ቤት ፅሕፈት ትልምን ፋይናንስ ወረዳ ታሕታይ ቆራሮ ንብየት ፅሕፈት አጠቃቅማ መሬት ሐለዋ ሰነ ከባቢ ግልጋሎት ዝዉዕል ኣቅሑት መሳርሒ ሕርሻ :ኣቅሑት መሳርሒ ህንፃ : ናይ ዘርኢ ኣግራባት: ደርሆን ናይ ደርሆ ምግብን ካብ ናይ ኣየር ለዉጢ ተፅዕኖ ፕሮጀከት በጀት ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊዝወፀሉ መዓልቲ: ረቡዕ መስከረም 30, 2011 (ልዕሊ 7 ዓመታት)ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ሓሙስ ጥቅምቲ 15, 2011 04:00 ቅደሚ ሰዓት (ሓሊፉ)ቦታ:ታሕታይ ቆራሮጨረታ መደብ:ህንፃ መሳርሒስራሕቲን ውፅኢት ሕርሻሕርሻ መሺነሪፍዮሪን ሆልቲካልቸርኮንስትራክሽን ጥረ ኣቁሑት
ዕደጋ ፋይናንስ ምምሕዳር ንብረትን ኮሌጅ ሕርሻ ሽረ እንዳስላሴ ብርክት ዝበሉ መሳርሒ ፅሕፈት : ኤሌክትሮኒክስ : ቢሮ ኣቅሑት : መሳርሒ ፅሬት : ናዉቲ ትምህርቲ : ናዉቲ ሕርሽ: መስርሒ እንስሳት መድሓኒትን :ላብራቶሪ ኣቅሑት:መሳርሒ ህንፃን ወዘተ ዝብሉ ንብረታት ብጨረታ አወዳዲሩ ክዕድግ ክሰርሕን ይደሊዝወፀሉ መዓልቲ: ቀዳም ነሓሰ 19, 2010 (ልዕሊ 7 ዓመታት)ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ዓርቢ ጳጉሜን 2, 2010 03:30 ቅደሚ ሰዓት (ሓሊፉ)ቦታ:ሽረጨረታ መደብ:ህንፃ መሳርሒሕርሻ መሺነሪናይ ንፅህናን ፅሬት ኣቁሑትኮንስትራክሽን ጥረ ኣቁሑትመፅሓፍቲን ትምህርታዊ መሳርሕታትኤሌክትሮኒክስ መሳርሕታትን መለዋወጢንናይ ቢሮ ፈርኒቸርላብራቶሪይን መሳሪሒታተናይ ፅሕፈት መሳሪሕታተት
ኣገልግሎት ዝዉዕል ዝተፈላለዩ መሳርሒ ፅሕፈት : ኣቅሑት ኤሌክትሮኒክስ : ኮምፒተርን ኣቅሑት መለዋወጢ ኮምፒተርን: መሳርሒ ህንፃ : ሓፂነ መፂን ዕንፀይት : ስራሕ ሕትመት: ማሽነሪን ኤክፑመንት ሳፕላይን ከምእዉን ኣቅሑት መቃያየሪ ስራሕቲ መሳርሒ ሕርሻ ብግልፂ ጨረታ ኣወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊዝወፀሉ መዓልቲ: ቀዳም መጋቢት 29, 2010 (ልዕሊ 8 ዓመታት)ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ረቡዕ ሚያዝያ 10, 2010 04:00 ቅደሚ ሰዓት (ሓሊፉ)ቦታ:መቐለጨረታ መደብ:ህንፃ መሳርሒሕርሻ መሺነሪኮምፒተርን ተዛመድቲ ናይ ኮምፒተር ተዛመድቲ አቁሑትንኮንስትራክሽን ጥረ ኣቁሑትኤሌክትሮኒክስ መሳርሕታትን መለዋወጢንኤሌክትሮ-መካኒክስ ኣቁሑትን ግልጋሎትንናይ ምህንድስና ኣቁሑትናይ ፅሕፈት መሳሪሕታተትናይ ሕትመት ስራሕቲሰራሕቲ ሓፂነ መፂን
ማእኸል ምርምር ሕርሻ አበርገለ አብ 2010 በጀት ዓመት ብግለፂ ጨረታ ኣወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊዝወፀሉ መዓልቲ: ረቡዕ መጋቢት 26, 2010 (ልዕሊ 8 ዓመታት)ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ሓሙስ ሚያዝያ 11, 2010 04:00 ቅደሚ ሰዓት (ሓሊፉ)ቦታ:https://tenders.milkta.com/ti/tenders/location/ጨረታ መደብ:መለዋወጢ ኣቁሑት ተሸከርከርቲሕርሻ መሺነሪኮምፒተርን ተዛመድቲ ናይ ኮምፒተር ተዛመድቲ አቁሑትንናይ ቢሮ ፈርኒቸርኬሚካልን ሪኤጀንትላብራቶሪይን መሳሪሒታተ
ኮሌጅ ሕርሻ ሽረ እንዳስላሴ መሳርሒ ፅሕፈት : ኤሌክትሮኒክስ :ኣቅሑት ቢሮ: ናዉቲ ፅሬት :ኣቅሑት ኤሌክትሪክን : ናዉቲ ትምህርቲ : ናዉቲ ሕርሽ : መድሓኒትን እንስሳን :መሳርሒ ኣቅሑት ቤተ ፈተነ :መሳርሒ ህንፃን ወዘተ ዝብሉ ንብረታት ብጨረታ አወዳዲሩ ክዕድግ ክሰርሕን ይደሊዝወፀሉ መዓልቲ: ሰሉስ የካቲት 27, 2010 (ልዕሊ 8 ዓመታት)ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ቀዳም መጋቢት 8, 2010 03:30 ቅደሚ ሰዓት (ሓሊፉ)ቦታ:https://tenders.milkta.com/ti/tenders/location/ጨረታ መደብ:ህንፃ መሳርሒሕርሻ መሺነሪናይ ንፅህናን ፅሬት ኣቁሑትኮንስትራክሽን ጥረ ኣቁሑትመፅሓፍቲን ትምህርታዊ መሳርሕታትኤሌክትሪካልን መሳርሕታትን መለዋወጢንኤሌክትሮኒክስ መሳርሕታትን መለዋወጢንናይ ቢሮ ፈርኒቸርላብራቶሪይን መሳሪሒታተናይ እንስሳት ምድሃኒታትን መሳሪሕታትንናይ ፅሕፈት መሳሪሕታተት
