ቤት ፀሕፈት ትልምን ፋይናንስን ወረዳ እንደርታ ንቤት ፅሕፈት ወረዳ እንደርታን ዝተፈላለዩ ኣብያተ ፅሕፈትን ግልጋሎት ዝዉዕል ካብዚ ንታሕቲ ተዘርዚሮም ንዘለዉ ንብረታት ብግልፂ ጨረታ ኣወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ ዝወፀሉ መዓልቲ: ሰሉስ ታሕሳስ 26, 2008 (ልዕሊ 10 ዓመታት)ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ሓሙስ ጥሪ 12, 2008 06:00 ደ/ሰዓት (ሓሊፉ)ቦታ:መቐለጨረታ መደብ:ህንፃ መሳርሒስራሕቲን ውፅኢት ሕርሻኮንስትራክሽን ጥረ ኣቁሑትናይ ቢሮ ፈርኒቸርኬሚካልን ሪኤጀንትላብራቶሪይን መሳሪሒታተ
ቤት ፅሕፈት ትልምን ፋይናንስን ወረዳ ፀገዴ ካብ ስሩዕ በጀት ን 2008 ዓ∙ ም በጀት ዓመት ንቲ ወረድኡ ኣብያተ ፅሕፈት ግልጋሎት ዝዉዕሉ ናይ ስፖርት ዕጥቂ ፣ዘርኢ ኣግራባት፣ ናዉቲ ቤተ ፈተነ ፣ኬሚካላትን፣ ስራሕቲ ሕትመትን፣ ፈርኒቸርን አወዳዲሩ ኣወዳዲሩ ክዕድግ ዝለዝደሊ እዞም ዝስዕቡ ረቋሕታት ተማልኡ ሕጋዉያን ነጋዶ ክትወዳደሩ ይዕድም ዝወፀሉ መዓልቲ: ዓርቢ ታሕሳስ 22, 2008 (ልዕሊ 10 ዓመታት)ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ሓሙስ ጥሪ 5, 2008 06:00 ደ/ሰዓት (ሓሊፉ)ቦታ: ፀገዴጨረታ መደብ:ናይ ስፖርት ዕጥቅን ተዛመድቲ አቁሑትንስራሕቲን ውፅኢት ሕርሻናይ ቢሮ ፈርኒቸርኬሚካልን ሪኤጀንትላብራቶሪይን መሳሪሒታተናይ ሕትመት ስራሕቲ
ቤት ፀሕፈት ትልምን ፋይናንስን ወረዳ እንደርታ ንቤት ፅሕፈት ወረዳ እንደርታን ዝተፈላለዩ ኣብያተ ፅሕፈትን ግልጋሎት ዝዉዕል ጋብዮን ፣ሕትመት፣ ፈርኒቸር ፣ናይ ላባራቶሪ ኬሚካልን ኢኩፕመንትን ፣ከምኡዉን ኣይሲቲ ፣ዝርገሐ ማይ ከብ ሕጫጭ ናብ ቁሸት ሕርሻ ብናይ ማይ ስራሕቲ ዋተር ኮንስትራክሽን ፍቃድ ንግዲ ዘለዎም ተጫረቲ ደረጃ 6 ን ልዕሊኡን ብግልፂ ጨረታ ከወዳድር ስለዝደለየ ሕጋዉያን ነጋዶ ኣብቲ ጨረታ ክትወዳደሩ ይዕድምዝወፀሉ መዓልቲ: ሶኒ ሕዳር 27, 2008 (ልዕሊ 10 ዓመታት)ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ሓሙስ ታሕሳስ 7, 2008 06:00 ደ/ሰዓት (ሓሊፉ)ቦታ:እንደርታጨረታ መደብ:ህንፃ መሳርሒናይ ኮምፒተር ተዛመድቲ አቁሑትንስራሕቲ ማይናይ ቢሮ ፈርኒቸርኬሚካልን ሪኤጀንትላብራቶሪይን መሳሪሒታተናይ ሕትመት ስራሕቲ
ቤት ትምህርቲ መሰናድኦ ኢያሱ በርሀ ከተማ አላማጣ ንግልጋሎት ቤት ትምህርቲ ዝዉዕል ናይ ፅሕፈት መሳርሒ ፣ናይ ቤተ ፈተነ ኬሚካላትን ኣቁሑትን፣ ናይ ቤተ ንባብ መፃሕፍቲ ፣ናይ ስፖርት ዕጥቂ ፣ናይ IT ኣቁሑት ኣጫሪቱ ካብ ሕጋዉያን ነጋዶ ክገዝእ ስለዝደለየ እዚ ዝስዕብ ረቀሒ እተማልኡ ነጋዶ ንክትጫረቱ ይዕድምዝወፀሉ መዓልቲ: ሓሙስ ሕዳር 23, 2008 (ልዕሊ 10 ዓመታት)ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ሶኒ ታሕሳስ 4, 2008 06:00 ደ/ሰዓት (ሓሊፉ)ቦታ:ኣላማጣጨረታ መደብ:ናይ ስፖርት ዕጥቅን ተዛመድቲ አቁሑትንናይ ኮምፒተር ተዛመድቲ አቁሑትንመፅሓፍቲን ትምህርታዊ መሳርሕታትኬሚካልን ሪኤጀንትላብራቶሪይን መሳሪሒታተናይ ፅሕፈት መሳሪሕታተት
