ኣብ ናይ 2010 በጀት ዓመት ንቤት ፅሕፈት ትልምን ፋይናንስን ንቤት ፅሕፈትን ማዓድንን ኢነርጅን ወረዳ እንደርታ ጠብያ ቀዳማይ ወያነ ቁሸት ዳንዴራ ህፅረት ማይ ንምፍታሕ ካብ ዘለዎ በጀት ዓሚቆ ጎድጎድ ንክካዓትን ስለዝደለየ ናይ ማይ ጎድጎድ ስራሕቲ ማለተ እወን water Well Drilling construction ፍቃድ ዘለኩም ካብ ደረጃ 6 ን ላዕሊኡን ዝኮኑ ተካናተርቲ ኣብቲ ጨረታ ንክትወዳደሩ ብክብሪ ይዕድም

ዝዕፀወሉ መዓልቲ የካቲት 2, 2010 4:00 ቅ/ሰዓት (ሓሊፉ)
ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትንየካቲት 2, 2010 4:30 ቅ/ሰዓት
ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ10,000.00
ናይ ደኩመንት ዋጋ50.00
ዝወፀሉ መዓልቲ

ቤት መዘጋጃ ከተማ ዓድዋ ኣብ 2010 ዓም ሎት ሓደ ቀወምቲ አቁሑት ቢሮ ሎት ክልተ አቁሑት ኤለክትሮኒክስ አወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ

ዝዕፀወሉ መዓልቲ ጥሪ 30, 2010 3:30 ቅ/ሰዓት (ሓሊፉ)
ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትንጥሪ 30, 2010 4:00 ቅ/ሰዓት
ቦታዓድዋ
ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ0.00
ናይ ደኩመንት ዋጋ100.00
ዝወፀሉ መዓልቲ

ኣብ ቤት ፅሕፈት ኮንስትራከሽንን መንገድን መጋዕዝያን ዝርከብ ከይዲ ስራሕ ህንፃ ዲዛይንን ኮንስትራክሽንን ኣብ ናይ 2010 ዓም ካብ ሲዲጂ ዝተመዝግበ በጀት ዋንነቱ ናይ ቤት ፅሕፈት ልምዓት ኣናእሽተይ ማእከሎት ማንፋክቸሪንግ ኢንዱስትሪ ከተማ መቀለ ዝኮነ ናይ ብረታ ብረት ዎርክሾፕ ሼድ ቁፅሪ 8 ኣብ ክፈለ ከተማ ሰሜን ንደረጃ 7ን ልዕሊኡን ናይ ህንፃን ጠቅላላ ህንፃን ስራሕ ተቀረፅቲ ኮንስትራከሽንን ተኮናተርትን ናይ ናዉቲ ጉልበትን ማሽነርን ጠቅላላ ዘካተተ ብግልፂ አጫሪቱ ከስርሕ ይደሊ

ዝዕፀወሉ መዓልቲ የካቲት 14, 2010 4:00 ቅ/ሰዓት (ሓሊፉ)
ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትንየካቲት 14, 2010 4:30 ቅ/ሰዓት
ቦታመቐለ
ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ120,000.00
ናይ ደኩመንት ዋጋ500.00
ዝወፀሉ መዓልቲ

ቤት ፅሕፈት ትልምን ፋይናንስን ወረዳ ሳሓርቲ ሳምረ ንአብያተ ፅሕፈት ግልጋሎት ዝዉዕሉ ዝተፈላለየ ናዉቲ ኣወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ

ዝዕፀወሉ መዓልቲ ጥሪ 30, 2010 8:30 ቅ/ሰዓት (ሓሊፉ)
ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትንጥሪ 30, 2010 8:45 ቅ/ሰዓት
ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ3,000.00
ናይ ደኩመንት ዋጋ100.00
ዝወፀሉ መዓልቲ

ጨረታ መደብ

ወናኒ ትካል ድዮም?

ዝተፈላለዩ ጨረታታት ኣብዚ ከምዝረክቡ ይፈልጡ/ጣ ‘ዮም/የን። እንድሕር ተመዝጊቦም እቶም ዝወፁ ጨረታታት ንኦም/ንኣን ዝምልከቱ ጥራሕ መሪፁ ዘርኢ ሓባሪን ሰርች ዝገብሩሉ/ራሉ ከምኡውን ናብ ኢሜይል ኣድራሻኦም/አን ዝወፁ ስራሕቲ ዝፍልጥ ድሕሪ ዝተወሰን እዋን ድማ ናብ ሞባይሎም እቲ ሓበሬታ ዝልእክ ቴክኖሎጂ ዝረክቡ/ባ ንስርሖም/ሐን እውን ኣሳልጦ ይህቦም/በን ‘ዩ። ንምምዝጋብ ዝከፍልዎ/ኦ ብጣዕሚ ርትዓዊ ዝኮነ ክፍሊት ጥራሕ ‘ዮ። ንምዝጋብ ብኣድራሻና ይርከቡና!

ጨረታ ንምክትታል ይመዝገቡ
ዋጋ ሸርፊ
#መሸጢመግዝኢ
161.18 (0.19)162.79 (0.19)
180.66 (0.1)182.47 (0.1)
24 (0)24.38 (0.04)
9.79 (0)9.89 (0)
1.02 (0)1.03 (0)
ምንጪ በሄራዊ ባንኪ ኢትዮጵያ ረቡዕ ጥቅምቲ 11, 2019