ቤት ፅሕፈት ልምዓት እቶት ምምሕዳር ፋይናንስን ከይዲ ስራሕ ዕደጋ ንብረትን ምምሕዳርን ወረዳ ታሕታይ ቆራሮ ንኣብያተ ዕዩ አገልግሎት ዝዉዕል ጫቁቲ ደርሆ ዘርኢ ሳሶ ወይ ቦቫንስ ብራዉን ዝኮነ : ኣቅሑት ኤሌክትሮኒክስ : ፈልሲ ቡን : ዝተዳቀለ ፈልሲ ማንጎን : ዝተፈላለዩ ናዉቲ ሕርሻ ኣጫሪቱ ክዕድግ ይደሊዝወፀሉ መዓልቲ: ሰሉስ ሚያዝያ 22, 2016 (ቅድሚ ሓደ ዓመት)ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ዓርቢ ጉንበት 2, 2016 04:00 ቅደሚ ሰዓት (ሓሊፉ)ቦታ:ወረዳጨረታ መደብ:ናይ ሕርሻ ጥረ ኣቁሑትን ኣቅርቦትንሕርሻ መሺነሪኤሌክትሮኒክስ መሳርሕታትን መለዋወጢን
ቤት ፅሕፈት ልምዓት እቶትን ምምሕዳር ፋይናንስን ወረዳ ማእከል ኣድያቦ መሳርሒ ፅሕፈት ፡ ኣቅሑት ኮምፒተር ፡ ኣቅሑት መሳርሒ ሕርሻን ፡ ዝተፈላለዩ ኣቅሑት ቤት ዕዩን ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊዝወፀሉ መዓልቲ: ሶኒ መጋቢት 23, 2016 (ቅድሚ ሓደ ዓመት)ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ሶኒ ሚያዝያ 7, 2016 05:00 ቅደሚ ሰዓት (ሓሊፉ)ቦታ:ወረዳጨረታ መደብ:ሕርሻ መሺነሪኮምፒተርን ተዛመድቲ ኤሌክትሮኒክስ መሳርሕታትን መለዋወጢንናይ ቢሮ ፈርኒቸርናይ ፅሕፈት መሳሪሕታተት
ቢሮ ሕርሻን ገጠር ልምዓትን ክልል ትግራይ ካብ ምጥንኻር ስርዓት መግቢ ፕሮግራም (FSRP ) ብዝተረኸበ ባጀት ቀፂሎም ዝተዘርዘሩ ፅርየቶም ዝተሓለወ ናይ ፈልሲ ጣብያ መገልገሊ ኣቑሑት ኣብቲ ዘፈር ካብ ዝተዋፈሩ ብቑዓትን ሕጋዊ መቕረብቲ ብፕሮፎርማ አወዳዲሩ ክገዝእ ስለዝደሊ ክትወዳደሩ ይዕድም፡፡ዝወፀሉ መዓልቲ: ረቡዕ መጋቢት 18, 2016 (ቅድሚ ሓደ ዓመት)ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ሰሉስ መጋቢት 24, 2016 03:30 ቅደሚ ሰዓት (ሓሊፉ)ቦታ:መቐለጨረታ መደብ:ናይ ሕርሻ ጥረ ኣቁሑትን ኣቅርቦትንሕርሻ መሺነሪ
ብሩህ ተስፋ ናይ መስኖን ማይን ቴክኖሎጂ ሓ/ዝ/ዉ/ማ ናይ HDPE ጥረ ኣቅሓ PE 100 ብጨረታ አወዳዲሩ ክዕድግ ስለዝደለየ በቲ ኣብ ታሕቲ ተጠቂሱ ዘሎ ረቆሒ እተማልኡ ተወዳደርቲ ንክትሳተፉ ይዕድምዝወፀሉ መዓልቲ: ሰሉስ ጥሪ 28, 2016 (ልዕሊ 2 ዓመታት)ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ቀዳም የካቲት 16, 2016 04:00 ቅደሚ ሰዓት (ሓሊፉ)ቦታ:መቐለጨረታ መደብ:ሕርሻ መሺነሪኬሚካልን ሪኤጀንትቅፋሮ ማይ ኢንጂነሪንግ ማሺነሪ, ኣቁሑትን ኣክሰሰሪ
ቤት ፅሕፈት ልምዓት እቶትን ምምሕዳር ፋይናንስን ወረዳ ፃዕዳ እምባ ላፕቶፕን ፕሪንተርን ን : ዘርኢ መኖን : ናይ ኤንድስትሪ ዉፅኢት ዝኮኑ ናይ ሕርሻ መሳርሒታትን ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ዕደጊት ክፍፅም ይደሊዝወፀሉ መዓልቲ: ሰሉስ ጥሪ 28, 2016 (ልዕሊ 2 ዓመታት)ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ረቡዕ የካቲት 6, 2016 04:00 ቅደሚ ሰዓት (ሓሊፉ)ቦታ:ሳ-ፃ-እምባጨረታ መደብ:ናይ ሕርሻ ጥረ ኣቁሑትን ኣቅርቦትንሕርሻ መሺነሪኮምፒተርን ተዛመድቲ ኤሌክትሮኒክስ መሳርሕታትን መለዋወጢን
