ን2ይ ግዜ ዝወፀ ምልክታ ጨረታ ማሕበር ደቂ ኣንስትዮ ትግራይ ኣብ ከተማ መቐለ ክፍለ ከተማ ሰሜን ፉሉይ ቦታ ቀበሌ 06 ፊት ንፊት ገነት ሚድያ ዉርድ ኢልካ ጎኒ መኻዚኖ ዋልያ ቢራ ዝርከብ ብግምት ስፍሓቱ 2336 ሜ2 ከባ ዝኾነ ዝተሰርሐ 2 ዓበይቲ መካዚኖ ፣ 4 ክፍሊ ገዛ ዘለዎ ኮይኑ ዋንነቱ ናይ ማሕበር ደ/ኣንስትዮ ዝኮነ ኣብ ዋና መስመር ኣስፋልት ዝርከብ ንዝተፈላለየ ንግዲ ወይ መኻዚኖ ግልጋሎት ዝዉዕል በቢ ዓመቱ ዝሕደስ ክሳብ 3 ዓመት ክተካሪ ስለ ዝደለየት
ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ነሓሰ 8, 2011 8:30 ቅ/ሰዓት (ሓሊፉ)
ቦታ መቐለ