ማእከል ምርምር ሕርሻ ሑመራ ብናይ መደበኛ በጀት 2010 ዓም ካብዚ ንታሕቲ ዝተገለፁ ሕድሕድ ምድብ ብግልፂ ጨረታ ኣወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ ዝወፀሉ መዓልቲ: ሰሉስ ታሕሳስ 17, 2010 (ልዕሊ 8 ዓመታት)ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ሓሙስ ጥሪ 3, 2010 06:00 ደ/ሰዓት (ሓሊፉ)ቦታ:ሐመራጨረታ መደብ:መለዋወጢ ኣቁሑት ተሸከርከርቲሕርሻ መሺነሪኤሌክትሮኒክስ መሳርሕታትን መለዋወጢንናይ እንስሳት ምድሃኒታትን መሳሪሕታትንናይ ፅሕፈት መሳሪሕታተት
ማእከል ምርምር ሕርሻ ሑመራ ብናይ መደበኛ በጀት ካብዚ ንታሕቲ ዝተገለፁ ሕድሕድ ሎት ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊዝወፀሉ መዓልቲ: ሰሉስ ታሕሳስ 18, 2009 (ልዕሊ 9 ዓመታት)ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ዓርቢ ጥሪ 5, 2009 06:00 ደ/ሰዓት (ሓሊፉ)ቦታ:መቐለጨረታ መደብ:መለዋወጢ ኣቁሑት ተሸከርከርቲስራሕቲን ውፅኢት ሕርሻሕርሻ መሺነሪፍዮሪን ሆልቲካልቸርኤሌክትሮኒክስ መሳርሕታትን መለዋወጢንናይ እንስሳት ምድሃኒታትን መሳሪሕታትንናይ ፅሕፈት መሳሪሕታተት
ቤት ፅሕፈት ትልምን ፋይናስን ወረዳ ፀለምቲ ንዝተፈላለዩ አብያተ ዕዩታት ዝዉዕል ብምደበኛ መንግስቲ በጀትን ብገበርቲ ሰናይ መሳርሒ ፅሕፈት ኤሌክትሮኒከስ መሳርሒ ህንፃ ናይ ሕርሻ መሳርሒታትን አጫሪቱ ክዕድግ ይድሊዝወፀሉ መዓልቲ: ረቡዕ ሚያዝያ 5, 2008 (ልዕሊ 10 ዓመታት)ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ሶኒ ሚያዝያ 17, 2008 06:00 ደ/ሰዓት (ሓሊፉ)ቦታ:ፀለምቲጨረታ መደብ:ህንፃ መሳርሒሕርሻ መሺነሪኮንስትራክሽን ጥረ ኣቁሑትኤሌክትሮኒክስ መሳርሕታትን መለዋወጢንናይ ፅሕፈት መሳሪሕታተት
ቤት ፅሕፈት ትልምን ፋይናንስን ወረዳ ኦፍላ ከይዲ ስራሕ ዕደጋ ፋይናንስን ምምሕዳር ንብረትን ኣብ በጀት ዓመት 2008 ዓም ኣብቲ ወረዳ ንዝርከብ ሴክተር ኣብያተ ግልጋሎት ዝዉዕል ካብዚ ንታሕቲ ዝተዘርዘሩ ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ ዝወፀሉ መዓልቲ: ረቡዕ የካቲት 23, 2008 (ልዕሊ 10 ዓመታት)ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ዓርቢ መጋቢት 2, 2008 06:00 ደ/ሰዓት (ሓሊፉ)ቦታ:ኦፍላጨረታ መደብ:ስራሕቲን ውፅኢት ሕርሻሕርሻ መሺነሪኤሌክትሮ-መካኒክስ ኣቁሑትን ግልጋሎትንማሽነሪ ክራይ
ቤት ፅሕፈት ቀረብ ማይ መስተ ከተማ ሽራሮ ኣብቲ ከተማ ገጢሙ ንዘሎ ሕፅረት ፁሩይ ዝስተ ማይ ንምሽፋን ኢሉ ዝተፈላለዩ መለዋወጢ አቁሑት ቦጥ መኪና ኢኖ ጃፓን ፣ ፐስተር ፓምፕን ፣ባትሪዲንግ ማሽንን ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ክዕድግ ስለዝደለየ ንዞም ቀፂሎም ዝተዘርዘሩ ረቀሕታት እተማልኡ ሕጋዉያን ነጋዶ ንክትወዳደሩ ይዕድምዝወፀሉ መዓልቲ: ረቡዕ የካቲት 2, 2008 (ልዕሊ 10 ዓመታት)ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ሰሉስ የካቲት 15, 2008 06:00 ደ/ሰዓት (ሓሊፉ)ቦታ:ሽራሮጨረታ መደብ:መለዋወጢ ኣቁሑት ተሸከርከርቲሕርሻ መሺነሪቅፋሮ ማይ ኢንጂነሪንግ ማሺነሪ, ኣቁሑትን ኣክሰሰሪ