Closed
ኮሌጅ ሳይንስ ጥዕና ኣርኣያ ካሕሱ ናይ 2009 ዕድጊት ንምፍፃም ሎት 1 ፅሕፈት መሳርሒ ዕጥቅታት ስፖርት አቁሑት ማይ አቁሑት ኤለክትሪክ፡ሎት 2 መድሓኒትን ናይ ሕክምና ናዉትን ፡ሎት 3 ኤሌክትሮነከስ ብግለፂ ጨረታ አወዳዲሩ ካብ ሕጋዉያን መቕረብቲ ክዕድግ ይደሊ
ዝዕፀወሉ መዓልቲ ታሕሳስ 26, 2009 6:00 ደ/ሰዓት (ሓሊፉ)
ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትንታሕሳስ 26, 2009 6:00 ደ/ሰዓት
ቦታመቐለ
ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ3,000.00
ናይ ደኩመንት ዋጋ50.00
ዝወፀሉ መዓልቲ