ተዓፅዩ
ኣብ ግዝያዊ ምምሕዳር ክልል ትግራይ ቢሮ ማይን ኢነርጅን ንቢሮና ግልጋሎት ዝውዕል ናይ ፅሕፈት መሳርሒ አቑሑት ብግልፂ ጨረታ ኣወዳዲሩ ክዕድግ ስለዝደለየ ሕጋውያን ነጋዶ ክትወዳደሩ ንዕድም።
ዝዕፀወሉ መዓልቲ ሚያዝያ 4, 2016 3:00 ቅ/ሰዓት (ሓሊፉ)
ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትንሚያዝያ 4, 2016 3:30 ቅ/ሰዓት
ቦታመቐለ
ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ3,000.00
ናይ ደኩመንት ዋጋ50.00
ዝወፀሉ መዓልቲ