ንቤት ትምህርቲ ግልጋሎት ዝዉዕል ዝተፈላለዩ ናይ ፅሕፈት መሳርሒታት : ናይ ኤሌክትሮኒክስን : ከሚካላትን ብግልፂ አወዳዲሩ ክዕድግ ይድሊ

1 ተጫረቲ ሕጋዊ ንግዲ ፍቃድ ዘለዎምን ናይ 2008 ዓ/ም ዘሐደሱን

2 ተጫረቲ ኣብ መቕረብቲ ዝርዝር ዝተመዝገቡ ምኻኖም መረዳእታ ዘቕርቡ

3 ቫት ምዝጉባት ዝኮኑ

4 ተጫረቲ 2% ኽኽፍሉ ዝክእሉ

5 ተጫረቲ አብ ዘቅርብዎ ቫት ሓዊሱ ክኸዉን አለዎ

6 ተጫረቲ ብናይ መጋዓዚያን መራገፊን ናብ ኣፅቢ ላ2 ብርኪi ቤት ትምህርቲ ከቅርቡ ዝክእሉ

7 ተጫረቲ ንጨረታ መኽበሪ ብጥረ ገንዝብ ንቤት ትምህርቲ ዝተአዘዘ ንብረት ክሳብዝአትዉ ብር 3000 (ሰለስተ ሽሕ ብር) ከትሕዙ ዝክእሉ

8 ጨረታ ኣብ አየር ዝፀንሐሉ እዋን ካብ ዕለት 12/02/2008 ዓ/ም ክሳብ 22/022008 ዓ/ም ልክዕ ሰዓት 5:00

9 ሰነድ ዝሽየጠሉ ኣብ አፅቢ ላ2 ብርኪ ቤት ትምህርቲ ቢሮ ፋይናንስ ንብረት መምሕዳር ኮይኑ ናይ ሰነድ ዋጋ 50 ቅርሺ ጥራሕ ከፊሎም ይወስዱ

10 ተጫረቲ ባዕሎም ወይ ሕጋዊ ወኪሎም ከምኡ እዉን ዝተማለአ ደኩመንት አብ ዝቐረበሉ እዋን ይከፈት

11 ጨረታ ዝዕፀወሉ ዕለት 22/02/2008 ዓ/ም ልክዕ ሰዓት 7:00 ተዓሺጉ በቲ ተጠቂሱ ዘሎ ዕለት ልክዕ ሰዓት 8:00 ይኽፈት

12 እቲ ቤት ትምህርቲ ካሊእ መማረፂ እንተረኪቡ ብኽፋል ይኹን ብምሉእ እቲ ጨረታ ናይ ምስራዝ መሰሉ ዝተሐለወ እዩ

ንተወሳኪ ሓበሬታ 0343400147 /0914787578/ 0914571964 ደዊሎም ምሕታት ይክእሉ

 

ድሕሪት
ጨረታ መደብ
  • ሶፍትዌርን ኔትዎርክ (58)
    • ኮንስትራክሽን (1047)
      • ኤሌትክትሮኒክስን ኣይሲቲ ኣቕሑት (4461)
        • ሒሳብ ኣደሓሕዛን ኦዲት ምግባርን (256)
          • ሕርሻ (508)
            • ህንፃ መሳርሒ (7192)
              • ፅሬትን ንፅህና ኣቁሑት (1689)
                • ምምካር (180)
                  • ትምህርቲን ስልጠና (199)
                    • ኤሌክትሪካልን ኤሌክትሮ መካኒካል (1830)
                      • ምግብን መስተን (514)
                        • እግድ (40)
                          • ፈርኒሽንግን ፊክስቸር (77)
                            • ፈርኒቸር (1283)
                              • ጠቅላላ ስራሕቲ ኣገልግሎት (86)
                                • ውህብቶን ውፅኢት ኢደ ጥበብ (4)
                                  • ጥዕና (266)
                                    • ናገዛ ኣቁሑት (87)
                                      • ኢንሹራንስ (4)
                                        • ናይ ቤተ ፈተነ ኣቁሑትን ኬሚካልን (288)
                                          • መሬትን ሊዝን (59)
                                            • ፅገና (833)
                                              • ናይ ሕክምና ኣቁሑት (426)
                                                • መዓድንን ናይ ተፈጥሮ ሃፍትን (21)
                                                  • ናይ ቢሮ አቁሑትን ፅሕፈት መሳሪሕን (2985)
                                                    • መዐሸጊን መጠቅለሊን ወረቀት (6)
                                                      • ምስሊን ቀረፃን (23)
                                                        • ስራሕቲ ሕትመት (1658)
                                                          • ስራሕቲ ምልላይ (83)
                                                            • ክራይ (737)
                                                              • መሸጣ (1182)
                                                                • ስራሕቲ ሓለዋን ሰኪዩሪቲ (93)
                                                                  • መለዋወጢ ኣቁሑት ተሸከርከርቲ (8589)
                                                                    • ናይ ስፖርት ዕጥቅን ተዛመድቲ አቁሑትን (360)
                                                                      • መሳሪሕታት ቴሌኮሙኒኬሽን (25)
                                                                        • ጨርቃ መርቂን ውፅኢት ቆርበትን (831)
                                                                          • ናይ ትራንዚትን መጋዓዝያን ግልጋሎት (360)
                                                                            • ተሽከርከርትን ከበድትን ማሺነሪ (578)
                                                                              • መኽዝን (33)
                                                                                • ዕንፀይቲን ስራሕቲ ዕንፀይቲ (237)
                                                                                  • ኣልሙኒየም፡ መስትዋትን ስራሕቲ ሓፂነ መፂን (267)
                                                                                    s