ካብ መደበኛ በጀት ን2007 ዓ/ም ካብ ዝተመደበልና በጀት ንዝተፈላለዩ ግልጋሎት ዝዉዕል ናይ መኪና መለዋወጢ አቁሑት : ፅሕፈት መሳርሒ : ፅሬት ኣቑሑትን ናይ ሕትመት ስራሕትን ኣወዳድሩ ክዕድግ / ከሕትም ይደሊ ዝወፀሉ መዓልቲ: ረቡዕ ጥቅምቲ 3, 2008 (ልዕሊ 10 ዓመታት)ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ረቡዕ ጥቅምቲ 17, 2008 06:00 ደ/ሰዓት (ሓሊፉ)ቦታ:መቐለጨረታ መደብ:መለዋወጢ ኣቁሑት ተሸከርከርቲናይ ንፅህናን ፅሬት ኣቁሑትናይ ፅሕፈት መሳሪሕታተትናይ ሕትመት ስራሕቲ
ንቤት ፅሕፈት ከተማ ልምዓት ግልጋሎት ዝዉዕል ናይ ፅሕፈት መሳርሒ ናይ ኤሌክትሮኒከስ ኣቁሑትን ናይ ፅሬት ኣቁሑትን ብግልፂ ጨረታ ኣወዳዲሩ ክዕድግ ስለ ዝደለየ ሕጋዉያን ነጋዶ ክትወዳደሩ ንዕድም::ዝወፀሉ መዓልቲ: ረቡዕ ጥቅምቲ 3, 2008 (ልዕሊ 10 ዓመታት)ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ሶኒ ጥቅምቲ 15, 2008 06:00 ደ/ሰዓት (ሓሊፉ)ቦታ:መቐለጨረታ መደብ:ናይ ንፅህናን ፅሬት ኣቁሑትኤሌክትሮኒክስ መሳርሕታትን መለዋወጢንናይ ፅሕፈት መሳሪሕታተት
ን2008 ዓ/ም ብግለፂ ጨረታ ኣወዳዲሩ ክገዝእ ስለዝደለየ ክትወዳደሩ እትደልዩ ሕጋዉያን ነጋዶ ነዚ ዝስዕብ ሮቋሓ እተማልኡ ንክትወዳደሩ ይዕድምዝወፀሉ መዓልቲ: ቀዳም መስከረም 29, 2008 (ልዕሊ 10 ዓመታት)ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ዓርቢ ጥቅምቲ 12, 2008 06:00 ደ/ሰዓት (ሓሊፉ)ቦታ:መቐለጨረታ መደብ:መለዋወጢ ኣቁሑት ተሸከርከርቲናይ ንፅህናን ፅሬት ኣቁሑትመለዋወጢ ኣቁሑት መኪናናይ ፅሕፈት መሳሪሕታተትናይ ሕትመት ስራሕቲ
ንቤት ፅሕፈት ግልጋሎት ዝውዕል ዝተፈላለዩ ናይ ፅሕፈት መሳርሒ (እስቴሽነሪ ኣቑሑት) : ናይ ኤሌክተሪክ ኣቁሑትን : ናይ ፅሬት ኣቁሑትን ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ክገዝእ ይደሊዝወፀሉ መዓልቲ: ሓሙስ መስከረም 27, 2008 (ልዕሊ 10 ዓመታት)ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ሓሙስ ጥቅምቲ 11, 2008 06:00 ደ/ሰዓት (ሓሊፉ)ቦታ:ማይጨዉጨረታ መደብ:ናይ ንፅህናን ፅሬት ኣቁሑትኤሌክትሪካልን መሳርሕታትን መለዋወጢንናይ ፅሕፈት መሳሪሕታተት
ን 2008 ዓ/ም ግልጋሎት ዝዉዕሉ ሎት 1 መለዋወጢ ኣቁሑ መኪና : ሎት 2 ኣቅሑት ኤሌክትሮኒከስ : ሎት 3 መሳርሒ ፅሕፈት : ሎት 4 መስርሒ ፅሬት ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ክዕድግ ስለዝደሊዝወፀሉ መዓልቲ: ረቡዕ መስከረም 26, 2008 (ልዕሊ 10 ዓመታት)ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ሰሉስ ጥቅምቲ 9, 2008 06:00 ደ/ሰዓት (ሓሊፉ)ቦታ:መቐለጨረታ መደብ:መለዋወጢ ኣቁሑት ተሸከርከርቲናይ ንፅህናን ፅሬት ኣቁሑትኤሌክትሮኒክስ መሳርሕታትን መለዋወጢንናይ ፅሕፈት መሳሪሕታተት
ነቲ አካዳሚ ግልጋሎት ዝዉዕሉ ዝተፈላለዩ ናይ ቢሮ መሳለጥቲ ኣቑሑት ብግልፂ ጨረታ ኣወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊዝወፀሉ መዓልቲ: ሶኒ መስከረም 24, 2008 (ልዕሊ 10 ዓመታት)ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ሰሉስ ጥቅምቲ 9, 2008 06:00 ደ/ሰዓት (ሓሊፉ)ቦታ:መቐለጨረታ መደብ:መለዋወጢ ኣቁሑት ተሸከርከርቲናይ ንፅህናን ፅሬት ኣቁሑትናይ ፅሕፈት መሳሪሕታተት
