ተዓፅዩ
ኣብ ትሕቲ ማሕበር ልምዓት ትግራይ ዝርከብ ማእኸል ኢንቨስትመንት ቃላሚኖ ዝተፈላለዩ ዘገልገሉ ኣቁሑ ሓፂን መፂን ናይ ዓውዲ መዝበጢት ማሽን ፣ ዓፃዲት እኸሊ ማሽን፣ ትራክተር (Scrap) ፣ ናይ ማይ ትቦ ሓፂን 6 ሜትሮ ፣ናይ መኪና መቀያየሪ ኣቁሑትን ካለኦት ብዝሕ ዝበሉ ዝተፈላለዩ ዘገልገለ ንብረታት ብጨረታ ኣወዳዲሩ ክሸይጥ ስለዝደለየ
ዝዕፀወሉ መዓልቲ ነሓሰ 20, 2018 3:00 ቅ/ሰዓት (ሓሊፉ)
ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትንነሓሰ 20, 2018 3:30 ቅ/ሰዓት
ቦታመቐለ
ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ10,000.00
ናይ ደኩመንት ዋጋ100.00
ዝወፀሉ መዓልቲ