ቢሮ ማይ ሃፍቲ ክልል ትግራይ ነዞም ኣብ ታሕቲ ተዘርዚሮም ዘለዉ ግልጋሎት ካፍተርያ ብፕሮፎርማ አወዳዲሩ ግልጋሎት ክርክብ ይደሊ ስለዚ በቲ ዘርፊ ሕጋዊ ንግዲ ፍቓድ ዘለኩም ነጋዶ ክትወዳደሩ ይዕድምዝወፀሉ መዓልቲ: ቀዳም ጥቅምቲ 7, 2013 (ልዕሊ 5 ዓመታት)ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ረቡዕ ጥቅምቲ 11, 2013 03:00 ቅደሚ ሰዓት (ሓሊፉ)ቦታ:መቐለጨረታ መደብ:ካፌን ሬስትራንትን
ማእከል ቤት ህንፀት ሑመራ ንተሃነፅቲ ሕጊን ተጠርጠርቲ እስራትን ዝምግብ ነጋዳይ፣ ሃላቂ መሳርሒ ፅሕፈት፣ መሳርሒ ፅሬት፣ ኣናእሽተይ ንብረታት ፣ ኮምፒተርን ተዛመድትን ፅገና ፣ ንተሃነፅቲ ንምግብነት ዝዉዕሉ ሰርጌን ጣፍን ምሸላን ካልኦት ኣስቤዛታትን ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ክዕድግን ከመግብ ይደሊዝወፀሉ መዓልቲ: ቀዳም መስከረም 23, 2013 (ልዕሊ 5 ዓመታት)ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ዓርቢ ጥቅምቲ 6, 2013 04:00 ቅደሚ ሰዓት (ሓሊፉ)ቦታ:ሐመራጨረታ መደብ:ፅገና ኮምፒተርን ኤሌክትሮኒክስንኣቅርቦት ምግቢ ካፌን ሬስትራንትንናይ ፅሕፈት መሳሪሕታተትናይ ቢሮ አቁሑት
ቢሮ ማይ ሃፍቲ ክልል ትግራይ ነዞም ኣብ ታሕቲ ተዘርዚሮም ዘለዉ ግልጋሎት ካፍተርያ ብፕሮፎርማ አወዳዲሩ ግልጋሎት ክረክብ ይደሊ ስለዚ በቲ ዘርፊ ሕጋዊ ንግዲ ፍቓድ ዘለኩም ነጋዶ ክትወዳደሩ ይዕድምዝወፀሉ መዓልቲ: ዓርቢ መስከረም 22, 2013 (ልዕሊ 5 ዓመታት)ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ሰሉስ መስከረም 26, 2013 03:00 ቅደሚ ሰዓት (ሓሊፉ)ቦታ:መቐለጨረታ መደብ:ካፌን ሬስትራንትን
ቤት ፅሕፈት ትልምን ፋይናንስን ክፍለ ከተማ ሰሜን ንቤት ፅሕፈታት ግልጋሎት ዝዉዕል ናይ መስተንግዶ ግልጋሎት ካብ ሕጋዉያን ነጋዶ ብፕሮፎርማ ኣወዳደዲሩ ግልጋሎት ክረክብ ይደሊዝወፀሉ መዓልቲ: ረቡዕ መስከረም 20, 2013 (ልዕሊ 5 ዓመታት)ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ዓርቢ መስከረም 22, 2013 03:30 ቅደሚ ሰዓት (ሓሊፉ)ቦታ:መቐለጨረታ መደብ:ካፌን ሬስትራንትን
ቤት ፅሕፈት ትልምን ፋይናንስን ከተማ መቐለ ኣብ በጀት ዘመን 2013ዓ/ም ን ኣጋኣዚ ኦፕሬሽን ህንፃ / ቤት ፅሕፈት ምም/ር ከተማ መቐለ/ ካፍተርያ ግልጋሎት ግልጋሎት ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ናይ ዓመት ዉዕሊ ክኣስር ይደሊዝወፀሉ መዓልቲ: ዓርቢ መስከረም 15, 2013 (ልዕሊ 5 ዓመታት)ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ዓርቢ መስከረም 29, 2013 08:00 ደ/ሰዓት (ሓሊፉ)ቦታ:መቐለጨረታ መደብ:ካፌን ሬስትራንትን
