለየ ካብ ሕጋዉያን ነጋዶ ዝስዕብ ረቃሒ እተማልኡ ንክትወዳደሩ ይዕድምዝወፀሉ መዓልቲ: ቀዳም ጥቅምቲ 14, 2013 (ልዕሊ 5 ዓመታት)ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ረቡዕ ጥቅምቲ 25, 2013 04:00 ቅደሚ ሰዓት (ሓሊፉ)ቦታ:መቐለጨረታ መደብ:ናይ ስፖርት ዕጥቅን ተዛመድቲ አቁሑትንናይ ንፅህናን ፅሬት ኣቁሑትናይ ፅሕፈት መሳሪሕታተትናይ ሕትመት ስራሕቲጨርቃ መርቂን ኣልባሳትን