ተዓፅዩ
ቤት ፅሕፈት ሆስፒታል ዓብይ ዓዲ ን2013ዓ/ም ኣጎልግሎት ዝዉዕል ፣ ናይ ፅሕፈት ፣ ፅሬት ፣ ደንቢ ክዳን ፣ ኤሌክትሪክ፣ ኣቅሑት ህንፃ መሳርሒ፣ መሳርሒ ሕትመት ፣ ካልኦት በቢ ዘፈሩ ዝተፈላለዩ ኣቅሑት ኣጫሪቱ ክዕድግ ከጫርት ስለዝደሊ ሕጋዊያን ነጋዶ ክትወዳደሩ ይዕድም
ዝዕፀወሉ መዓልቲ መስከረም 29, 2013 4:00 ቅ/ሰዓት (ተዓፅዩ)
ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትንጥቅምቲ 2, 2013 4:30 ቅ/ሰዓት
ቦታዓ/ዓዲ
ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ3,000.00
ናይ ደኩመንት ዋጋ20.00
ዝወፀሉ መዓልቲ