ተዓፅዩ

ሓፈሻዊ ሆስፒታል ዉቅሮ ደጋፊ ከይዲ ስራሕ ዕዳጋ ፋይናንስን ንብረት ምምሕዳርን ናይ ፅሕፈት መሳርሒ ፣ ሕትመት መሳርሒ ፣ ሃለቕቲ ናይ ፅሬት ኣቁሑት ፣ ሞተር ሳይክልን ደንቢ ክዳንን ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ውዕሊ ኣሲሩ ክዕድግ ይደሊ። ስለዚ ዝምልከተኩም መቅረብቲ በቲ አብ ታሕቲ ዘሎ ናይ ጨረታ ረቋሒ መሰረት ክትወዳደሩ ንዕድም።

ዝዕፀወሉ መዓልቲ መስከረም 12, 2012 4:00 ቅ/ሰዓት (ተዓፅዩ)
ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትንመስከረም 12, 2012 4:30 ቅ/ሰዓት
ቦታመቐለ
ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ5,000.00
ናይ ደኩመንት ዋጋ100.00
ዝወፀሉ መዓልቲ
ተዓፅዩ

ሓፈሻዊ ሆስፒታል ካሕሳይ ኣበራ ሑመራ ኣብ በጀት ዓመት 2012ዓ/ም 1ይ ዙር ዕደጋ ንሆስፒታልና ኣጎልግሎት ዝዉዕል ናይ መኪና መለዋወጢ ኣቁሑ፣ ጀነሬተር ፣ ኤሌክትሮኒክስ፣ አሌክትሪክ ፣ ማይ ቡንቧ ፣ መሳርሒ ህንፃ፣ ኣቁሑት ቢሮ፣ መሳርሒ ፅሕፈት፣መሳርሒ ፅሬት፣ ደንቢ ክዳን ፣ ሸቀጣ ሸቀጥ፣ጥረምረን ኣሕምልትን ፍረ ምረን ፣ ኣጎልግሎት ስፌት ዓለባ ፣ ፅገና ኤሲን ፍርጅን፣ ፅገና ኮምፒተርን ተዛመድትን ፣ ዉፅኢት ሕትመት፣ ኣቅርቦት ስጋ ፣ ምድላዉ ባልትና ፣ ዝተፈላለዩ ሎት ብግልፂ ጨረታ ኣወዳዲሩ ክገዝእ ይደሊ

ዝዕፀወሉ መዓልቲ መስከረም 20, 2012 4:00 ቅ/ሰዓት (ተዓፅዩ)
ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትንመስከረም 20, 2012 4:30 ቅ/ሰዓት
ቦታሐመራ
ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ3,000.00
ናይ ደኩመንት ዋጋ50.00
ዝወፀሉ መዓልቲ

ጨረታ መደብ

ወናኒ ትካል ድዮም?

ዝተፈላለዩ ጨረታታት ኣብዚ ከምዝረክቡ ይፈልጡ/ጣ ‘ዮም/የን። እንድሕር ተመዝጊቦም እቶም ዝወፁ ጨረታታት ንኦም/ንኣን ዝምልከቱ ጥራሕ መሪፁ ዘርኢ ሓባሪን ሰርች ዝገብሩሉ/ራሉ ከምኡውን ናብ ኢሜይል ኣድራሻኦም/አን ዝወፁ ስራሕቲ ዝፍልጥ ድሕሪ ዝተወሰን እዋን ድማ ናብ ሞባይሎም እቲ ሓበሬታ ዝልእክ ቴክኖሎጂ ዝረክቡ/ባ ንስርሖም/ሐን እውን ኣሳልጦ ይህቦም/በን ‘ዩ። ንምምዝጋብ ዝከፍልዎ/ኦ ብጣዕሚ ርትዓዊ ዝኮነ ክፍሊት ጥራሕ ‘ዮ። ንምዝጋብ ብኣድራሻና ይርከቡና!

ጨረታ ንምክትታል ይመዝገቡ
ዋጋ ሸርፊ
#መሸጢመግዝኢ
161.00 (0)162.61 (0)
180.53 (0.76)182.33 (0.76)
24 (0)24.46 (0.02)
9.67 (0.03)9.77 (0.03)
1.02 (0)1.03 (0)
ምንጪ በሄራዊ ባንኪ ኢትዮጵያ ሰሉስ ጥቅምቲ 24, 2019