ተዓፅዩ
ቤት ፅሕፈት ትልምን ፋይናንስን ወረዳ ቃፍታ ሑመራ ንቤት ፅሕፈታት ወረዳ ቃፍታ ሑሞራ ኣጎልግሎት እናሃባ ዝርከባ ተሽከርከርቲ ግልጋሎት ዝዉዕል ሎት 1 ዝተፈላለዩ ዓይነታት ናይ መኪና ጎማን ካላማደርያን ዝተፈላዩ ናይ መኪና መለዋወጢ ኣቅሑትን ሎት 2 ዘይቲ ሞተር ቁፅሪ 40 ካብ ናይ 2013ዓ/ም በጀት ዓመት ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ክዕደግ ይደሊ
ዝዕፀወሉ መዓልቲ ጥቅምቲ 25, 2013 3:00 ቅ/ሰዓት (ሓሊፉ)
ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትንጥቅምቲ 25, 2013 3:30 ቅ/ሰዓት
ቦታቃፍታ ሑመራ
ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ3,000.00
ናይ ደኩመንት ዋጋ50.00
ዝወፀሉ መዓልቲ