ተዓፅዩ
ትካልና መስፍን ኢንድስትሪያል ኢንጅነሪንግ ሓላ/ዝተ/ዉ/ማሕበር ንሕክምና ግልጋሎት ዝዉዕል ዝተፈላለዩ መድሓኒታት ብጨረታ አወዳዲሩ ከዕድግ ስለዝደለየ ብቅዓት ዘለኩምን ኣብዚ ዘርፊ ናይ መከፋፈሊ ፍቃድ ዘለኩም ነጋዶ ካብዚ ንታሕቲ ዝተዘርዘሩ ረቃሕታት እተማልኡ ክትሳተፉ ኩባንያና ይዕድም
ዝዕፀወሉ መዓልቲ መስከረም 28, 2013 8:00 ቅ/ሰዓት (ሓሊፉ)
ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትንመስከረም 28, 2013 8:30 ቅ/ሰዓት
ቦታመቐለ
ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ25,000.00
ናይ ደኩመንት ዋጋ0.00
ዝወፀሉ መዓልቲ