ተዓፅዩ
ንዝተፋላለዩ ግልጋሎት ዝውዕል ናይ ቤት ፅሕፈት ንብረታት ማለት እዉን ፅሬት ኣቑሑ ኤሌክትሮኒክስ ሞተር ሳይክል፥ናይ ሞተር ሳይክል ጎማ ብግልፂ ጨረታ ኣጫሪትና ክንገዝእ ስለዝደለና ነዚ ዝስዕብ ረቋሒ እተማልኡ ነጋዶ ንክትወዳደሩ ንዕድም፡፡
ዝዕፀወሉ መዓልቲ ሰነ 3, 2016 8:00 ቅ/ሰዓት (ሓሊፉ)
ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትንሰነ 3, 2016 8:30 ቅ/ሰዓት
ቦታመኮኒ
ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ10,000.00
ዝወፀሉ መዓልቲ