ተዓፅዩ
ቢሮ ጉዳይ ደቂ ኣንስትዮ ክልል ትግራይ ንቢሮና ግልጋሎት ዝዉዕል ንኮድ LAN 25 ንታርጋ ቁፅሪ ትግ 4-01278 ኣባድላ ናይ መኪና ስፔር ፓርት ብፕሮፎርማ ኣወዳዲሩ ክዕድግ ስለ ዝደለየ ክትወደደረ ትደልዩ ናይ ሓደ ዋጋ ብምቅማጥ ኣብ ፖስታ ዓሺኩም ኣብ ቢሮና ናብ ዘሎ ሳፁን ንከትእትዉ ንዕድም
ዝዕፀወሉ መዓልቲ መስከረም 26, 2012 3:30 ቅ/ሰዓት (ሓሊፉ)
ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትንመስከረም 26, 2012 4:00 ቅ/ሰዓት
ቦታመቐለ
ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ0.00
ናይ ደኩመንት ዋጋ0.00
ዝወፀሉ መዓልቲ