ማእከልምርምርሕርሻሑመራ ብናይመደበኛበጀት ካብዚ ንታሕቲ ዝተገለፁ ሕድሕድ ሎት ብግልፂጨረታኣወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ በዚ መሰረት ካብዚ ንታሕቲ ዝተገለፁ ሮቆሒታት ብምምላእተዳሓሒዙዝቐረበ ዝርዝርመሰረት ናይ ጨረታሰነድ ካብ ኢንስቲትዩት ምርምር ሕርሻ ትግራይ ቢሮ ቑፅሪ 09 ጨረታ ሰነድ ብምዕዳግ ትጫረቱ ከምትኽእሉ ነፍልጥዝወፀሉ መዓልቲ: ሶኒ ሕዳር 13, 2008 (ልዕሊ 10 ዓመታት)ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ሰሉስ ሕዳር 28, 2008 06:00 ደ/ሰዓት (ሓሊፉ)ቦታ:መቐለጨረታ መደብ:መለዋወጢ ኣቁሑት ተሸከርከርቲስራሕቲን ውፅኢት ሕርሻሕርሻ መሺነሪፍዮሪን ሆልቲካልቸርናይ ኮምፒተር ተዛመድቲ አቁሑትንናይ እንስሳት ምድሃኒታትን መሳሪሕታትንናይ ፅሕፈት መሳሪሕታተት
ትካልና ኮሌጅ ጋርመንት መቐለ አብ ናይ 2008 ዓ/ም በጀት ዓመት ንትካልና ከገልግሉ ዝኽእሉ ዝተፈላለዩ ናዉቲ ትምህርቲ ጋርመንት ከም ናዉቲ ጨርቂ : ፅሕፈት መሳርሒ : ንስልጠና ከገልግሉ ዝኽእሉ ናዉቲ ሕርሻ ኮይኖም መሳርሒታት ህንፃን ካልኦትን ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊዝወፀሉ መዓልቲ: ረቡዕ ሕዳር 1, 2008 (ልዕሊ 10 ዓመታት)ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ረቡዕ ሕዳር 15, 2008 06:00 ደ/ሰዓት (ሓሊፉ)ቦታ:መቐለጨረታ መደብ:ጨርቃ መርቂን ውፅኢት ቆርበትንሕርሻ መሺነሪኮንስትራክሽን ጥረ ኣቁሑትናይ ፅሕፈት መሳሪሕታተት