ኮሌጅ ቴክኒክን ሞያን ትምህርትን ስልጠናን ሓዉዜን ንትካልና ግልጋሎ ዝዉዕል ዝተፈላለዩ ዓይነታት ኣቑሑት ማለት እዉን ናይ ፅሕፈት መሳርሒ ፣ ናይ ፅሬት መሳርሒ ፣ ናይ ኤሌክትሮኒክስ ኣቁሑት፣ ናይ ህንፃ መሳርሕን ኣዉቶሞቲብን ብግልፂ ጨረታ ኣወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ ስለዚ ኣብዚ ጨረታ ክትወዳደሩ ትደልዩ ነጋዶ ክትወዳደሩ ንዕድም

ዝዕፀወሉ መዓልቲ ነሓሰ 22, 2011 8:00 ቅ/ሰዓት (ሓሊፉ)
ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትንነሓሰ 22, 2011 8:30 ቅ/ሰዓት
ቦታመቐለ
ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋበቢ ዘርፉ ዝተፈላለየ እዩ
ናይ ደኩመንት ዋጋ30.00
ዝወፀሉ መዓልቲ

ቢሮ ቴክኒክን ሞያን ትምህርትን ስልጠናን ሲሚንቶ ብፕሮፎርማ ኣወዳዲርና ክንዕድግ ስለዝደለና ንክትወዳደሩ ንዕድም

ዝዕፀወሉ መዓልቲ ነሓሰ 10, 2011 4:00 ቅ/ሰዓት (ሓሊፉ)
ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትንነሓሰ 10, 2011 4:30 ቅ/ሰዓት
ቦታመቐለ
ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ0.00
ናይ ደኩመንት ዋጋ0.00
ዝወፀሉ መዓልቲ

ቤት ፅሕፈት ትልምን ፋይናንስን ወረዳ እምባኣላጀ ንኣጎልግሎት ኣብያተ ፅሕፈት ወረዱኡ ዘገልግሉ ናይ ኮምፒተርን ተዛምድቲ ኣቁሕትን ናይ ሕትመት ስራሕቲ ኣቁሑት ቢሮ ናይ ስፖርት ዕጥቅታት መለዋወጢ ኣቁሑት መካይንን ናይ መኪና ጋራዥ ኢድ ሞያ ብግልፂ ጨረታ ኣወዳዲሩ ክዕድግን ከስርሕን ይደሊ እቲ ጨረታ 3/12/2011ዓ/ም ክሳብ 20/12/2011ዓ/ም ዘይምለስ 50.00 /ሓምሳ ቅርሺ/ ብምክፋል ካብ ቤት ፅሕፈት ትልምን ፋይናንስን ወረዳ እምባ ኣላጀ ከይዲ ስራሕ ንብረትን ዕደጋን ፋይናንስን ብምዉሳድ ንክጫረቱ ብክብሪ ንዕድም

ዝዕፀወሉ መዓልቲ ነሓሰ 20, 2011 4:00 ቅ/ሰዓት (ሓሊፉ)
ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትንነሓሰ 20, 2011 4:30 ቅ/ሰዓት
ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋበቢ ዘርፉ ዝተፋላለየ እዩ
ናይ ደኩመንት ዋጋ50.00
ዝወፀሉ መዓልቲ

ጨረታ መደብ

ወናኒ ትካል ድዮም?

ዝተፈላለዩ ጨረታታት ኣብዚ ከምዝረክቡ ይፈልጡ/ጣ ‘ዮም/የን። እንድሕር ተመዝጊቦም እቶም ዝወፁ ጨረታታት ንኦም/ንኣን ዝምልከቱ ጥራሕ መሪፁ ዘርኢ ሓባሪን ሰርች ዝገብሩሉ/ራሉ ከምኡውን ናብ ኢሜይል ኣድራሻኦም/አን ዝወፁ ስራሕቲ ዝፍልጥ ድሕሪ ዝተወሰን እዋን ድማ ናብ ሞባይሎም እቲ ሓበሬታ ዝልእክ ቴክኖሎጂ ዝረክቡ/ባ ንስርሖም/ሐን እውን ኣሳልጦ ይህቦም/በን ‘ዩ። ንምምዝጋብ ዝከፍልዎ/ኦ ብጣዕሚ ርትዓዊ ዝኮነ ክፍሊት ጥራሕ ‘ዮ። ንምዝጋብ ብኣድራሻና ይርከቡና!

ጨረታ ንምክትታል ይመዝገቡ
ዋጋ ሸርፊ
#መሸጢመግዝኢ
161.18 (0.19)162.79 (0.19)
180.66 (0.1)182.47 (0.1)
24 (0)24.38 (0.04)
9.79 (0)9.89 (0)
1.02 (0)1.03 (0)
ምንጪ በሄራዊ ባንኪ ኢትዮጵያ ረቡዕ ጥቅምቲ 11, 2019