ን2ይ ግዜ ዝዝወፀ ምልክታ ጨረታ ኣብ ቤት ማዘጋጃ ክፍለ ከተማ ቀዳማይ ወያነ ከይዲ ስራሕ ሓምለዋይ ልምዓትን ፅባቀን ከተማን ናይ ግሪነሪ ሰራሕተኛታትን ናይ ብሎክ ንብሎክ ሰራሕተኛታት ዝኾኑ ዓመታዊ ዘድልዮም መሳርሕን ሴፍቲ ማተርያልን ክንዕድግ ስለዝደለና ሕጋዉያን ነጋዶ ክትወዳደሩ ንዕድምዝወፀሉ መዓልቲ: ሓሙስ ጥቅምቲ 12, 2013 (ልዕሊ 5 ዓመታት)ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ሶኒ ጥቅምቲ 30, 2013 03:30 ቅደሚ ሰዓት (ሓሊፉ)ቦታ:መቐለጨረታ መደብ:ሕርሻ መሺነሪኮንስትራክሽን ማሽነሪን ኣቁሑትንንሴፍቲ ዘገልግሉ ኣቁሑት
ማሕበር ልምዓት ትግራይ ኣብ ታሕቲ ዝተጠቐሰ ዓይነት ማሽን ብፕሮፎርማ አወዳዲራ ክትገዝእ ስለዝደለየት ማለት እዉን /Animal feed meal processing machine ,single shaft vertical feed mixer / Prodaction capacity above 1000 Kg per hour/ ዝወፀሉ መዓልቲ: ሰሉስ ጥቅምቲ 3, 2013 (ልዕሊ 5 ዓመታት)ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ሓሙስ ጥቅምቲ 5, 2013 08:30 ደ/ሰዓት (ሓሊፉ)ቦታ:መቐለጨረታ መደብ:ሕርሻ መሺነሪኤሌክትሮ-መካኒክስ ኣቁሑትን ግልጋሎትን
የግብርና ገጠር ልማት ቢሮ ከዚህ በታች የተጠቀሱትን ዕቃዎች መግዛት ስለሚፈልግ የመወዳደርያ ሃሳብ እንድታቀርቡ ይጋብዛል ፣ Rake በዝሒ 50 water cane በዝሒ 50ዝወፀሉ መዓልቲ: ዓርቢ መስከረም 29, 2013 (ልዕሊ 5 ዓመታት)ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ሰሉስ ጥቅምቲ 3, 2013 04:00 ቅደሚ ሰዓት (ሓሊፉ)ቦታ:መቐለጨረታ መደብ:ሕርሻ መሺነሪ
ማእከል መሰልጠኒ መናእሰይ ኣግበ ኣብ 2013 ናይ 1ይ ዙር ጨረታ ን6ይ ዙር ስልጠና መናእሰይ ግልጋሎት ዝዉዕል ካብ ዝተመደበሉ በጀት መሰረት ብምግባር ናይ ማተርያል ዕድጊት ንምክያድ ናይ መሳርሒ ፅሕፈት፣ኤሌትሪክ መሳርሒ፣ ናይ ፅሬት፣ ማይ መሳርሒ ፣ ኮንስትራክሽን መሳርሕታት ፣ ናይ ኮስሞቲክስ ኣቅሑት ፣ ጨርቃ ጨርቅ ኣቅሑት ፣ ናይ ስፖርት ዕጥቂ፣ ናይ ምህጣር ከፍትን ፀባ ላሕምን መሳርሒ ፣ ናይ ምርባሕ ደርሁ መሳርሒ፣ ካብ ሕጋዉያን ነጋዶ ብግልፂ ጨረታ ኣወዳዲሩ ክገዝእ ይደሊዝወፀሉ መዓልቲ: ረቡዕ መስከረም 27, 2013 (ልዕሊ 5 ዓመታት)ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ሰሉስ ጥቅምቲ 10, 2013 04:00 ቅደሚ ሰዓት (ሓሊፉ)ቦታ:መቐለጨረታ መደብ:ናይ ስፖርት ዕጥቅን ተዛመድቲ አቁሑትንሕርሻ መሺነሪናይ ንፅህናን ፅሬት ኣቁሑትኮንስትራክሽን ማሽነሪን ኣቁሑትንኤሌክትሪካልን መሳርሕታትን መለዋወጢንናይ ፅሕፈት መሳሪሕታተትቅፋሮ ማይ ኢንጂነሪንግ ማሺነሪ, ኣቁሑትን ኣክሰሰሪጨርቃ መርቂን ኣልባሳትን
ማሕበር ልምዓት ትግራይ ካብዚ ንታሕቲ ዝተጠቐሱ ኣቅሑት ( Animal Feed meal processing machine single shaft vertical feed mixer ( prodaction capacity above 1000 kg per hour ) ብፕሮፎርማ አወዳዲራ ክትገዝእ ትደሊዝወፀሉ መዓልቲ: ሰሉስ መስከረም 26, 2013 (ልዕሊ 5 ዓመታት)ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ዓርቢ መስከረም 29, 2013 08:30 ደ/ሰዓት (ሓሊፉ)ቦታ:መቐለጨረታ መደብ:ሕርሻ መሺነሪ