ንካልኣይ ብርኪ ቤት ትምህርቲ ታዳጊ ዉሃ ኢትዮዽያ ከተማ ኣላማጣ ግልጋሎት ዝዉዕል መሳርሒ ፅሕፈት ፡ኣቁሑት ኬሚካልን ቤተ ፈተነ ፡ ናይ ቤተ ንባብ መፃሕፍቶ፡ ዕጥቂ ስፖርት ፡አቁሑት IT ኣጫሪቱ ክዕድግ ይደሊ ዝወፀሉ መዓልቲ: ሰንበት ሕዳር 5, 2008 (ልዕሊ 10 ዓመታት)ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ሰንበት ሕዳር 12, 2008 06:00 ደ/ሰዓት (ሓሊፉ)ቦታ:ኣላማጣጨረታ መደብ:ናይ ስፖርት ዕጥቅን ተዛመድቲ አቁሑትንኮምፒተርን ተዛመድቲ ናይ ኮምፒተር ተዛመድቲ አቁሑትንመፅሓፍቲን ትምህርታዊ መሳርሕታትኬሚካልን ሪኤጀንትላብራቶሪይን መሳሪሒታተናይ ፅሕፈት መሳሪሕታተት
ኣብ ከተማ ዓዲግራት ዝርከብ ካልኣይ ብርኪ ቤት ትምህርቲ ኣግኣዚ ኣብ 2008 ዓም በጀት ዓመት ዝድልዩ ዝተፈላለዩ ናይ ኤለክትሮኒክስ ኣቁሑት LCD Projector ,digital duplicator EPSON ከምኡዉን ን ቤት ትምህርቲ ግልጋሎት ዝዉዑሉ ዝተፈላለዩ አቁሑት ቤተ ፈተነን ኬሚካላትን ስፖርት ዕጥቅን ኣቁሑትን ማፃሕፍቲ ቤተንባብ ብግልፂ ጨረታ ኣወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊዝወፀሉ መዓልቲ: ሰሉስ ጥቅምቲ 30, 2008 (ልዕሊ 10 ዓመታት)ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ቀዳም ሕዳር 11, 2008 06:00 ደ/ሰዓት (ሓሊፉ)ቦታ:ዓዲግራትጨረታ መደብ:ናይ ስፖርት ዕጥቅን ተዛመድቲ አቁሑትንመፅሓፍቲን ትምህርታዊ መሳርሕታትኤሌክትሮኒክስ መሳርሕታትን መለዋወጢንኬሚካልን ሪኤጀንትላብራቶሪይን መሳሪሒታተ
ንሕክምና ግልጋሎት ዝዉዕል ናይ ሕክምና ናዉትን ሪኤጀንት ብግልፂ ጨረታኣወዳዲሩ ክዕድግይደሊ በዚ መሰረት ንክትወዳድሩ እትደሊዩ ሕጋዊያን ነጋዶ ንክትወዳደሩ እናዓደምና ዝወፀሉ መዓልቲ: ሓሙስ ጥቅምቲ 18, 2008 (ልዕሊ 10 ዓመታት)ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ዓርቢ ጥቅምቲ 26, 2008 06:00 ደ/ሰዓት (ሓሊፉ)ቦታ:መቐለጨረታ መደብ:ኬሚካልን ሪኤጀንትላብራቶሪይን መሳሪሒታተ
ንቤት ትምህርቲ ግልጋሎት ዝዉዕል ዝተፈላለዩ ናይ ፅሕፈት መሳርሒታት : ናይ ኤሌክትሮኒክስን : ከሚካላትን ብግልፂ አወዳዲሩ ክዕድግ ይድሊ ዝወፀሉ መዓልቲ: ቀዳም ጥቅምቲ 13, 2008 (ልዕሊ 10 ዓመታት)ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ሶኒ ጥቅምቲ 22, 2008 06:00 ደ/ሰዓት (ሓሊፉ)ቦታ:ኣፅቢ ወንበርታጨረታ መደብ:ኤሌክትሮኒክስ መሳርሕታትን መለዋወጢንኬሚካልን ሪኤጀንትናይ ፅሕፈት መሳሪሕታተት
ናይ ፅሕፈት መሳርሒ ኣቁሑት ፣ኣቁሑት ፅሬት ፣ ኣቁሑት መለዋወጢ መኪና ፣ንናይ ላባራቶሪ ን ኬሚካላትን ብግልፂ ጨረታ ኣወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ ።ስለዚ ኣብ መምርሒ ተጫረቲ ዘለዎ ዝርዝር መለክዕታት ተማልኡ ነጋዶ በቲ ዝቀረበ ዝርዝር መሰረት ንክትጫረቱ ሰነድ ጨረታዉን ዘይምለስ ንነፍስወከፍ 50 ቅርሺ እናከፈልኩም ካብቲ ትካል ክትወስዱ የተሓሳስብ ዝወፀሉ መዓልቲ: ሓሙስ መስከረም 13, 2008 (ልዕሊ 10 ዓመታት)ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ረቡዕ ጥቅምቲ 3, 2008 06:00 ደ/ሰዓት (ሓሊፉ)ቦታ:ሽረጨረታ መደብ:መለዋወጢ ኣቁሑት ተሸከርከርቲናይ ንፅህናን ፅሬት ኣቁሑትኬሚካልን ሪኤጀንትላብራቶሪይን መሳሪሒታተናይ ፅሕፈት መሳሪሕታተት