... ለዩ ዓይነት ምስማር : ሽቦ : ጣዉላ ሞራለ : ኬሚካል :ቫይቪሬተርን ካልኦትን ካብ መቅረበቲ ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊዝወፀሉ መዓልቲ: ሶኒ ጥቅምቲ 26, 2016 (ልዕሊ 2 ዓመታት)ዝዕፀወሉ መዓልቲ: 21 ሕዳር 2016 ቦታ:መቐለጨረታ መደብ:ኮንስትራክሽን ጥረ ኣቁሑትኤሌክትሮ-መካኒክስ ኣቁሑትን ግልጋሎትንኬሚካልን ሪኤጀንት
ማሕበራዊ ረድኤት ትግራይ /ማረት/ ነዞም ዝስዕቡ ናይ ማይ መሐከሚ ኪኒናን ሳሙናን (Aqua tab & Multi purpose Soap) ብጨረታ አወዳዲሩ ንምዕዳግ ይደሊዝወፀሉ መዓልቲ: ሰሉስ ጥቅምቲ 20, 2016 (ልዕሊ 2 ዓመታት)ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ሓሙስ ሕዳር 6, 2016 05:00 ቅደሚ ሰዓት (ሓሊፉ)ቦታ:መቐለጨረታ መደብ:ኬሚካልን ሪኤጀንትናይ መድሓኒት ምህርቲ
ትካል ፋብሪካ ሲሚንቶ መሶቦ ሓላ/ዝተ/ዉ/ማሕበር ፣ ኬሚካላት መፃረዪ ማይ፣ ኣክሰብታ 2051 በዝሒ 2500 ኪግ ፣ ኮልትሬት በዝሒ 2500 ሊትሮ ዝወፀሉ መዓልቲ: ረቡዕ ጥቅምቲ 18, 2013 (ልዕሊ 5 ዓመታት)ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ሰሉስ ሕዳር 8, 2013 04:00 ቅደሚ ሰዓት (ሓሊፉ)ቦታ:መቐለጨረታ መደብ:ኬሚካልን ሪኤጀንት
ፍሉይ 2ይብርኪ ቤት ትምህርቲ ቓላሚኖ ሳንታይዘር ፣ ፈሳሲ ሳና ካልኦትን ንምስራሕ ዘድልይዎ ኬሚካላት ተወዳደርቲ ብፕሮፎርማ ብምዕዳም ክዕድግ የደሊ ስለዝኮነ በዚ መሰረት ካብዚ ንታሕቲ ዝተዘርዘሩ እተማልኡ ክትወዳደሩ ይዕድምዝወፀሉ መዓልቲ: ሓሙስ ጥቅምቲ 5, 2013 (ልዕሊ 5 ዓመታት)ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ቀዳም ጥቅምቲ 7, 2013 04:00 ቅደሚ ሰዓት (ሓሊፉ)ቦታ:መቐለጨረታ መደብ:ኬሚካልን ሪኤጀንት
ቤት ፅሕፈት ልምዓት እቶትን ምምሕዳር ፋይናንስን ወረዳ ሰየምቲ ኣድያቦ ፣ መሳርሒ ፅሕፈት ፣ መለዋወጢ ኣቅሑት መኪናን ሞተርን ፣ መሳርሒ ህንፃ ፣ ሞተር ሳይክል ፣ ኣቅሑት ቢሮ ፣ መድሓኒት እንስሳ፣ ኣንሶላን ፍርናሽን ፣ ዕጥቂ ስፖርት ፣ መሳርሒ ሕትመት ፣ መሳርሒ ፅሬትን ፣ ኬሚካል ቤተ ፈተነን ፣ ካብ ሕጋዉያን ነጋዶ ብግልፂ ጨረታ ኣወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊዝወፀሉ መዓልቲ: ሶኒ ጥቅምቲ 2, 2013 (ልዕሊ 5 ዓመታት)ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ሰሉስ ጥቅምቲ 17, 2013 04:00 ቅደሚ ሰዓት (ሓሊፉ)ቦታ:መቐለጨረታ መደብ:ናይ ስፖርት ዕጥቅን ተዛመድቲ አቁሑትንናይ ንፅህናን ፅሬት ኣቁሑትኮንስትራክሽን ማሽነሪን ኣቁሑትንኤሌክትሮኒክስ መሳርሕታትን መለዋወጢንመለዋወጢ ኣቁሑት መኪናመለዋወጢ ኣቁሑት ሞተርሳይክልናይ ቢሮ ፈርኒቸርኬሚካልን ሪኤጀንትናይ እንስሳት ምድሃኒታትን መሳሪሕታትንናይ ፅሕፈት መሳሪሕታተትናይ ሕትመት ኣቁሑትንዕድጊት ሞተርሳይክልፍርናሽ ትርኣስን ተዛመድትን
