ማሕበር መናእሰይ ትግራይ ናይ 2017ዓ/ም በጀት ዓመት ናይ ፋይናንስ ስራሕቲ ኣፈፃፅማ ብናይ ደገ ኦዲተር ብግልፂ ጨረታ ኣወዳዲሩ ኦዲት ክስርሕ ስለዝደለየ ዝወፀሉ መዓልቲ: ሶኒ ሓምለ 7, 2017 ( ቅድሚ 8 ወርሒ)ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ሶኒ ሓምለ 21, 2017 04:00 ቅደሚ ሰዓት (ሓሊፉ)ቦታ:መቐለጨረታ መደብ:ኣካውንቲን ተዛማድኡንኦዲት ተዛማድኡን
ትካልና ፍረስወኣት ኢንዳስትሪያል ሓ/ዝ/ዉ/ማሕበር ናይ 2017 በጀት ዓመት ኣፈፃፅማ ስራሕቱ ብናይ ደገ ኦዲተር/ External Auditor/ ኦዲት ከስርሕ ስለዝደሊ ብናይ ባዕልኹም ፎርማት ብምምላእ ክትወዳደሩ ንዕድም::ዝወፀሉ መዓልቲ: ሓሙስ ሓምለ 3, 2017 ( ቅድሚ 8 ወርሒ)ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ረቡዕ ሓምለ 9, 2017 03:30 ቅደሚ ሰዓት (ሓሊፉ)ቦታ:መቐለጨረታ መደብ:ኣካውንቲን ተዛማድኡንኦዲት ተዛማድኡን
ማሕበርና ማሕበር ህንፃ መሳርሒ ዕዳጋ ማእከል ፀብቅለይ መቐለ ካብ ጥሪ 1/2016 ዓ.ም ክሳብ ሰነ 30/2017 ዓ.ም ናይ 1 ዓመትን 6 ወርሒን ብ ናይ ደገ ኦዲተር ናይ ፋይናንስ ስራሕትና ኦዲት ክነግብር (ክነመርምር) ስለ ዝደለናዝወፀሉ መዓልቲ: ሓሙስ ሓምለ 3, 2017 ( ቅድሚ 8 ወርሒ)ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ዓርቢ ሓምለ 18, 2017 04:00 ቅደሚ ሰዓት (ሓሊፉ)ቦታ:መቐለጨረታ መደብ:ኣካውንቲን ተዛማድኡንኦዲት ተዛማድኡን
ሓላ/ዝተ/ መሰረታዊ ማ/ሕ/ስ ዕቋርን ልቓሕን ፋና መናእሰይ ብኣቆፃፅራ ፈረንጂ ካብ July 01-2024 ክሳብ ዕለት Jun 30- 2025 (ናይ 2017 በጀት ዓመት) ዘሎ ምንቅስቃስ ሒሳብ ብግልፂ ጨረታ ኣወዳዲሩ ኦዲት ከግብር ስለዝደለየ፤ዝወፀሉ መዓልቲ: ሰሉስ ሓምለ 1, 2017 ( ቅድሚ 8 ወርሒ)ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ሓሙስ ሓምለ 10, 2017 09:00 ደ/ሰዓት (ሓሊፉ)ቦታ:መቐለጨረታ መደብ:ኣካውንቲን ተዛማድኡንኦዲት ተዛማድኡን
ሓላፍነቱ ዝተወሰነ ሕብረት ስራሕ ማሕበር ዕቋርን ልቓሕን ሚዛን ብኣዋጅ 985/2009 ብብርኪ ክልል ንምስራሕ ፍቓድ ዝተወሃበ ሕ/ስ/ማሕበር ኾይኑ ናይ 2016/2017 ዓ.ም በጀት ዓመት ጥራሕ ብናይ ደገ ኦዲት ንምግባር ናይ ሒሳብ ስራሕቲ ወጊንና ኦዲት ክግብር (ሒሳብ ንክምርመር) ስለዝደለናዝወፀሉ መዓልቲ: ሶኒ ሰነ 30, 2017 ( ቅድሚ 8 ወርሒ)ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ዓርቢ ሓምለ 4, 2017 04:00 ቅደሚ ሰዓት (ሓሊፉ)ቦታ:መቐለጨረታ መደብ:ኣካውንቲን ተዛማድኡንኦዲት ተዛማድኡን