ማእከል ቤት ህንፀት ሑመራ ንተሃነፅቲ ሕጊን ተጠርጠርቲ እስራትን ዝምግብ ነጋዳይ ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ከመግብ ይደሊ ዝወፀሉ መዓልቲ: ሰሉስ መስከረም 5, 2013 (ልዕሊ 5 ዓመታት)ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ሓሙስ መስከረም 21, 2013 04:00 ቅደሚ ሰዓት (ሓሊፉ)ቦታ:ሐመራጨረታ መደብ:ካፌን ሬስትራንትን
ቤት ፅሕፈት ትልምን ፋይናንስን ከተማ መቐለ ኣብ በጀት ዘመን 2013ዓ/ም ን ኣጋኣዚ ኦፕሬሽን ህንፃ / ቤት ፅሕፈት ምም/ር ከተማ መቐለ/ ካፍተርያ ግልጋሎት ግልጋሎት ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ናይ ዓመት ዉዕሊ ክኣስር ይደሊዝወፀሉ መዓልቲ: ዓርቢ ነሓሰ 29, 2012 (ልዕሊ 5 ዓመታት)ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ዓርቢ መስከረም 8, 2013 08:30 ደ/ሰዓት (ሓሊፉ)ቦታ:መቐለጨረታ መደብ:ካፌን ሬስትራንትን
ን 2ይ ግዜ ዝወፀ ጨረታ ማእከል ቤት ህንፀት ኣክሱም ንተሃነፅቲ ሕጊ ዝዉዕል ምግቢ ኣብ ዝህነፅሉ ቦታ እናቅረቡ ንዝምግቡ ሕጋውያን ነጋዶ ብሕጋዊነት ዝተወደቡ ማሕበራትን ኣጫሪቱ ንሐደ ዓመት ውዕሊ ኣሲሩ ከመግብ ይደሊ።ዝወፀሉ መዓልቲ: ሶኒ ነሓሰ 18, 2012 (ልዕሊ 5 ዓመታት)ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ሶኒ ጳጉሜን 2, 2012 04:00 ቅደሚ ሰዓት (ሓሊፉ)ቦታ:ኣክሱምጨረታ መደብ:ካፌን ሬስትራንትን
ሆስፒታል መቐለ ንበጀት ዓመት 2013 ደረቕ እንጀራ ኣብ ሆስፒታልና ጋጊርካ ንሕሙማት ምቕራብ እንቓቕሖን ኣተክልትን ዉፅኢት ባልትና ፣ ረሳሕ ፈሳስን ብደቀቅትን ኣናእሽተይን ብማሕበር ዝተወደብኩም ዉልቀ ደኣንት ቫት ተመዝገብቲ ዝኮንኩም ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ክገዝእ ግልጋሎት ክረክብ ይደሊ በዚ መሰረት ካብ ካብዚ ንታሕቲ ዝተዘርዘሩ ረቃሐ ንተማልኡ ይዕድም ዝወፀሉ መዓልቲ: ዓርቢ ነሓሰ 15, 2012 (ልዕሊ 5 ዓመታት)ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ዓርቢ ነሓሰ 29, 2012 04:00 ቅደሚ ሰዓት (ሓሊፉ)ቦታ:መቐለጨረታ መደብ:ናይ ንፅህናን ፅሬትን ኣገልግሎትኣቅርቦት ምግቢ ካፌን ሬስትራንትን
መቐለ ቤት ህንፀት ማእከል ንሕጊ ተሃነፅቲ ን 2013ዓ/ም ምግቢ ክምግብ/ ከቅርብ ንዝክእል ሕጋዊ ነጋዳይ ኣወዳዲሩ ክህብ ይደሊዝወፀሉ መዓልቲ: ሓሙስ ነሓሰ 7, 2012 (ልዕሊ 5 ዓመታት)ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ረቡዕ ነሓሰ 20, 2012 03:30 ቅደሚ ሰዓት (ሓሊፉ)ቦታ:መቐለጨረታ መደብ:ካፌን ሬስትራንትን