ኒኮላስ ሮቢንስን ቤት ትምህርቲ ናይ ፅሕፈት ን ፅሬት መሳርሒ ብጨረታ አወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ ዝወፀሉ መዓልቲ: ሰሉስ የካቲት 8, 2008 (ልዕሊ 10 ዓመታት)ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ሰሉስ የካቲት 15, 2008 06:00 ደ/ሰዓት (ሓሊፉ)ቦታ:መቐለጨረታ መደብ:ናይ ንፅህናን ፅሬት ኣቁሑትናይ ፅሕፈት መሳሪሕታተት
ቤት ፅሕፈት ትልምን ፋይናንስ ወረዳ አስገለ ፅምብላ ካብ በጀት ዓመት 2008 ዓ ንኣብያተ ፅሕፈት ግልጋሎት ዝዉዕሉ ዝተፈላለዩ ኣቁሑት ፅሬት፣ ስራሕቲ ሕትመት፣ መለዋወጢ አቁሑት መኪና ፣መሳርሒ ህንፃ ፣ኤለክትሮኒክሰ ፣ ፈርኒቸር ብግልፂ ጨረታ ኣወዳዲሩ ከስርሕን ስለዝደለየ ነዞም ዝስዕቡ ረቋሕታት ተማልኡ ተጫረቲ ቀሪብኩም ንክትወዳደሩ ይዕድም ዝወፀሉ መዓልቲ: ሶኒ የካቲት 7, 2008 (ልዕሊ 10 ዓመታት)ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ሰሉስ የካቲት 15, 2008 06:00 ደ/ሰዓት (ሓሊፉ)ቦታ:ኣስገለ ፅምብላጨረታ መደብ:ህንፃ መሳርሒመለዋወጢ ኣቁሑት ተሸከርከርቲናይ ንፅህናን ፅሬት ኣቁሑትኮንስትራክሽን ጥረ ኣቁሑትኤሌክትሮኒክስ መሳርሕታትን መለዋወጢንናይ ቢሮ ፈርኒቸርናይ ሕትመት ስራሕቲ
ዝተናወሐ ግልፂ ናይ ጨረታ ምልክታ ኮሌጅ ቴክኒክን ሞያን ገበረ ስላሴ ኣስገዶም ዕዳጋ ሓሙስ ዝወፀሉ መዓልቲ: ሓሙስ ጥሪ 26, 2008 (ልዕሊ 10 ዓመታት)ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ሶኒ ጥሪ 30, 2008 06:00 ደ/ሰዓት (ሓሊፉ)ቦታ:ዕዳጋ ሓሙስጨረታ መደብ:ህንፃ መሳርሒናይ ንፅህናን ፅሬት ኣቁሑትኮንስትራክሽን ጥረ ኣቁሑትኤሌክትሪካልን መሳርሕታትን መለዋወጢን
ማሕበራዊ ረዲኤት ትግራይ /ማረት/ ዝስዕቡ ናይ ፅሬት ኣቁሑ(sanitation Materials) ብጨረታ አወዳዲሩ ንምዕዳግ ትደሊ ዝወፀሉ መዓልቲ: ሶኒ ጥሪ 23, 2008 (ልዕሊ 10 ዓመታት)ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ሓሙስ የካቲት 3, 2008 06:00 ደ/ሰዓት (ሓሊፉ)ቦታ:መቐለጨረታ መደብ:ናይ ንፅህናን ፅሬት ኣቁሑት
ቤት ፅሕፈት ትልምን ፋይናንስን ወረዳ ኣፅቢ ወንበርታ ንመሳርሒ ፅሕፈት፣ አቁሑት ፅሬት፣ መሳርሒ ህንፃ ፣አቁሑት ኤለክትሮኒክስ ፣ቼክዳማት ንምስራሕ ፣አቁሑት ቢሮን ገዛን ምቅራብን ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ክገዝእ ይደሊዝወፀሉ መዓልቲ: ሰሉስ ጥሪ 24, 2008 (ልዕሊ 10 ዓመታት)ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ሰሉስ የካቲት 8, 2008 06:00 ደ/ሰዓት (ሓሊፉ)ቦታ:ኣፅቢ ወንበርታጨረታ መደብ:ህንፃ መሳርሒናይ ንፅህናን ፅሬት ኣቁሑትኮንስትራክሽን ጥረ ኣቁሑትስራሕቲ ማይኤሌክትሮኒክስ መሳርሕታትን መለዋወጢንገዛ ፈርኒቸርናይ ቢሮ ፈርኒቸርናይ ፅሕፈት መሳሪሕታተት