... ናይ 6ተ ወርሒ ጥራሕ ብናይ ደገ ኦዲት ፋይናንስ ስራሕቲ ኦዲት ከግብር (ክምርምር) ስለዝደለናዝወፀሉ መዓልቲ: ዓርቢ ሰነ 27, 2017 ( ቅድሚ 8 ወርሒ)ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ሶኒ ሰነ 30, 2017 11:00 ደ/ሰዓት (ሓሊፉ)ቦታ:መቐለጨረታ መደብ:ኣካውንቲን ተዛማድኡንኦዲት ተዛማድኡን
ኣብ ወረዳ ሳምረ ከተማ ሳምረ እትርከብ ኣሃዱ ዕቋርን ልቓሕን ሕብረት ስራሕ ማሕበር ካብ 26/12/2012ዓ/ም ክሳብ 30/10/2017ዓ/ም ዘሎ ናይ _ ሒሳብ ምንቅስቓስ ሰነድ ብናይ ደገ ኦዲተር ኣጫሪታ ኦዲት ክትገብር ትደሊ፡፡ዝወፀሉ መዓልቲ: ዓርቢ ሰነ 6, 2017 ( ቅድሚ 9 ወርሒ)ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ሶኒ ሰነ 16, 2017 05:00 ቅደሚ ሰዓት (ሓሊፉ)ቦታ:ሳሓርቲ ሳምረ ጨረታ መደብ:ኣካውንቲን ተዛማድኡንኦዲት ተዛማድኡን
መቐለ ቀዳማይ ወያነ ገዛ ስ/ሕ/ስ/ ማሕበር ናይቲ ማሕበር ሓፍቲ ናይ ኦዲት ስራሕ ዝሰርሕ ኦዲተር ኣወዳዲሩ ከስርሕ ስለዝደሊዝወፀሉ መዓልቲ: ሰንበት ጉንበት 3, 2017 ( ቅድሚ 10 ወርሒ)ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ሶኒ ጉንበት 11, 2017 06:00 ቅደሚ ሰዓት (ሓሊፉ)ቦታ:መቐለጨረታ መደብ:ኣካውንቲን ተዛማድኡንኦዲት ተዛማድኡን
... ክነግብር ዝስዕቡ መስፈርቲ ዘማለእኹም ኦዲተራት ንክትወዳደሩ ንሕብር ።ዝወፀሉ መዓልቲ: ሰሉስ ሚያዝያ 28, 2017 ( ቅድሚ 10 ወርሒ)ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ሓሙስ ሚያዝያ 30, 2017 09:00 ደ/ሰዓት (ሓሊፉ)ቦታ:መቐለጨረታ መደብ:ኣካውንቲን ተዛማድኡንኦዲት ተዛማድኡን
መቐለ ቀዳማይ ወያነ ገዛ ስ/ሕ/ስ/ ማሕበር ናይቲ ማሕበር ሓፍቲ ናይ ኦዲት ስራሕ ዝሰርሕ ኦዲተር ኣወዳዲሩ ከስርሕ ስለዝደሊዝወፀሉ መዓልቲ: ሰሉስ ሚያዝያ 14, 2017 ( ቅድሚ 11 ወርሒ)ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ሰሉስ ሚያዝያ 28, 2017 11:00 ደ/ሰዓት (ሓሊፉ)ቦታ:መቐለጨረታ መደብ:ኣካውንቲን ተዛማድኡንኦዲት ተዛማድኡን