ኣብ 2008 ዓ∙ ም ንምምሃር ምስተምሃር ዘገልግሉ ኬሚካላት ላባራቶሪ ፣መሳርሒ ፅሕፈት ፣ኣቁሑ ኤለክትሮኒክስ ፣ኣቁሑተ ኤለክትሪክ፣ መሳርሒ ህንፃ ፣ኣቁሑት ፅሬት ፣መሳርሒ ሙዚቃ ፣ዕጥቂ ስፖርት፣ ኣቁሑት መለዋወጢ መኪናን ብጨረታ ኣወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ ስለዚ ንግዲ ፍቃድ ዘለኩም ቫት ተመዝገብቲ ዝኮንኩም ተወዳደርቲ ንጨረታ ዘድልየኩም መረዳእታ ኩሉ ብምትሓዝ ክትጫረቱ ይዕድምዝወፀሉ መዓልቲ: ቀዳም መስከረም 22, 2008 (ልዕሊ 10 ዓመታት)ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ሶኒ ጥቅምቲ 8, 2008 06:00 ደ/ሰዓት (ሓሊፉ)ቦታ:ዓድዋጨረታ መደብ:ህንፃ መሳርሒናይ ስፖርት ዕጥቅን ተዛመድቲ አቁሑትንናይ ንፅህናን ፅሬት ኣቁሑትኤሌክትሪካልን መሳርሕታትን መለዋወጢንኤሌክትሮኒክስ መሳርሕታትን መለዋወጢንመለዋወጢ ኣቁሑት መኪና
ቤት ፅሕፈትና ን 2008 ዓ ∙ም በጀት ዓመት ኣብ ወረድኡ ንዝርከባ ኣብያተ ዕዮ ግልጋሎት ዝዉዕል ናይ ሕትመት ስራሕቲ ፣ ኣቁሑት ኤለክትሮኒክስ ፣ኣቁሑት ቢሮ ወይንከዓ ኦፊስ ፈርኒቸር ፣ ኣቁሑት ፅሬት ፣ግልጋሎተ ኦፊስ ኣዉቶሜሽን ፣ግልጋሎት ፀገና ቀለለቲ መካየን ሞተር ሳይክልን ብግልፂ ጨረታ ኣወዳዲሩ ክዕድግን ከስርሕን ስለዝደለየ ነዞም ዝስዕቡ ረቀሕታት ተማልኡ ሕጋዉያን ነጋዶ ክትወዳደሩ ይዕድምዝወፀሉ መዓልቲ: ቀዳም መስከረም 22, 2008 (ልዕሊ 10 ዓመታት)ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ሰሉስ ጥቅምቲ 2, 2008 06:00 ደ/ሰዓት (ሓሊፉ)ቦታ:ታሕታይ ኣድያቦጨረታ መደብ:ናይ ንፅህናን ፅሬት ኣቁሑትኤሌክትሮኒክስ መሳርሕታትን መለዋወጢንናይ ቢሮ ፈርኒቸርፅገና ተሽከርካሪናይ ሕትመት ስራሕቲ
ንቢሮ ግልጋሎት ዝዉዕሉ ዝተፈላለዩ ዓይነታት መሳርሒ ፅሕፈት : መለዋወጢ ኣቁሑት መኪና :ኣቁሑት ፅሬት ብግልፂ ጨረታ ኣወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ ስለዚ ኣብዚ ጨረታ ንክትወዳደሩ እትደልዩ ነጋዶ ዝስዕቡ ረቋሕታት ብምምላእ ንክትወዳደሩ ይዕድም::ዝወፀሉ መዓልቲ: ዓርቢ መስከረም 21, 2008 (ልዕሊ 10 ዓመታት)ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ሰሉስ ጥቅምቲ 9, 2008 06:00 ደ/ሰዓት (ሓሊፉ)ቦታ:መቐለጨረታ መደብ:መለዋወጢ ኣቁሑት ተሸከርከርቲናይ ንፅህናን ፅሬት ኣቁሑትናይ ፅሕፈት መሳሪሕታተት
ኣብታ ከተማ ንዝርከባ ኣብያተ ፅሕፈት ግልጋሎት ዝዉዕሉ መሳርሒ ፅሕፈት: ኣቁሑት ኤሌክትሮኒከስ : ኣቁሑት ፅሬት : መለዋወጢ ኣቁሑት መኪና : ኣቁሑት ቤት ፅሕፈት : መሳርሒ ሕትመት : ደንቢ ክዳንን መሳርሒ ህንፃ ካብ ተጫረቲ አወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊዝወፀሉ መዓልቲ: ሓሙስ መስከረም 20, 2008 (ልዕሊ 10 ዓመታት)ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ረቡዕ ጥቅምቲ 3, 2008 06:00 ደ/ሰዓት (ሓሊፉ)ቦታ:ኣላማጣጨረታ መደብ:መለዋወጢ ኣቁሑት ተሸከርከርቲጨርቃ መርቂን ውፅኢት ቆርበትንናይ ንፅህናን ፅሬት ኣቁሑትኮንስትራክሽን ጥረ ኣቁሑትኤሌክትሮኒክስ መሳርሕታትን መለዋወጢንናይ ፅሕፈት መሳሪሕታተትናይ ሕትመት ኣቁሑትን