Closed
ፋብሪካ ስሚንቶ መሰቦ ሓላፍነቱ ዝተዉሰነ ዉልቀ ማሕበር ዝተፈላለይ ዓይነታ ስክራፕ ፒፒክሪን :ዝተበላሸወ ከረጢት ማለት እዉን ቲፕ ኤንድ ዲፊክትድ ባግስ : ጣዉላን : ባዶ ጀሪካን ንዓማዊል በግልፂ ብጨረታ ብምዉፃእ ሕጋዊ ስራሕ ፍቃድ ንግዲ ንዘለዎም ተጫረቲ አወዳዲሩ ክሸይጥ ይደሊ
ዝዕፀወሉ መዓልቲ ታሕሳስ 22, 2017 4:00 ቅ/ሰዓት (ሓሊፉ)
ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትንታሕሳስ 22, 2017 4:15 ቅ/ሰዓት
ቦታመቐለ
ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ2%
ናይ ደኩመንት ዋጋ200.00
ዝወፀሉ መዓልቲ