ቢሮ ባህልን ቱሪዝምን ክልል ትግራይ ሎሚ ዘበን 45 ጊዜ ንዝበዓል 11 ለካቲት ምክንያት ብምግባር መዋፈሪ ቓልሲ ዓዲ ገዛእቲ ንምጉቡናይ መጋዓዝያ ዝኸዉን 45 ሰብ ዝሕዛ 2 ኣዉቶብስ ብተወሳኪዉን ሎሚ ዘበን ኣብ ከተማ ማይጨዉ ብደረጃ ክልል ንዝበዓል ጥምቀት ንገዜጠኛታት መጋዓዓዝያ ትኸዉን 16 ሰብ ትሕዝ ሓንቲ ሃይሩፍ ክካረይ ስለዝደለየ በዚ ስራሕ ሕጋዊ ንግዲ ፍቃድ ዘለኩም ተወዳደርቲ ክትወዳደሩ ይዕድም
ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ጥሪ 8, 2012 10:00 ቅ/ሰዓት (ሓሊፉ)
ቦታ መቐለ