ንማይጨዉ ሕርሻ ኮሌጅ ግልጋሎት ዝዉዕል ናይ ፅሕፈት መሳርሒ : ህንፃ መሳርሒ : ናይ ፅሬት ኣቁሑትን ናይ መኪና ኣቁሑን ብግልፂ ጨረታ ኣወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ ዝወፀሉ መዓልቲ: ረቡዕ ታሕሳስ 20, 2008 (ልዕሊ 10 ዓመታት)ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ረቡዕ ጥሪ 4, 2008 06:00 ደ/ሰዓት (ሓሊፉ)ቦታ:ማይጨዉጨረታ መደብ:ህንፃ መሳርሒመለዋወጢ ኣቁሑት ተሸከርከርቲናይ ንፅህናን ፅሬት ኣቁሑትኮንስትራክሽን ጥረ ኣቁሑትናይ ፅሕፈት መሳሪሕታተት
ዓ/ዓዲ ቤት ህንፀት ማእከል አብ 2008 በጀት ዓመት ዝተበጀተልና መሰረት ብምግባር 2ይ ዕድጊት ንቲ ማእከል ግልጋሎት ዝዉዕሉ ቀወምቲ ንብረታት ከም ፈርኒቸር ዝተፈላለዩ ናይ ኤሌክትሮኒክስ መሳርሒታት ሃለቅቲ ናይ ፅሕፈት መሳርሒ ሃለቅቲ ናይ ፅሬት መሳርሒታትን ካልኦት አናእሽተይ መሳርሒታትን ካብ ሕጋዊያን ነጋዶ ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊዝወፀሉ መዓልቲ: ሰሉስ ታሕሳስ 19, 2008 (ልዕሊ 10 ዓመታት)ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ሰሉስ ጥሪ 10, 2008 06:00 ደ/ሰዓት (ሓሊፉ)ቦታ:ዓ/ዓዲጨረታ መደብ:ናይ ንፅህናን ፅሬት ኣቁሑትኤሌክትሮኒክስ መሳርሕታትን መለዋወጢንናይ ቢሮ ፈርኒቸርናይ ፅሕፈት መሳሪሕታተት
ቤት ፅሕፈት ፖሊስ ዞባ ምብራቅ ን 2008 በጀት ዓመት ንቤት ፅሕፈት ግልጋሎት ዝዉዕሉ ዝተፈላለዩ መሳርሒ ፅሕፈት ፣ናዉቲ ፅሬትን፣ ካልኦት ደቀቅቲ ንብረታትን ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ክዕድግ ስለዝደሊ ዝስዕብ ረቀሒ እተማልኡ ሕጋዉያን ነጋዶ ክትወዳደሩ ይዕድምዝወፀሉ መዓልቲ: ቀዳም ታሕሳስ 16, 2008 (ልዕሊ 10 ዓመታት)ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ዓርቢ ጥሪ 6, 2008 06:00 ደ/ሰዓት (ሓሊፉ)ቦታ:ዓዲግራትጨረታ መደብ:ናይ ንፅህናን ፅሬት ኣቁሑትናይ ፅሕፈት መሳሪሕታተት
ቤት ፅሕፈት ትልምን ፋይናንስን ወረዳ ጉሎ መከዳ ኣብ ወረድኡ ንዝርከባ ንኩለን ቤት ፅሕፈታት ን 2008 በጀት ዓመት ጠቅላላ ግልጋሎት ዝዉዕሉ ዝተፈላለዩ ናይ ፅሕፈት መሳርሒ ኣቁሑት : ናይ ፅሬት አቁሑት : ናይ ኤሌክትሮኒክስ ኣቁሑት:ቀወምቲ ንብረት ወይ ከዓ ፈርኒቸር ናይ መኪናን ሞተር ሳይክልን መለዋወጢ ኣቁሑት : ናይ ሕትመት አቁሑትን ናይ ኤሌክትሮኒክስ ፅገና ናይ ጉልበት ዋጋ ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ክዕድግን ከስርሕን ወይ ከዓ ከፀግን ይደሊዝወፀሉ መዓልቲ: ሓሙስ ታሕሳስ 14, 2008 (ልዕሊ 10 ዓመታት)ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ሰሉስ ታሕሳስ 26, 2008 06:00 ደ/ሰዓት (ሓሊፉ)ቦታ:ጉሎመከዳጨረታ መደብ:መለዋወጢ ኣቁሑት ተሸከርከርቲናይ ንፅህናን ፅሬት ኣቁሑትኤሌክትሮኒክስ መሳርሕታትን መለዋወጢንኤሌክትሮ-መካኒክስ ኣቁሑትን ግልጋሎትንናይ ቢሮ ፈርኒቸርናይ ፅሕፈት መሳሪሕታተትናይ ሕትመት ኣቁሑትን
ኮሌጅ ኪነ -ጥበባት ትግራይ ንምምሃር ምስትምሃር ዘገልግሉ መሳርሒ ፅሕፈት፣መሳርሒ ህንፃ፣ናይ ፅሬት ኣቑሑት: መለዋወጢ ኣቁሑት መኪና ብግለፂ ጨረታ ኣወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊዝወፀሉ መዓልቲ: ቀዳም ታሕሳስ 9, 2008 (ልዕሊ 10 ዓመታት)ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ሶኒ ታሕሳስ 25, 2008 06:00 ደ/ሰዓት (ሓሊፉ)ቦታ:መቐለጨረታ መደብ:ህንፃ መሳርሒመለዋወጢ ኣቁሑት ተሸከርከርቲናይ ንፅህናን ፅሬት ኣቁሑትኮንስትራክሽን ጥረ ኣቁሑትናይ ፅሕፈት መሳሪሕታተት
