1 በቲ ዘፈር ናይ 2017 ዓም ዝተሐደሰ ንግዲ ፍቃድ ዘለኩም
2 ናይ 2017 ዓም ዝተሐደሰ ናይ መቅረባይነት ሰርተፊኬት ዝተመዘገበ
3 ልዕሊ 100000 ዝኮነ ናይ ቫት ሰርተፈኬት ዘለዎን ቲን ናምበር ዘለዎ
4 ናይ ቫት ዲክለር ዝገበረሉ መረዳአታ ዘቅርብ
5 ንፅሬት ኣቅሑት ብር 2000 : ናይ ህንፃ መሳርሒ : ናይ ኤሌክትሪ ኣቅሑት : ናይ ፅሕፈት መሳርሒ : ናይ መኪና መለዋወጢ : ናይ ኤሌከትሮኒክስ ድማ ብር 7000 ናይ ሰነድ መከበሪ ብጥረ ወይ ብስፒኦ ቅድሚ ጨረታ ምካፈቱ ክትሕዝ ዝክእል
6 ሰዓራይ ዝኮነ ተጫራታይ ንዝሰዓሮ ንብረት ብናይ ባዕሉ ትራንስፖርት ኣብ ኮሌጅ ቴክኒክን ሞያን ኣላማጣ ከረክብ አለዎ
7 ሰነድ ጨረታ ኮፒን ቅዳሕን ብዝተዓሸገ ፖስታ ብምግባር ሐደ ኦርጅናል ሐደ ድማ ኮፒ ዝብል ፅሑፍ ብምግባር ክሳብ 30/8/2017 ዓም ሰዓት 400 አብ ዝተዳለወ ሳንዱቅ ጨረታ ከእትዉ ዝክእል
8 ንሕድሕድ ሰነድ ጨረታ ዘይምለስ ብር 300 ብምክፋል እዚ ምልክታ ካብ ዝተጋሐወሉ ጀሚሩ ክሳብ ዕለት 30/8/2017 ዓም ሰዓት 400 ኣብ ናይ ሰራሕ ሰዓት ካብ ንኡስ ከይዲ ስራሕ ዕደጋ ጨረታ ምዉሳድ ይክኣል
9 ሳንዱቅ ጨረታ ብተመሳሳሊ ዕለት 30/8/2017 ዓም ሰዓት 4:00 ተዓፅዩ በቲ ዕለት ሰዓት 4:30 ተጫረቲ ወይ ሕጋዊ ወከልቶም ኣብ ዝተረክበሉ ይክፈት
10 ኮሌጅና ዝሐሸ መማረፂ እንተረኪቡ ነቲ ጨረታ ብሙሉእ ወይ ብክፋል ናይ ምስራዝ መሰሉ ዝተሐለወ እዩ
ንተወሳኪ ሐበሬታ 0914168617 0963577956 0920010920
ድሕሪት