ማእከል ቤት ሕንፀት ራያ አላማጣ ንህንፀት ስራሕቲ ዝዉዕል ንብረት ካብ ሕጋዉያን ነጋዶ ብልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ክገዝእ ይደሊ

ዝዕፀወሉ መዓልቲ መስከረም 10, 2009 6:00 ደ/ሰዓት (ሓሊፉ)
ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትንመስከረም 10, 2009 6:00 ደ/ሰዓት
ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ20,000.00
ናይ ደኩመንት ዋጋ100.00
ዝወፀሉ መዓልቲ

ዉቅሮ ጠቅላላ ሆስፒታል ደ/ከ/ስራሕ/ዕዳ/ፋይ/ንብ/ምም/ርን መድሓኒትን ናዉቲ ሕክምናን ብግልፂ ጨረታ ኣወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ

ዝዕፀወሉ መዓልቲ ጳጉሜን 5, 2008 6:00 ደ/ሰዓት (ሓሊፉ)
ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትንጳጉሜን 5, 2008 6:00 ደ/ሰዓት
ቦታዉቅሮ
ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ5,000.00
ናይ ደኩመንት ዋጋ30.00
ዝወፀሉ መዓልቲ

ማሕበራዊ ረዲኤት ትግራይ /ማረት/ ዝስዕቡ ናይ ዝተፈላለዩ ናይ ህንፃ መሳርሒ ብጨረታ አወዳዲሩ ንምዕዳግ ንምፅጋንን ትደሊ

ዝዕፀወሉ መዓልቲ መስከረም 3, 2009 6:00 ደ/ሰዓት (ሓሊፉ)
ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትንመስከረም 3, 2009 6:00 ደ/ሰዓት
ቦታመቐለ
ናይ ደኩመንት ዋጋ100.00
ዝወፀሉ መዓልቲ

ቤት ፅሕፈት ትልምን ፋይናንስን ወረዳ ሓዉዜን ንቤት ፅሕፈታት ግልጋሎት ዝዉዕል ፅሕፈት መሳርሒን ብግልፂ ጨረታ አወዳድር ክዕድግ ይደሊ::

ዝዕፀወሉ መዓልቲ መስከረም 4, 2009 6:00 ደ/ሰዓት (ሓሊፉ)
ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትንመስከረም 4, 2009 6:00 ደ/ሰዓት
ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ3,000.00
ናይ ደኩመንት ዋጋ50.00
ዝወፀሉ መዓልቲ

ቤት ፅሕፈት ትልምን ፋይናንስን ከተማ መቐለ ንከተማ መቐለ ግልጋሎት ዝዉዕል ናይ ቢሮ አቁሑት :ናይ ዜብራ ቀለም :ኤለክትሮኒክስ: ምሩፅ ሓመድ ምፍራይ ወይዉን ዶዘር ክራይ :ናይ መኪና ጎማን ባትርን :መለዋወጢ አቁሑት መኪና: ህንፃ መሳርሒ: መለዋወጢ አቁሑት ሞተር ሳይክልን :ዕጥቂ ስፖርትን ን 2009 በጀት ዓመት ብግልፂ ጨረታ ብግልፂ ጨረታ ክገዝን ስለዝደለየ ሕጋዉያን ነጋዶ ክትወዳደሩ ንዕድም

ዝዕፀወሉ መዓልቲ መስከረም 6, 2009 6:00 ደ/ሰዓት (ሓሊፉ)
ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትንመስከረም 6, 2009 6:00 ደ/ሰዓት
ቦታመቐለ
ናይ ደኩመንት ዋጋ50.00
ዝወፀሉ መዓልቲ

ጨረታ መደብ

ወናኒ ትካል ድዮም?

ዝተፈላለዩ ጨረታታት ኣብዚ ከምዝረክቡ ይፈልጡ/ጣ ‘ዮም/የን። እንድሕር ተመዝጊቦም እቶም ዝወፁ ጨረታታት ንኦም/ንኣን ዝምልከቱ ጥራሕ መሪፁ ዘርኢ ሓባሪን ሰርች ዝገብሩሉ/ራሉ ከምኡውን ናብ ኢሜይል ኣድራሻኦም/አን ዝወፁ ስራሕቲ ዝፍልጥ ድሕሪ ዝተወሰን እዋን ድማ ናብ ሞባይሎም እቲ ሓበሬታ ዝልእክ ቴክኖሎጂ ዝረክቡ/ባ ንስርሖም/ሐን እውን ኣሳልጦ ይህቦም/በን ‘ዩ። ንምምዝጋብ ዝከፍልዎ/ኦ ብጣዕሚ ርትዓዊ ዝኮነ ክፍሊት ጥራሕ ‘ዮ። ንምዝጋብ ብኣድራሻና ይርከቡና!

ጨረታ ንምክትታል ይመዝገቡ
ዋጋ ሸርፊ
#መሸጢመግዝኢ
160.99 (0.17)162.60 (0.17)
180.56 (-0.38)182.37 (-0.38)
24 (0)24.34 (0.05)
9.79 (0.01)9.89 (0.01)
1.02 (0)1.03 (0)
ምንጪ በሄራዊ ባንኪ ኢትዮጵያ ሰሉስ ጥቅምቲ 10, 2019