ንካልኣይ ብርኪ ቤት ትምህርቲ ታዳጊ ዉሃ ኢትዮዽያ ከተማ ኣላማጣ ግልጋሎት ዝዉዕል መሳርሒ ፅሕፈት ፡ኣቁሑት ኬሚካልን ቤተ ፈተነ ፡ ናይ ቤተ ንባብ መፃሕፍቶ፡ ዕጥቂ ስፖርት ፡አቁሑት IT ኣጫሪቱ ክዕድግ ይደሊ

ስለዚ ተጫረቲ ንዞም ዝስዕቡ ረቋሕታት ኣማሊኦም ክጫረቱ ይዕድም

  1. በቲ ዘፈር ናይ 2007 ዓመ ዝተሓደሰ ፍቃድ ዘለዎ
  2. ናይ መቅረባይነት ወረቀት ምስክር ከቅርብ ዝክእል
  3. ወረቀት ምስክር ተመዛጋቢ እሴት ታክስ ዘለዎ
  4. መለለዩ ግብሪ ከፋላይነት ዘለዎ ተጫረታይ መክበሪ ጨረታ 3,000 ቅርሺ ከትሕዝ ዝክእል
  5. ሰነድ ጨረታ ዘይምለስ 50 ቅርሺ ብምክፋል ካብ 3 ሕዳር 2008 ዓም ክሳብ 12 ሕዳር 2008 ዓ∙ም ካብ ፋይናንስን ምምሕዳር ቤት ትምህርቲ ኣብ ስራሕ ሰዓት ምዉሳድ ይከኣል
  6. ሳንዱቅ ጨረታ 13 ሕዳር 2008 ዓም ልክዕ ሰዓት 3፡00 ተጫረቲ ወይ ከዓ ሕጋዊ ወከልቶም ኣብ ዝተረከብሉ ኣብ ቤተ ትምህርትና ይክፈት
  7. ቤት ትምህርትና ዝሓሸ ኣመራፂ  እንተረኪቡ እዚ ጨረታ ብሙሉእ ይኩን ብክፋል ናይ ምስራዝ መሰሉ ዝተሓለወ እዩ
  8. ሰዓራይ እቲ ጨረታ ናብ ቤት ትምህርቲ ታዳጊ ዉሃ ኢትዮዽያ ከተማ ኣላማጣ ብናይ ባዕለሎም  መፅዓኒ መጋዕዝያ መራገፍን ኣመፂኦም ከረክቡ ኣለዎም

ንተወሳኪ ሓበሬታ  ብቁፅሪ ስልኪ 0347740023 /0910304546 ደዊልካ ምሕታት ይከኣል

ድሕሪት
ጨረታ መደብ
  • ሶፍትዌርን ኔትዎርክ (58)
    • ኮንስትራክሽን (1045)
      • ኤሌትክትሮኒክስን ኣይሲቲ ኣቕሑት (4459)
        • ሒሳብ ኣደሓሕዛን ኦዲት ምግባርን (256)
          • ሕርሻ (508)
            • ህንፃ መሳርሒ (7189)
              • ፅሬትን ንፅህና ኣቁሑት (1689)
                • ምምካር (180)
                  • ትምህርቲን ስልጠና (199)
                    • ኤሌክትሪካልን ኤሌክትሮ መካኒካል (1830)
                      • ምግብን መስተን (514)
                        • እግድ (40)
                          • ፈርኒሽንግን ፊክስቸር (77)
                            • ፈርኒቸር (1283)
                              • ጠቅላላ ስራሕቲ ኣገልግሎት (86)
                                • ውህብቶን ውፅኢት ኢደ ጥበብ (4)
                                  • ጥዕና (266)
                                    • ናገዛ ኣቁሑት (87)
                                      • ኢንሹራንስ (4)
                                        • ናይ ቤተ ፈተነ ኣቁሑትን ኬሚካልን (288)
                                          • መሬትን ሊዝን (59)
                                            • ፅገና (833)
                                              • ናይ ሕክምና ኣቁሑት (426)
                                                • መዓድንን ናይ ተፈጥሮ ሃፍትን (21)
                                                  • ናይ ቢሮ አቁሑትን ፅሕፈት መሳሪሕን (2985)
                                                    • መዐሸጊን መጠቅለሊን ወረቀት (6)
                                                      • ምስሊን ቀረፃን (23)
                                                        • ስራሕቲ ሕትመት (1658)
                                                          • ስራሕቲ ምልላይ (83)
                                                            • ክራይ (737)
                                                              • መሸጣ (1182)
                                                                • ስራሕቲ ሓለዋን ሰኪዩሪቲ (93)
                                                                  • መለዋወጢ ኣቁሑት ተሸከርከርቲ (8589)
                                                                    • ናይ ስፖርት ዕጥቅን ተዛመድቲ አቁሑትን (360)
                                                                      • መሳሪሕታት ቴሌኮሙኒኬሽን (25)
                                                                        • ጨርቃ መርቂን ውፅኢት ቆርበትን (831)
                                                                          • ናይ ትራንዚትን መጋዓዝያን ግልጋሎት (360)
                                                                            • ተሽከርከርትን ከበድትን ማሺነሪ (578)
                                                                              • መኽዝን (33)
                                                                                • ዕንፀይቲን ስራሕቲ ዕንፀይቲ (237)
                                                                                  • ኣልሙኒየም፡ መስትዋትን ስራሕቲ ሓፂነ መፂን (267)
                                                                                    s