Closed
ቤት ፅሕፈት ትልምን ፋይናንስን ከተማ መቐለ ኣብ ዝተፈላለያ ሴክተራት አብያተ ፅሕፈት ከተማ መቐለ ዝርከብ ዝተፈላለየ ዘገልገለን ብፀላእቲ ዝዓነወን ዝተሰባበረን ናይ ቢሮ አቅሑት፥ ፈርኒቸራትን ኤለክትሮኒክስን ማለት ኮምፒተር ላፕቶፕ፡ ፎቶ ኮፒ ማሽን፡ ፍሪጅ ከምኡ እውን ዝተፈላለየ ናይ መኪና ቅያር ሰፐር ጎማ ፡ ባትሪ፣ አሉሙኔም፥ ብረታብረት (ረታመ/ ካልኦትን ወዘተ ንመላእ ነበርትን ንግዲ ማሕበረሰብን ከተማ መቐለ ብግልፂ ጨረታ ኣወዳዲሩ ክሸይጥ ይደሊ።
ዝዕፀወሉ መዓልቲ ሰነ 5, 2017 3:30 ቅ/ሰዓት (ሓሊፉ)
ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትንሰነ 5, 2017 4:00 ቅ/ሰዓት
ቦታመቐለ
ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ5,000.00
ናይ ደኩመንት ዋጋ100.00
ዝወፀሉ መዓልቲ