ቤት ፅ/ት ቤት ምኽሪ ክልል ትግራይ ካብዚ ንታሕቲ ዝተዘርዘሩ ናይ ፅሬት ኣቑሕት ብፕሮፈርማ ኣዋዳዲሩ ክዕድግ ክገዝአ ይደሊ::ዝወፀሉ መዓልቲ: ሰሉስ ሰነ 3, 2017 ( ቅድሚ 9 ወርሒ)ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ረቡዕ ሰነ 4, 2017 09:00 ደ/ሰዓት (ሓሊፉ)ቦታ:መቐለጨረታ መደብ:ናይ ንፅህናን ፅሬት ኣቁሑት
ኮሌጅ ጋርመንት መቐለ ኣብ 2017 ዓ/ም ካልኣይ መንፈቕ በጀት ዓመት ንኮሌጅና ግልጋሎት ዝውዕሉ ናውቲ ፅሬትን ናይ ፅሕፈት መሳርሕን ብፕሮፎርማ ኣወዳዲሩ ክዕድግ ስለዝደሊዝወፀሉ መዓልቲ: ሶኒ ሰነ 2, 2017 ( ቅድሚ 9 ወርሒ)ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ረቡዕ ሰነ 4, 2017 04:00 ቅደሚ ሰዓት (ሓሊፉ)ቦታ:መቐለጨረታ መደብ:ናይ ንፅህናን ፅሬት ኣቁሑትናይ ፅሕፈት መሳሪሕታተት
ማሕበር ደቂ ኣነስትዮ ትግራይ ናይ ስልጠናን ናይ ስነል ናውትን ናውትን ኣወዳዲራ ክትዕድግ ትደሊዝወፀሉ መዓልቲ: ረቡዕ ጉንበት 27, 2017 ( ቅድሚ 9 ወርሒ)ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ዓርቢ ጉንበት 29, 2017 04:00 ቅደሚ ሰዓት (ሓሊፉ)ቦታ:መቐለጨረታ መደብ:ናይ ንፅህናን ፅሬት ኣቁሑትመፅሓፍቲን ትምህርታዊ መሳርሕታት
ኣብ ዞባ ሰሜናዊ ምዕራብ ከተማ ሽረ እንዳስላሴ ምምሕዳር ዞባ ምዕራብ ዝርከብ ቤት ፅሕፈት ነቲ ቤት ፅሕፈት አገልግሎት ዝዉዕል ሃለቅቲ መሳርሒ ፅሕፈት ሃለቅቲ መሳርሒ: ፅሬት ኣቅሑት : ኣናሽተይ መሳርሒ ፅሕፈት : ናይ መካይን መለዋወጢ ኣቅሑትን : ኣቅሑት ኤሌክትሮኒክስን ንበጀት ዓመት 2017 ዓም ክዕድግ ይደሊዝወፀሉ መዓልቲ: ሶኒ ጉንበት 25, 2017 ( ቅድሚ 9 ወርሒ)ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ቀዳም ሰነ 7, 2017 03:30 ቅደሚ ሰዓት (ሓሊፉ)ቦታ:ሽረጨረታ መደብ:ናይ ንፅህናን ፅሬት ኣቁሑትኤሌክትሮኒክስ መሳርሕታትን መለዋወጢንመለዋወጢ ኣቁሑት መኪናናይ ፅሕፈት መሳሪሕታተትናይ ቢሮ አቁሑት
ቢሮ ሓለዋ ጥዕና ክልል ትግራይ ናይ ናይ ፅሬትኣቁሑት ብፕሮፎርማ ኣወዳድሩ ክዕድግ ይድሊ::ዝወፀሉ መዓልቲ: ሓሙስ ጉንበት 21, 2017 ( ቅድሚ 9 ወርሒ)ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ሶኒ ጉንበት 25, 2017 10:00 ደ/ሰዓት (ሓሊፉ)ቦታ:መቐለጨረታ መደብ:ናይ ንፅህናን ፅሬት ኣቁሑትኮንስትራክሽን ማሽነሪን ኣቁሑትን
ማሕበር ደቂ ኣንስትዮ ትግራይ ናይ መኪና ብርጅስቶን ጎማ ንክትዕድግ ሰለዝደለየት::ዝወፀሉ መዓልቲ: ሓሙስ ጉንበት 21, 2017 ( ቅድሚ 9 ወርሒ)ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ሓሙስ ጉንበት 28, 2017 04:00 ቅደሚ ሰዓት (ሓሊፉ)ቦታ:መቐለጨረታ መደብ:ናይ ንፅህናን ፅሬት ኣቁሑት
ኢንስቲትዩት ምርምር ጥዕና ትግራይ መሳርሒ ኣቅሑትን ላብራቶሮ : መሳርሒ ፅሕፈት : ኣቅሑት ፅሬት : ጎማ ኮስተር መኪና :ብሎኬትን ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊዝወፀሉ መዓልቲ: ረቡዕ ጉንበት 20, 2017 ( ቅድሚ 9 ወርሒ)ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ረቡዕ ሰነ 4, 2017 03:00 ቅደሚ ሰዓት (ሓሊፉ)ቦታ:መቐለጨረታ መደብ:ናይ ንፅህናን ፅሬት ኣቁሑትኮንስትራክሽን ጥረ ኣቁሑትመለዋወጢ ኣቁሑት መኪናላብራቶሪይን መሳሪሒታተናይ ፅሕፈት መሳሪሕታተት
ኮሌጅ ስነ ጥበባት ትግራይ ናይሕክምና አቁሑት ብምልከታ ፕሮፎርማ ኣወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊዝወፀሉ መዓልቲ: ሓሙስ ጉንበት 14, 2017 ( ቅድሚ 10 ወርሒ)ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ሰሉስ ጉንበት 19, 2017 03:00 ቅደሚ ሰዓት (ሓሊፉ)ቦታ:መቐለጨረታ መደብ:ናይ ንፅህናን ፅሬት ኣቁሑትናይ መድሓኒት ምህርቲ
ቤት ፅሕፈት ልምዓት እቶትን ምምሕዳር ፋይናንስ ወረዳ እምባስነይቲ ንዝተፈላለዩ ግልጋሎት ዝዉዕሉ መሳርሒ ፅሕፈት : ኣቅሑት ኤሌክትሮኒክስን: ኣቅሑት ፅሬትን ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊዝወፀሉ መዓልቲ: ረቡዕ ጉንበት 13, 2017 ( ቅድሚ 10 ወርሒ)ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ሰሉስ ጉንበት 26, 2017 03:30 ቅደሚ ሰዓት (ሓሊፉ)ቦታ:ወረዳጨረታ መደብ:ናይ ንፅህናን ፅሬት ኣቁሑትኤሌክትሮኒክስ መሳርሕታትን መለዋወጢንናይ ፅሕፈት መሳሪሕታተት
ቢሮ ሓለዋ ጥዕና ክልል ትግራይ ናይ ናይ ፅሬት ኣቁሑት ብፕሮፎርማ ኣወዳድሩ ክዕድግ ይድሊ::ዝወፀሉ መዓልቲ: ሶኒ ጉንበት 11, 2017 ( ቅድሚ 10 ወርሒ)ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ረቡዕ ጉንበት 13, 2017 11:30 ደ/ሰዓት (ሓሊፉ)ቦታ:መቐለጨረታ መደብ:ናይ ንፅህናን ፅሬት ኣቁሑት