ኣለማጣ ሓፈሻዊ ሆስፒታልንግልጋሎ ሆስፒታል ዝዉዕሉ ሕትመት :ኤሌክትሮኒክስ : ኣቁሑ ኤሌትሪክ : ናዉቲ ቤት ፅሕፈት : መሳርሒ ፅሕፈት፡ መሳርሒ ፅሬት ፡ኣልባሳት ካብ ሕጋዊ ነጋዶ ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ክገዝእ ይደሊ ዝወፀሉ መዓልቲ: ሰንበት ጥሪ 22, 2008 (ልዕሊ 10 ዓመታት)ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ሶኒ የካቲት 7, 2008 06:00 ደ/ሰዓት (ሓሊፉ)ቦታ:ኣላማጣጨረታ መደብ:ጨርቃ መርቂን ውፅኢት ቆርበትንናይ ንፅህናን ፅሬት ኣቁሑትኤሌክትሪካልን መሳርሕታትን መለዋወጢንኤሌክትሮኒክስ መሳርሕታትን መለዋወጢንናይ ቢሮ ፈርኒቸርናይ ፅሕፈት መሳሪሕታተትናይ ሕትመት ስራሕቲ
ዋና ቤት ፅሕፈት ምስንዳ ጋዜጣ ወይን ንቤት ፅሕፈት ግልጋሎት ዝዉዕል ናይ ፅሕፈት መሳርሒ : ፅሬት ኣቁሑት : ኤሌክትሮኒክስ ኣቅሑት : መኪና ጎማ ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ክዕድግ ስለዝደለየ ሕጋዉያን ነጋዶ ትወዳደሩ ንዕድምዝወፀሉ መዓልቲ: ሓሙስ ጥሪ 12, 2008 (ልዕሊ 10 ዓመታት)ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ሓሙስ ጥሪ 26, 2008 06:00 ደ/ሰዓት (ሓሊፉ)ቦታ:መቐለጨረታ መደብ:መለዋወጢ ኣቁሑት ተሸከርከርቲናይ ንፅህናን ፅሬት ኣቁሑትኤሌክትሮኒክስ መሳርሕታትን መለዋወጢንናይ ፅሕፈት መሳሪሕታተት
ቢሮ ሓለዋ ጥዕና ክልል ትግራይ ነቲ ቢሮ ግልጋሎት ዝዉዕል ስራሕቲ ሕትመት ፣መሳርሒ ፅሕፈት ፣ኣቁሑት ፅሬት ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ክዕድግ ስለዝደሊ ንተወዳደርቲ ይዕድምዝወፀሉ መዓልቲ: ሓሙስ ጥሪ 12, 2008 (ልዕሊ 10 ዓመታት)ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ሓሙስ ጥሪ 26, 2008 06:00 ደ/ሰዓት (ሓሊፉ)ቦታ:መቐለጨረታ መደብ:ናይ ንፅህናን ፅሬት ኣቁሑትናይ ፅሕፈት መሳሪሕታተትናይ ሕትመት ስራሕቲ
ኤጀንሲ ሳይንስን ቴክኖሎጂ ክልል ትግራይ ንቤት ፅሕፈቱ ዝዉዕል ዝተፈላለዩ ቀወምትን ሃለቅትን ናዉቲዝወፀሉ መዓልቲ: ሓሙስ ጥሪ 5, 2008 (ልዕሊ 10 ዓመታት)ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ቀዳም ጥሪ 21, 2008 06:00 ደ/ሰዓት (ሓሊፉ)ቦታ:መቐለጨረታ መደብ:ናይ ንፅህናን ፅሬት ኣቁሑትኮምፒተርን ተዛመድቲ ናይ ኮምፒተር ተዛመድቲ አቁሑትንኤሌክትሮኒክስ መሳርሕታትን መለዋወጢንናይ ቢሮ ፈርኒቸርናይ ፅሕፈት መሳሪሕታተት
ኣግኣዚ ማእከል መሰልጠኒ ሰብ ሞያ ኣካላት ፍትሒ ብ/ ክ/ መ /ትግራይ ከተማ ዉቅሮ ናይ ፅሕፈት መሳርሒ፣ ኤለክትሮኒክስ፣ ናይ መኪና መለዋወጢ አቁሑት ፣ ፅሬት ኣቁሑት ፣ህንፃ መሳርሒ ፣ንናይ ማይ ቡንባ አቁሑትን ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ግዝኢት ክፍፅም ይደሊ በዚ መሰረት መቅረብቲ በዚ ምልክታ እዚ ይዕድምዝወፀሉ መዓልቲ: ረቡዕ ታሕሳስ 27, 2008 (ልዕሊ 10 ዓመታት)ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ዓርቢ ጥሪ 13, 2008 06:00 ደ/ሰዓት (ሓሊፉ)ቦታ:ዉቅሮጨረታ መደብ:ህንፃ መሳርሒመለዋወጢ ኣቁሑት ተሸከርከርቲናይ ንፅህናን ፅሬት ኣቁሑትኮንስትራክሽን ጥረ ኣቁሑትኤሌክትሮኒክስ መሳርሕታትን መለዋወጢንናይ ፅሕፈት መሳሪሕታተትቅፋሮ ማይ ኢንጂነሪንግ ማሺነሪ, ኣቁሑትን ኣክሰሰሪ