ካሕሳይ አበራ ሆስፒታል ሑመራ ካብ በጀት ዓመት 2008 ናይ ቀዳማይ ዙር ዕድጊት ንሆስፒታልና ግልጋሎት ዝዉዕሉ ዝተፈላለዩ ናይ ፅሕፈት መሳርሒ ፣ ፅሬት ኣቁሑት፣ ደንቢ ክዳንን፣ ኣቁሑት ኤለክትሪክ ፣ ኣቁሑት ኤሌክትሮኒክስ፣ ኣቅርቦት ምግቢ፣ መቀያየሪ ኣቁሑት ማይ ፣መሳርሒ ሕትመት ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ክዕድግ ስለዝደሊ ሕጋዉያን ነጋዶ ዝኾንኩም ንክትወዳደሩ ንዕድምዝወፀሉ መዓልቲ: ቀዳም ታሕሳስ 9, 2008 (ልዕሊ 10 ዓመታት)ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ረቡዕ ታሕሳስ 20, 2008 06:00 ደ/ሰዓት (ሓሊፉ)ቦታ:ሐመራጨረታ መደብ:ጨርቃ መርቂን ውፅኢት ቆርበትንናይ ንፅህናን ፅሬት ኣቁሑትኤሌክትሪካልን መሳርሕታትን መለዋወጢንኤሌክትሮኒክስ መሳርሕታትን መለዋወጢንኣቅርቦት ምግቢ ናይ ፅሕፈት መሳሪሕታተትናይ ሕትመት ስራሕቲናይ ሕትመት ኣቁሑትንቅፋሮ ማይ ኢንጂነሪንግ ማሺነሪ, ኣቁሑትን ኣክሰሰሪ
ኮለጅ ትምህርቲ መምህራን ዓድዋኣብ 2008 ዓ∙ ም ንምምሃር ምስተምሃር ዘገልግሉ ኣቁሑ ኤለክትሮኒክስ ፣ኣቁሑተ ኤለክትሪክ፣ መሳርሒ ህንፃ ፣ኣቁሑት ፅሬት ፣ ኣቁሑት መለዋወጢ መኪናን ንካልኣይ ግዘ ብጨረታ ኣወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ ስለዚ ንግዲ ፍቃድ ዘለኩም ቫት ተመዝገብቲ ዝኮንኩም ተወዳደርቲ ንጨረታ ዘድልየኩም መረዳእታ ኩሉ ብምትሓዝ ክትጫረቱ ይዕድምዝወፀሉ መዓልቲ: ሓሙስ ታሕሳስ 7, 2008 (ልዕሊ 10 ዓመታት)ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ዓርቢ ታሕሳስ 29, 2008 06:00 ደ/ሰዓት (ሓሊፉ)ቦታ:ዓድዋጨረታ መደብ:ህንፃ መሳርሒመለዋወጢ ኣቁሑት ተሸከርከርቲናይ ንፅህናን ፅሬት ኣቁሑትኮንስትራክሽን ጥረ ኣቁሑትኤሌክትሪካልን መሳርሕታትን መለዋወጢንኤሌክትሮኒክስ መሳርሕታትን መለዋወጢን
ኣብ ቤት ፅሕፈት ትልምን ፋኢ ልምዓት ወ/ቆ /ተምቤን አብ ዘበነ 2008 ዓ/ም ናይ ዝተፈላለዩ ዝወፀሉ መዓልቲ: ሰሉስ ታሕሳስ 5, 2008 (ልዕሊ 10 ዓመታት)ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ሶኒ ታሕሳስ 18, 2008 06:00 ደ/ሰዓት (ሓሊፉ)ቦታ:ቆላ ተምቤን ጨረታ መደብ:ናይ ንፅህናን ፅሬት ኣቁሑትኤሌክትሮኒክስ መሳርሕታትን መለዋወጢንኤሌክትሮ-መካኒክስ ኣቁሑትን ግልጋሎትንናይ ፅሕፈት መሳሪሕታተትናይ ሕትመት ስራሕቲ
ንህወሓት ቤ/ፅሕፈት ዘገልግሉ ሐደሽቲ ቀዋሚ ንብረት ሃላኽን ንብረት ናይ መካይን መለዋወጢ ኣቁሑ ናይ ኤሌክትሮኒክስ ኣቁሑ ብግልፅ ጨረታ አወዳዲሩ ክንገዝእ ስለዝደለናዝወፀሉ መዓልቲ: ሰሉስ ታሕሳስ 5, 2008 (ልዕሊ 10 ዓመታት)ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ሓሙስ ታሕሳስ 14, 2008 06:00 ደ/ሰዓት (ሓሊፉ)ቦታ:መቐለጨረታ መደብ:መለዋወጢ ኣቁሑት ተሸከርከርቲናይ ንፅህናን ፅሬት ኣቁሑትኤሌክትሮኒክስ መሳርሕታትን መለዋወጢንናይ ቢሮ ፈርኒቸርናይ ፅሕፈት መሳሪሕታተት
ትራንስ ኢትዮዽያ ሓ .ዝ. ዉ .ማሕበር ንጋንታ ስፖርት ዝከዉን ዝተፈላለ ዓይነት ምግቢ ከምኡዉን ኣቁሑት ፅሬት ብጨረታ አወዳዲሩ ክገዝእ ይደሊ ዝወፀሉ መዓልቲ: ሰንበት ታሕሳስ 3, 2008 (ልዕሊ 10 ዓመታት)ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ሶኒ ታሕሳስ 11, 2008 06:00 ደ/ሰዓት (ሓሊፉ)ቦታ:መቐለጨረታ መደብ:ናይ ንፅህናን ፅሬት ኣቁሑትኣቅርቦት ምግቢ