ማእክል ቤት ህንፀት ዓብይ ዓዲ ኣብ 2018 ዓም በጀት ዓመት ኣብ ዉሽጢ ዝርከቡ ናይ ሕጊ ተሃነፅቲ ቆፀሮ እሱራትን ሕጋዊያን ነጋዶ ብጨረታ አወዳዲሩ ክምግብ ይደሊዝወፀሉ መዓልቲ: ዓርቢ ነሓሰ 30, 2017 ( ቅድሚ 6 ወርሒ)ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ሓሙስ መስከረም 1, 2018 03:30 ቅደሚ ሰዓት (ሓሊፉ)ቦታ:ዓ/ዓዲጨረታ መደብ:ካፌን ሬስትራንትን
መቐለ ፖሊ ቴክኒክ ኮሌጅ ንኮሌጅና ሰራሕተኛታትን ሰልጠንትን ግልጋሎት ዝህብ ካፊቴሪያ/ቁርሲ ቤት/ ብፕሮፎርማ ኣወዳዲሩ ብምክራይ ግልጋሎት ክረክብ ይደሊ። ዝወፀሉ መዓልቲ: ዓርቢ ሓምለ 25, 2017 ( ቅድሚ 7 ወርሒ)ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ሶኒ ሓምለ 28, 2017 11:00 ደ/ሰዓት (ሓሊፉ)ቦታ:መቐለጨረታ መደብ:ካፌን ሬስትራንትን
ድምፂ ወያነ ትግራይ ሓላፍነቱ ዝተወሰነ ዉልቀ ማሕበር ኣብ ዋና ቤት ፅሕፈት ዝርከብ ካፊተሪያ ንግልጋሎት ምግብ ዉዕይን ዝሑልን መሰተ ኣጫሪቱ ከስርሕ ይደሊ ዝወፀሉ መዓልቲ: ረቡዕ ሓምለ 16, 2017 ( ቅድሚ 8 ወርሒ)ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ሶኒ ሓምለ 28, 2017 04:00 ቅደሚ ሰዓት (ሓሊፉ)ቦታ:መቐለጨረታ መደብ:ካፌን ሬስትራንትን
ድምፂ ወያነ ትግራይ ሓላፍነቱ ዝተወሰነ ዉልቀ ማሕበር ኣብ ዋና ቤት ፅሕፈት ዝርከብ ካፊተሪያ ንግልጋሎት ምግብ ዉዕይን ዝሑልን መሰተ ኣጫሪቱ ከስርሕ ይደሊ ዝወፀሉ መዓልቲ: ረቡዕ ሓምለ 2, 2017 ( ቅድሚ 8 ወርሒ)ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ዓርቢ ሓምለ 11, 2017 04:00 ቅደሚ ሰዓት (ሓሊፉ)ቦታ:መቐለጨረታ መደብ:ካፌን ሬስትራንትን
ትራንስ ኢትዩጰያ ሓላፍነቱ ዝተወሰነ ዉልቀ ማሕበር ኣብ ዝርከብ ዋና ቤት ፅሕፈት ዝርከቡ ኣብ ዉሽጢ ናይ ካፊተሪያ ግልጋሎት ብምርካብ ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ንምስራሕ ይደሊዝወፀሉ መዓልቲ: ቀዳም ሰነ 28, 2017 ( ቅድሚ 8 ወርሒ)ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ሶኒ ሓምለ 14, 2017 03:03 ቅደሚ ሰዓት (ሓሊፉ)ቦታ:መቐለጨረታ መደብ:ካፌን ሬስትራንትን
ቢሮ ትምህርቲ ክልል ትግራይ ንቢሮን ኣብያተ ትምህርትን ግልጋሎት ዝውዕል ንብረት ካብዚ ንታሕቲ ዝተዘርዘሩ ክዕድግ ከስርሕን ይደሊ::ዝወፀሉ መዓልቲ: ሓሙስ ሰነ 26, 2017 ( ቅድሚ 8 ወርሒ)ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ሰሉስ ሓምለ 8, 2017 08:45 ደ/ሰዓት (ሓሊፉ)ቦታ:መቐለጨረታ መደብ:መፅሓፍቲን ትምህርታዊ መሳርሕታትካፌን ሬስትራንትንፅገና ተሽከርካሪስራሕቲ ሓለዋ
ትራንስ ኢትዮጵያ ሓላ/ዝተ/ውልቀ ማሕበር ኣብ መቐለ ዋና ቢሮ ዝርከቡ ናይ ካፍተርያ ግልጋሎት ንምርካብ ብግልፂ ጨረታ ኣወዳዲሩ ውዕሊ ንምእሳር ይደሊ ።ዝወፀሉ መዓልቲ: ሓሙስ ሰነ 26, 2017 ( ቅድሚ 8 ወርሒ)ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ሶኒ ሓምለ 14, 2017 03:30 ቅደሚ ሰዓት (ሓሊፉ)ቦታ:መቐለጨረታ መደብ:ካፌን ሬስትራንትን
መቐለ ቤት ህንፀት አብ ውሽጡ ንዝርከቡ ናይ ሕጊ ተሃነፅቲ ን2018 ዓ/ም ንሓደ ዓመት ኽምግብ ዝኽእል ሕጋዉያን ነጋዶ ብግልፂ ጨረታ ኣወዳዲሩ ክህብ ይደሊ::ዝወፀሉ መዓልቲ: ሰሉስ ሰነ 17, 2017 ( ቅድሚ 9 ወርሒ)ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ሶኒ ሰነ 30, 2017 03:30 ቅደሚ ሰዓት (ሓሊፉ)ቦታ:መቐለጨረታ መደብ:ካፌን ሬስትራንትን
ማእከል ቤት ህንፀት ዉቅሮ ኣብ 2018 በጀት ዓመት ንሐደ ዓመት ዉዕሊ ኣሲሩ ንህጊ ተሃንፅቲ ክምግብ ዝክእል ሕጋዊ ነጋዳይ አወዳዲሩ ክወዓዓል ይደሊዝወፀሉ መዓልቲ: ሰሉስ ሰነ 10, 2017 ( ቅድሚ 9 ወርሒ)ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ሰሉስ ሰነ 24, 2017 08:30 ደ/ሰዓት (ሓሊፉ)ቦታ:ዉቅሮጨረታ መደብ:ካፌን ሬስትራንትን
ውቅሮ ቤት ህንፀት ማእኸል ንሕጊ ተሃነፅቲ ን2018 ባጀት ዓመት ንሓደ ዓመት ውዕሊ ኣስሩ ክምግብ ዝኽእል ሕጋዊ ነጋዳይ ብግልፂ ጨረታ ኣወዳድሩ ከህብ ስለ ዝደለየዝወፀሉ መዓልቲ: ሶኒ ሰነ 9, 2017 ( ቅድሚ 9 ወርሒ)ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ሰሉስ ሰነ 24, 2017 08:30 ደ/ሰዓት (ሓሊፉ)ቦታ:ዉቅሮጨረታ መደብ:ኣቅርቦት ምግቢ ካፌን ሬስትራንትን