ዋሕስ ናይ ገዛ ቁጠባን ህንፀትን ኣክስዮን ማሕበር ኣብ ዓዲሓ ዓይደር ክ/ከተማ መቐለ G+4(LOT2) ናይ ሳኒተሪ ሰራሕቲ ክነስርሕ ሰለዝደለና ፍቓድ ዘለኩም ተጫረቲ ክትሳተፉ ንዕድም፡፡ዝወፀሉ መዓልቲ: ሶኒ ሚያዝያ 13, 2017 ( ቅድሚ 11 ወርሒ)ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ሓሙስ ሚያዝያ 16, 2017 08:30 ደ/ሰዓት (ሓሊፉ)ቦታ:መቐለጨረታ መደብ:ጠቅላላ ስራሕቲ ኣገልግሎትናይ ንፅህናን ፅሬትን ኣገልግሎት
ኮሌጅ ቴክኒክን ሞያን ኣላማጣ ንትካሉ ንምምሃር ምስትምሃር ግልጋሎት ዝዉዕሉ ናይ ህንፃ መሳርሒ : ናይ ኤሌክትሪ ኣቅሑት : ናይ ፅሕፈት መሳርሒ : ናይ ኤሌከትሮኒክስ ወይድማ ናይ ኣይቲ ኣቅሑት : ናይ መኪና መለዋወጢ : ናይ ፅሬት ኣቅሑት ተጫረቲ ብጨረታ አወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊዝወፀሉ መዓልቲ: ዓርቢ ሚያዝያ 10, 2017 ( ቅድሚ 11 ወርሒ)ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ሓሙስ ሚያዝያ 30, 2017 04:00 ቅደሚ ሰዓት (ሓሊፉ)ቦታ:ኣላማጣጨረታ መደብ:ናይ ንፅህናን ፅሬት ኣቁሑትኮምፒተርን ተዛመድቲ ኮንስትራክሽን ማሽነሪን ኣቁሑትንኤሌክትሪካልን መሳርሕታትን መለዋወጢንኤሌክትሮኒክስ መሳርሕታትን መለዋወጢንመለዋወጢ ኣቁሑት መኪናናይ ፅሕፈት መሳሪሕታተት
ቤት ፅሕፈት ልምዓት እቶትን ምምሕዳር ፋይናንስን ወረዳ ዓድዋ ካብ ናይ መደበኛን ኩትቱን ዝተረከበ በጀት አብ 2017 ዓም ንኣብያተ ዕዩ ወረዳ ዓድዋ ግልጋሎት ዝዉዕል ናዉቲ ህክምንናን እንስሳን መድሓኒትን : ፅሕፈት መሳርሒን : ፅሬት መሳርሒ ኤሌክትሮኒክስ : ፍርናሽ ዝኣመሰሉ ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊዝወፀሉ መዓልቲ: ረቡዕ ሚያዝያ 8, 2017 ( ቅድሚ 11 ወርሒ)ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ሰሉስ ሚያዝያ 14, 2017 04:00 ቅደሚ ሰዓት (ሓሊፉ)ቦታ:ዓድዋጨረታ መደብ:ናይ ንፅህናን ፅሬት ኣቁሑትኤሌክትሮኒክስ መሳርሕታትን መለዋወጢንናይ እንስሳት ምድሃኒታትን መሳሪሕታትንናይ ፅሕፈት መሳሪሕታተትጥዕና ተንከፍ አቁሑትን ኣክሰሰሪፍርናሽ ትርኣስን ተዛመድትን
ክፍሊ ዕደጋ ቢሮ ሰላምን ፀጥታን ትግራይ ን2017 በጀት ዓመት ናይ ፅርየት ኣቕሑ መሳርሒ ሃለኽቲ ፅሕፈት መሳርሒ፣ዝተፈላለዩ ናይ ኤለክትሮኒክስ ኣቕሑ ብግልፂ ጨረታ ኣወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ።ዝወፀሉ መዓልቲ: ዓርቢ ሚያዝያ 3, 2017 ( ቅድሚ 11 ወርሒ)ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ዓርቢ ሚያዝያ 17, 2017 04:00 ቅደሚ ሰዓት (ሓሊፉ)ቦታ:መቐለጨረታ መደብ:ናይ ንፅህናን ፅሬት ኣቁሑትናይ ፅሕፈት መሳሪሕታተት
ኢንተርፕራይዝ መፅናዕቲ፣ዲዛይንን ቁፅፅርን ስራሕቲ ማይ ትግራይ ካብዚ ንታሕቲ ዘሎ ናይ ፅሬት መሳርሒ ኣቑሑት ብፕሮፎርማ አወዳዲሩ ከዕድግ ስለ ዝደለየዝወፀሉ መዓልቲ: ሓሙስ ሚያዝያ 2, 2017 ( ቅድሚ 11 ወርሒ)ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ሶኒ ሚያዝያ 6, 2017 08:30 ደ/ሰዓት (ሓሊፉ)ቦታ:መቐለጨረታ መደብ:ናይ ንፅህናን ፅሬት ኣቁሑት