ዉቕሮ ሓፈሻዊ ሆስፒታል ደ/ከ/ስ/ዕዳ/ፋይ/ንብ/ምም/ርን ንሆስፒታልና ግልጋሎት ዝዉዕል ሜዲካል ሳፕላይ ሪኤጀንትን ብፕሮፎርማ ክዕድግ ይደሊዝወፀሉ መዓልቲ: ቀዳም መስከረም 9, 2013 (ልዕሊ 5 ዓመታት)ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ሰሉስ መስከረም 12, 2013 04:00 ቅደሚ ሰዓት (ሓሊፉ)ቦታ:ዉቅሮጨረታ መደብ:ኬሚካልን ሪኤጀንትናይ መድሓኒት ምህርቲ
ቤት ፅሕፈት ግልጋሎት መስተ ማይ ከተማ ሽረ እነዳስላሴ ዝተፈላለዩ መጠን ዘለዎም ፓምፕታትን ኣቅሑት መለዋወጢ ኤሌክትሪክን ፣ ዝተፈላለየ መጠን ዘለዎም ኤች ዲቢ ኢን GI ትቦ መገጣጠምን ፣ ኣቅሑት ላብላቶሪ ክሎሪንን፣ ኣቅሑት መሳርሒ ፅሕፈት፣ ኤሌክትሮኒክስን ፣ ኣቅሑት ቢሮን ፣ ፅሬትን ፣ መለዋወጢ ኣቅሑት መካይን ካብ ሕጋዉያን ነጋዶ ክገዘእ ስለዝደለየ ንክትወዳደሩ ይዕድም ዝወፀሉ መዓልቲ: ሰሉስ መስከረም 5, 2013 (ልዕሊ 5 ዓመታት)ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ሰሉስ መስከረም 19, 2013 03:00 ቅደሚ ሰዓት (ሓሊፉ)ቦታ:Shire Endassilaseጨረታ መደብ:ናይ ንፅህናን ፅሬት ኣቁሑትኤሌክትሪካልን መሳርሕታትን መለዋወጢንኤሌክትሮኒክስ መሳርሕታትን መለዋወጢንኤሌክትሮ-መካኒክስ ኣቁሑትን ግልጋሎትንመለዋወጢ ኣቁሑት መኪናናይ ቢሮ ፈርኒቸርኬሚካልን ሪኤጀንትናይ ፅሕፈት መሳሪሕታተትቱቦታትን ኣክሰሰሪታትንቅፋሮ ማይ ኢንጂነሪንግ ማሺነሪ, ኣቁሑትን ኣክሰሰሪ
ሆስፒታል መቐለ ናይ ሓደጋ ምክልካል ሲሊንደር ምምላእ ኦክስጅንን ንሕሙማት ግልጋሎት ዝዉዕል ሩዝ ፣ ፊኖ ፣ ዘይቲ ሞኮረኒ ናይ ታኒካ ፀባን ብግልፂ ጨረታ ኣወዳዲሩ ክገዝእ ግልጋሎት ክረክብ ይደሊ በዚ መሰረት ካብዚ ንታሕቲ ዝተዘርዘሩ ረቃሒ መዐቀኒ ንተማልኡ መቅረብቲ ግልጋሎት ወሃብቲ ይዕድምዝወፀሉ መዓልቲ: ሓሙስ ሓምለ 23, 2012 (ልዕሊ 5 ዓመታት)ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ረቡዕ ነሓሰ 6, 2012 04:00 ቅደሚ ሰዓት (ሓሊፉ)ቦታ:መቐለጨረታ መደብ:መዓድንን ናይ ተፈጥሮ ሃፍትንኣቅርቦት ምግቢ ኬሚካልን ሪኤጀንት
1 Our company Ezana Mining Development PLC, Meli Gold mine has allocated budget towards the cost of supply of supply of the following different chemicals procurement Referance Number MGP 060/2020ዝወፀሉ መዓልቲ: ቀዳም ሓምለ 18, 2012 (ልዕሊ 5 ዓመታት)ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ቀዳም ነሓሰ 2, 2012 03:00 ቅደሚ ሰዓት (ሓሊፉ)ቦታ:መቐለጨረታ መደብ:ኬሚካልን ሪኤጀንት
ኮሌጅ ፖሊ ሳይንስ ጥዕና ዶ/ር ተወልደ ለገሰ ናይ መድሓኒታት ፣ ኬሚካላትን ፣ብፕሮፎርማ ኣወዳዱሩ ክዕድግ ስለ ዝደለየ ናይቲ ዘርፊ ፍቃድ ዘለኩም መቅረብቲ ክትወዳደሩ ይዕድምዝወፀሉ መዓልቲ: ረቡዕ ሰነ 10, 2012 (ልዕሊ 5 ዓመታት)ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ረቡዕ ሰነ 10, 2012 04:00 ቅደሚ ሰዓት (ሓሊፉ)ቦታ:መቐለጨረታ መደብ:ኬሚካልን ሪኤጀንትናይ መድሓኒት ምህርቲ