ማሕበር ልምዓት ትግራይ ንቤት ፅሕፈትና ዝውዕል Water Pump ብጨረታ አወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ፡፡ዝወፀሉ መዓልቲ: ሓሙስ ታሕሳስ 9, 2018 ( ቅድሚ 3 ወርሒ)ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ዓርቢ ታሕሳስ 17, 2018 08:30 ደ/ሰዓት (ሓሊፉ)ቦታ:መቐለጨረታ መደብ:ኮንስትራክሽን ማሽነሪን ኣቁሑትንኤሌክትሮ-መካኒክስ ኣቁሑትን ግልጋሎትንቱቦታትን ኣክሰሰሪታትንቅፋሮ ማይ ኢንጂነሪንግ ማሺነሪ, ኣቁሑትን ኣክሰሰሪ
ኢንተርፕራይዝ ስራሕቲ መንገዲ ክልል ትግራይ ካብዚ ንታሕቲ ተዘርዚሩ ዘሎ ንብረት ብፕሮፎርማ ኣወዳዲሩ ንብረት ክገዝእ ስለዝደለየ ሕጋዊያን ነጋዶ ክትወዳደሩ ይዕድም::ዝወፀሉ መዓልቲ: ረቡዕ ታሕሳስ 8, 2018 ( ቅድሚ 3 ወርሒ)ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ዓርቢ ታሕሳስ 10, 2018 03:00 ቅደሚ ሰዓት (ሓሊፉ)ቦታ:መቐለጨረታ መደብ:ኤሌክትሮ-መካኒክስ ኣቁሑትን ግልጋሎትን
ቤት መዘጋጃ ከተማ ፈረስ ማይ ንበጀት ዓመት 2018 ዓም ዝዉዕል ብዝሓዞ ትልሚ መሰረት ተሽከርከርቲ መላት እዉን ሞተር ሳይክልን: ሳይክልን : ህንፃ ኣቀሑት : ፅሬት ኣቅሑት : መሳርሒ ፅሕፈት :ኣቅሑት ኤሌክትሪክ: ኣቅሑት ኤሌክትሮኒክስ ብግልፅ ጨረታ አወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊዝወፀሉ መዓልቲ: ዓርቢ ታሕሳስ 3, 2018 ( ቅድሚ 3 ወርሒ)ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ሓሙስ ታሕሳስ 16, 2018 03:30 ቅደሚ ሰዓት (ሓሊፉ)ቦታ:ወረዳጨረታ መደብ:ናይ ስፖርት ዕጥቅን ተዛመድቲ አቁሑትንናይ ንፅህናን ፅሬት ኣቁሑትኮንስትራክሽን ማሽነሪን ኣቁሑትንኤሌክትሪካልን መሳርሕታትን መለዋወጢንኤሌክትሮኒክስ መሳርሕታትን መለዋወጢንናይ ፅሕፈት መሳሪሕታተትዕድጊት ሞተርሳይክል
ትግራይ ቤት ፅሕፈት ፕረዚደንት ዳይሪክቶሬት ዕደጋ ፋይናንሰ ሴክሬታሪ ግልጋሎት ዝውዕል ናይ ጀኔነተር ወይም ኤሌክትሪክ ኣቅሑት ፕሮፎርማ ዕደጋ ሜላ አወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ።ዝወፀሉ መዓልቲ: ረቡዕ ታሕሳስ 1, 2018 ( ቅድሚ 3 ወርሒ)ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ዓርቢ ታሕሳስ 3, 2018 11:30 ደ/ሰዓት (ሓሊፉ)ቦታ:መቐለጨረታ መደብ:ኤሌክትሪካልን መሳርሕታትን መለዋወጢንኤሌክትሮ-መካኒክስ ኣቁሑትን ግልጋሎትን
ኢንተርፕራይዝ ስራሕቲ መንገዲ ክልል ትግራይ ካብዚ ንታሕቲ ተዘርዚሩ ዘሎ ንብረት ብፕሮፎርማ ኣወዳዲሩ ንብረት ክገዝእ ስለዝደለየ ሕጋዊያን ነጋዶ ክትወዳደሩ ይዕድም::ዝወፀሉ መዓልቲ: ሰሉስ ሕዳር 30, 2018 ( ቅድሚ 3 ወርሒ)ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ሓሙስ ታሕሳስ 2, 2018 03:00 ቅደሚ ሰዓት (ሓሊፉ)ቦታ:መቐለጨረታ መደብ:ኤሌክትሮ-መካኒክስ ኣቁሑትን ግልጋሎትንፅገና ተሽከርካሪ