ፖሊ ቴክኒክ ኮሌጅ ሐወልቲ ኣክሱም ን 2017 ዓም ንከይዲ ምምሃር ምስትምሃር ግልጋሎት ዝዉዕል ቀዋሚ ንብረት ናዉቲ ፅሬት ኣቅሑት : ናይ ፅሕፈት መሰርሒ: ኤሌክትሮኒክስ : ስራሕቲ ሓፂን መፂን መሳርሒ : ናይ ሳኒተሪ ኣቅሑት :ናይ ጨረቃ መርቂ መሳርሒ: ናዉቲ አዉቶሞቲቨን መለዋወጢ መኪናን ስፔርን: ናይ ሳይክልን ሞተር ሳይክልን መለዋወጢ ኣቅሑት ካብ ሕጋዊያን መቅረብቲ ነጋዶ ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊዝወፀሉ መዓልቲ: ረቡዕ ሚያዝያ 1, 2017 ( ቅድሚ 11 ወርሒ)ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ረቡዕ ሚያዝያ 15, 2017 03:00 ቅደሚ ሰዓት (ሓሊፉ)ቦታ:ኣክሱምጨረታ መደብ:ናይ ንፅህናን ፅሬት ኣቁሑትኮንስትራክሽን ማሽነሪን ኣቁሑትንኤሌክትሮኒክስ መሳርሕታትን መለዋወጢንመለዋወጢ ኣቁሑት መኪናመለዋወጢ ኣቁሑት ሞተርሳይክልናይ ቢሮ ፈርኒቸርናይ ፅሕፈት መሳሪሕታተትቅፋሮ ማይ ኢንጂነሪንግ ማሺነሪ, ኣቁሑትን ኣክሰሰሪጨርቃ መርቂን ኣልባሳትን
ቢሮ ሓለዋ ጥዕና ክልል ትግራይ ናይ ናይ ፅሬትኣቁሑት ብፕሮፎርማ ኣወዳድሩ ክዕድግ ይድሊ::ዝወፀሉ መዓልቲ: ረቡዕ ሚያዝያ 1, 2017 ( ቅድሚ 11 ወርሒ)ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ሓሙስ ሚያዝያ 2, 2017 11:30 ደ/ሰዓት (ሓሊፉ)ቦታ:መቐለጨረታ መደብ:ናይ ንፅህናን ፅሬት ኣቁሑት
ኮሌጅ ሕርሻ ፖሊ ቴክኒክ ዉቅሮ ኣብ በጀት ዓመት 2017 ዓም ንምምህራ ምስትምሃር ዝዉዕሉ ናይ ኤሌክትሮኒክስ ኣቅሑት: መሳርሒ ፅሕፈት : ኣቅሑት ፅሬት : መሳርሒ ህንፃ : መድሓኒት እንስሳ ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊዝወፀሉ መዓልቲ: ሶኒ መጋቢት 29, 2017 ( ቅድሚ 11 ወርሒ)ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ሰሉስ ሚያዝያ 14, 2017 03:10 ቅደሚ ሰዓት (ሓሊፉ)ቦታ:ዉቅሮጨረታ መደብ:ናይ ንፅህናን ፅሬት ኣቁሑትኮንስትራክሽን ማሽነሪን ኣቁሑትንኮንስትራክሽን ጥረ ኣቁሑትኤሌክትሮኒክስ መሳርሕታትን መለዋወጢንናይ እንስሳት ምድሃኒታትን መሳሪሕታትንናይ ፅሕፈት መሳሪሕታተት
ማእኸል ሪፈራል ሆስፒታል ሰራዊት ትግራይ መቐለ ንውጉኣት ተጋደልቲ ግልጋሎት ዝውዕል ዝርዝር ዓይነቱን መጠኑን ኣብ ዋጋ መቅረቢ ሰነድ ብንፁር ዝተቀመጠ ናይ ፅሬት ኣቑሑት ኣጫሪቱ ክገዝእ ይደሊ፡፡ ዝወፀሉ መዓልቲ: ቀዳም መጋቢት 20, 2017 ( ቅድሚ 12 ወርሒ)ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ሓሙስ ሚያዝያ 2, 2017 04:00 ቅደሚ ሰዓት (ሓሊፉ)ቦታ:መቐለጨረታ መደብ:ናይ ንፅህናን ፅሬት ኣቁሑት
ንካልኣይ ግዜ ዝወፀ ቢሮ ፍትሒ ክልል ትግራይ አብ 2017 ዓም በጀት ዓመት ዝተፈላለየ ፈርኒቸር : ናይ መኪና ጎማ : መፀባበቂ ኣቅሑት ብብርኪ ክልል ትግራይ ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊዝወፀሉ መዓልቲ: ሓሙስ መጋቢት 18, 2017 ( ቅድሚ 12 ወርሒ)ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ረቡዕ ሚያዝያ 1, 2017 08:00 ደ/ሰዓት (ሓሊፉ)ቦታ:መቐለጨረታ መደብ:ናይ ንፅህናን ፅሬት ኣቁሑትመለዋወጢ ኣቁሑት መኪናናይ ቢሮ ፈርኒቸር