ኣብ ቤት ፅሕፈት ኮንስትራክሽንን መንገድን መጓዓዝያን ወረዳ አስገደ ፅምብላ ዝርከብ ከይዲ ስራሕ ምምሕዳር ምዕባለ መንገዲ ኣብ 2012 በጀት ዓመት ዋንነቲ ናይ ወረዳ አስገደ ፅምብላ ሕርሻ ገጠር ልምዓትን ዝኮነ ብፕሮጀክት ልምዓት ምንካይ ፅዕንቶ ስደተኛታት ማለት እዉን DRDIP ከምኡዉን ናይ ሕ/ሰብ ኣስተዋፅኦ በጀት ድጋፍ ካብ ጣብያ ሕፃፅ ናብ ቁሸት ማይ ፀፀር ብናይ ይራብ ስታንዳርድ ሓዊሱ 7ተ ሜትር ጎኒ 7.4 ኪ/ሜ ንዉሓት ዘለዎ ሓዱሽ መንገዲ ንምስራሕ ብሰዓት ብናይ ኮንስትራክሽን ማሽን መቅረባይነት ፍቃድ ስራሕ ዝተዋፈሩ መቅረብቲ ፕሮፎርማ ኣወዳዲሩ ከስርሕ ይደሊ

ዝዕፀወሉ መዓልቲ ጥሪ 8, 2012 8:00 ቅ/ሰዓት (ሓሊፉ)
ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትንጥሪ 8, 2012 8:30 ቅ/ሰዓት
ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ150,000.00
ናይ ደኩመንት ዋጋ0.00
ዝወፀሉ መዓልቲ

መሰናድኦ ቤት ትምህርቲ ዓይደር ናዉቲ ቤተ ፈተነ አጫሪቱ ክገዝእ ይደሊ፡፡

ዝዕፀወሉ መዓልቲ ጥሪ 6, 2012 4:00 ቅ/ሰዓት (ሓሊፉ)
ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትንጥሪ 6, 2012 4:02 ቅ/ሰዓት
ቦታመቐለ
ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ500.00
ናይ ደኩመንት ዋጋ30.00
ዝወፀሉ መዓልቲ

መሰናድኦ ቤት ትምህርቲ ዓይደር ናይ ፅሕፈት መሳርሒ ናዉቲ አጫሪቱ ክገዝእ ይደሊ፡፡

ዝዕፀወሉ መዓልቲ ጥሪ 6, 2012 4:00 ቅ/ሰዓት (ሓሊፉ)
ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትንጥሪ 6, 2012 4:02 ቅ/ሰዓት
ቦታመቐለ
ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ0.00
ናይ ደኩመንት ዋጋ0.00
ዝወፀሉ መዓልቲ

ጨረታ መደብ

ወናኒ ትካል ድዮም?

ዝተፈላለዩ ጨረታታት ኣብዚ ከምዝረክቡ ይፈልጡ/ጣ ‘ዮም/የን። እንድሕር ተመዝጊቦም እቶም ዝወፁ ጨረታታት ንኦም/ንኣን ዝምልከቱ ጥራሕ መሪፁ ዘርኢ ሓባሪን ሰርች ዝገብሩሉ/ራሉ ከምኡውን ናብ ኢሜይል ኣድራሻኦም/አን ዝወፁ ስራሕቲ ዝፍልጥ ድሕሪ ዝተወሰን እዋን ድማ ናብ ሞባይሎም እቲ ሓበሬታ ዝልእክ ቴክኖሎጂ ዝረክቡ/ባ ንስርሖም/ሐን እውን ኣሳልጦ ይህቦም/በን ‘ዩ። ንምምዝጋብ ዝከፍልዎ/ኦ ብጣዕሚ ርትዓዊ ዝኮነ ክፍሊት ጥራሕ ‘ዮ። ንምዝጋብ ብኣድራሻና ይርከቡና!

ጨረታ ንምክትታል ይመዝገቡ
ዋጋ ሸርፊ
#መሸጢመግዝኢ
161.00 (0)162.61 (0)
180.26 (0.04)182.06 (0.03)
24 (0)24.39 (0.01)
9.69 (-0.02)9.79 (-0.02)
1.02 (-0.01)1.03 (-0.01)
ምንጪ በሄራዊ ባንኪ ኢትዮጵያ ሰሉስ ጥቅምቲ 17, 2019