ንማሕበር ደቂ ኣንስትዮ ትግራይ UNFPA Project ንማይጨዉን መቐለን ግልጋሉ ዝዉዕል፡- .ናይ ፅገና ናዉቲን Safty oadit and Refreshment ብፕሮፎርማ አወዳዲሩ ክገዝእ ስለዝደሊ፡፡ዝወፀሉ መዓልቲ: ሰሉስ ሕዳር 30, 2018 ( ቅድሚ 3 ወርሒ)ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ሓሙስ ታሕሳስ 2, 2018 04:00 ቅደሚ ሰዓት (ሓሊፉ)ቦታ:መቐለጨረታ መደብ:ጥዕና ተንከፍ ስልጠናኤሌክትሮኒክስ መሳርሕታትን መለዋወጢንኤሌክትሮ-መካኒክስ ኣቁሑትን ግልጋሎትን
2ይ ብርኪ ቤት ትምህርቲ ቐዳማይ ወያነ ካብዚ ንታሕቲ ተዘርዚሮም ዘለው ንብረታት ብፐርፎርማ መሰረት ኣወዳዲሩ ዕድጊት ክፍፅም ይደሊ።ዝወፀሉ መዓልቲ: ሰሉስ ሕዳር 30, 2018 ( ቅድሚ 3 ወርሒ)ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ረቡዕ ታሕሳስ 8, 2018 04:00 ቅደሚ ሰዓት (ሓሊፉ)ቦታ:መቐለጨረታ መደብ:ኤሌክትሪካልን መሳርሕታትን መለዋወጢንናይ ፅሕፈት መሳሪሕታተት
ሞገድ ኢንጂነሪንግ ኮንስትራክሽን ሓላፍነቱ ዝተወሰነ ዉልቀ ማሕበር ኣብ ከተማ ዉቅሮ ንዝሰርሖ ናይ ዋግዋጎ ኤሌክትሪክ ገመድን ኬብሊን : ንፕሮጀክታት ዘድልዩ ዝተፈላለዩ ናዉቲ ዕድጊት ናይ ፎርም ወርከ ስራሕቲ ዝድለዩ እታዎታት ዕድጊት ቴንዲኖ : ሽቦን : ምስማርን : ዕድጊት ፀፀርን እምን : ዕድጊት ዝተፈላለዩ ዓይነት ባህርዛፍ ብጨረታ ዕድጊት ክፍፅምን ከምእዉን ኪራይ ዝተፈላለዩ ማሽነሪታት ኤክስካቫተር :ሎለር : ሲኖትራክ : ናይ ማይ ቦቲ ወይድማ ሻወር ትራክ ይደሊዝወፀሉ መዓልቲ: ሶኒ ሕዳር 29, 2018 ( ቅድሚ 3 ወርሒ)ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ረቡዕ ታሕሳስ 1, 2018 09:00 ደ/ሰዓት (ሓሊፉ)ቦታ:መቐለጨረታ መደብ:ኮንስትራክሽን ማሽነሪን ኣቁሑትንኮንስትራክሽን ጥረ ኣቁሑትኤሌክትሪካልን መሳርሕታትን መለዋወጢንናይ ምህንድስና ኣቁሑትማሽነሪ ክራይ
ኢንተርፕራይዝ ስራሕቲ መንገዲ ክልል ትግራይ ካብዚ ንታሕቲ ተዘርዚሩ ዘሎ ንብረት ብፕሮፎርማ ኣወዳዲሩ ንብረት ክገዝእ ስለዝደለየ ሕጋዊያን ነጋዶ ክትወዳደሩ ይዕድም::ዝወፀሉ መዓልቲ: ሶኒ ሕዳር 29, 2018 ( ቅድሚ 3 ወርሒ)ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ረቡዕ ታሕሳስ 1, 2018 03:00 ቅደሚ ሰዓት (ሓሊፉ)ቦታ:መቐለጨረታ መደብ:ኤሌክትሪካልን መሳርሕታትን መለዋወጢንኤሌክትሮ-መካኒክስ ኣቁሑትን ግልጋሎትን
... ጣጠሚ፣ ትቦታት ፕሪንተር ኮምፒተር፣ ፅሕፈት መሳርሒ ፣ ናይ ፅሬት ኣቁሑት ፣ናይ ኤሌክትሪክ ኣቁሑት፣ ናይ መኪና ጎማ ግልፂ ጭረታ ኣወዳዲሩ ክገዝእ ይደሊ።ዝወፀሉ መዓልቲ: ሶኒ ሕዳር 29, 2018 ( ቅድሚ 3 ወርሒ)ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ብቢ ሎቱ ይፈላላ ቦታ:ዉቅሮጨረታ መደብ:ናይ ንፅህናን ፅሬት ኣቁሑትኮምፒተርን ተዛመድቲ ኤሌክትሪካልን መሳርሕታትን መለዋወጢንኤሌክትሮኒክስ መሳርሕታትን መለዋወጢንመለዋወጢ ኣቁሑት መኪናናይ ፅሕፈት መሳሪሕታተትቱቦታትን ኣክሰሰሪታትን