ተዓፅዩ

ቤት ፅሕፈት ትልምን ፋይናንስን እንደርታ ናይ 2012ዓ/ም በጀት ዓመት ነቲ ቤት ፅሕፈት ስራሕቲ ግልጋሎት ዝዉዕል ናይ ዝተፈላለዩ ሴክተራት ፅሕፈት መሳርሒ ፣ ናይ ፅሬት ናዉቲ፣ ናይ ሕትመት ስራሕቲ ፣ ናይ ሞተር መለዋወጢ ኣቅሑት፣ ህንፃ መሳርሒ ፣ ኤሌክትሮኒክስ ናዉቲ፣ ናይ ቢሮ ናዉቲ ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ዕድጊት ክፍፅም ይደሊ

ዝዕፀወሉ መዓልቲ መጋቢት 16, 2012 4:00 ቅ/ሰዓት (ተዓፅዩ)
ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትንመጋቢት 16, 2012 4:30 ቅ/ሰዓት
ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ3,000.00
ናይ ደኩመንት ዋጋ50.00
ዝወፀሉ መዓልቲ

ኮርፕሬሽን ልምዓት ፓርክታት ኢንዳትሪ ትግራይ ኣብ ታሕቲ ዝተዘርዘረ ናይ ሕትመት ስራሕቲ ብፕሮፎርማ ኣወዳዲሩ ክገዝእ ይደሊ

ዝዕፀወሉ መዓልቲ መጋቢት 3, 2012 4:00 ቅ/ሰዓት (ተዓፅዩ)
ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትንመጋቢት 3, 2012 4:30 ቅ/ሰዓት
ቦታመቐለ
ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ0.00
ናይ ደኩመንት ዋጋ0.00
ዝወፀሉ መዓልቲ
ተዓፅዩ

ቢሮ ሓለዋ ጥዕና ክልል ትግራይ ዝተፈላዩ ናይ ሕትመት ስራሕቲ ካብ ሕጋዉያን ነጋዶ ብግልፂ ጨረታ ኣዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ

ዝዕፀወሉ መዓልቲ መጋቢት 14, 2012 3:30 ቅ/ሰዓት (ተዓፅዩ)
ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትንመጋቢት 14, 2012 4:00 ቅ/ሰዓት
ቦታመቐለ
ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ15,000.00
ናይ ደኩመንት ዋጋ50.00
ዝወፀሉ መዓልቲ

ንኮምሽን ፖሊስ ክልል ትግራይ ግልጋሎት ዝዉዕል ናይ ድጅታል መታወቅያ ካርዲ ኣወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ

ዝዕፀወሉ መዓልቲ የካቲት 27, 2012 4:00 ቅ/ሰዓት (ተዓፅዩ)
ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትንየካቲት 27, 2012 4:02 ቅ/ሰዓት
ቦታመቐለ
ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ0.00
ናይ ደኩመንት ዋጋ0.00
ዝወፀሉ መዓልቲ

ቢሮ ልምዓት ከተማ ንግድን ኢንድስትሪን ክልል ትግራይ ቡክሌት ሕትመት ካብ ሕጋዉያን ነጋዶ ብፕሮፎርማ ኣወዳዲሩ ክሐትም ይደሊ

ዝዕፀወሉ መዓልቲ የካቲት 24, 2012 8:00 ቅ/ሰዓት (ተዓፅዩ)
ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትንየካቲት 24, 2012 8:30 ቅ/ሰዓት
ቦታመቐለ
ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ0.00
ናይ ደኩመንት ዋጋ0.00
ዝወፀሉ መዓልቲ

ጨረታ መደብ

ወናኒ ትካል ድዮም?

ዝተፈላለዩ ጨረታታት ኣብዚ ከምዝረክቡ ይፈልጡ/ጣ ‘ዮም/የን። እንድሕር ተመዝጊቦም እቶም ዝወፁ ጨረታታት ንኦም/ንኣን ዝምልከቱ ጥራሕ መሪፁ ዘርኢ ሓባሪን ሰርች ዝገብሩሉ/ራሉ ከምኡውን ናብ ኢሜይል ኣድራሻኦም/አን ዝወፁ ስራሕቲ ዝፍልጥ ድሕሪ ዝተወሰን እዋን ድማ ናብ ሞባይሎም እቲ ሓበሬታ ዝልእክ ቴክኖሎጂ ዝረክቡ/ባ ንስርሖም/ሐን እውን ኣሳልጦ ይህቦም/በን ‘ዩ። ንምምዝጋብ ዝከፍልዎ/ኦ ብጣዕሚ ርትዓዊ ዝኮነ ክፍሊት ጥራሕ ‘ዮ። ንምዝጋብ ብኣድራሻና ይርከቡና!

ጨረታ ንምክትታል ይመዝገቡ
ዋጋ ሸርፊ
#መሸጢመግዝኢ
161.00 (0.06)162.61 (0.06)
179.77 (0.69)181.57 (0.7)
24 (0)24.44 (0.04)
9.64 (-0.03)9.74 (-0.03)
1.02 (0)1.03 (0)
ምንጪ በሄራዊ ባንኪ ኢትዮጵያ ሶኒ ጥቅምቲ 23, 2019