ደደቢት ትካል ልቃሕን ዕቋርን ኣክስዮን ማሕበር ንባንኪ ግልጋሎት ዝዉዕል ባንኮኒ ብግልፂ ጨረታ ኣጫሪቱ ክዕድግ ይደሊ

ዝዕፀወሉ መዓልቲ ጉንበት 24, 2012 3:00 ቅ/ሰዓት (ሓሊፉ)
ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትንጉንበት 24, 2012 3:30 ቅ/ሰዓት
ቦታመቐለ
ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ3,500.00
ናይ ደኩመንት ዋጋ150.00
ዝወፀሉ መዓልቲ

ኮምሽን ስነ-ምግባርን ፀረ ግዕዝይናን ክልል ትግራይ ካብዚ ንሕቲ ዝተዘርዘሩ ናይ ቀዋሚ ንብረት ሜታል ኦፊስ ሸልፊ ብፕሮፎርማ አወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ ስለዚ ክትወዳደሩ እትደልዩ ካብዚ ንታሕቲ ዝተዘርዘሩ ረቃሕታት እተማልኡ ተወዳደርቲ ካብ 13/09/2012ዓም ክሳብ 17/09/2012ዓ/ም ዉሽጢ 3 ናይ ስራሕ መዓልቲ ብዝተኣሸገ ፖስታ ናብ ኮምሽን ፖስታ ናብ ኮምሽን ስነምግባርን ፀረ ግዕዝይናን ክ/ት ቢሮ ቁፅሪ 261 ንክተቕርቡ ንዕድም

ዝዕፀወሉ መዓልቲ ጉንበት 17, 2012 8:30 ቅ/ሰዓት (ሓሊፉ)
ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትንጉንበት 18, 2012 9:00 ቅ/ሰዓት
ቦታመቐለ
ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ0.00
ናይ ደኩመንት ዋጋ0.00
ዝወፀሉ መዓልቲ

ቤት ፅሕፈትን ትልምን ፋይናንስን ወረዳ ላዕላይ ኣድያቦ ዝተፈላለዩ ናዉቲ ቢሮ ብግልፂ ጨረታ ኣወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ

ዝዕፀወሉ መዓልቲ ጉንበት 24, 2012 4:00 ቅ/ሰዓት (ሓሊፉ)
ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትንጉንበት 24, 2012 4:30 ቅ/ሰዓት
ቦታመቐለ
ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ5,000.00
ናይ ደኩመንት ዋጋ50.00
ዝወፀሉ መዓልቲ

ንኤጄንሲ መራኸቢ ሓፋሽ ትግራይ ኣብ በጀት ዓመት 2012ዓ/ም ናይ ፈርኒቸር ኣቅሑት ብግልፂ ጨረታ ኣወዳዲሩ ግልጋሎት ክረክብ ይደሊ

ዝዕፀወሉ መዓልቲ ጉንበት 25, 2012 4:00 ቅ/ሰዓት (ሓሊፉ)
ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትንጉንበት 25, 2012 4:30 ቅ/ሰዓት
ቦታመቐለ
ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ7,000
ናይ ደኩመንት ዋጋ50.00
ዝወፀሉ መዓልቲ

ጨረታ መደብ

ወናኒ ትካል ድዮም?

ዝተፈላለዩ ጨረታታት ኣብዚ ከምዝረክቡ ይፈልጡ/ጣ ‘ዮም/የን። እንድሕር ተመዝጊቦም እቶም ዝወፁ ጨረታታት ንኦም/ንኣን ዝምልከቱ ጥራሕ መሪፁ ዘርኢ ሓባሪን ሰርች ዝገብሩሉ/ራሉ ከምኡውን ናብ ኢሜይል ኣድራሻኦም/አን ዝወፁ ስራሕቲ ዝፍልጥ ድሕሪ ዝተወሰን እዋን ድማ ናብ ሞባይሎም እቲ ሓበሬታ ዝልእክ ቴክኖሎጂ ዝረክቡ/ባ ንስርሖም/ሐን እውን ኣሳልጦ ይህቦም/በን ‘ዩ። ንምምዝጋብ ዝከፍልዎ/ኦ ብጣዕሚ ርትዓዊ ዝኮነ ክፍሊት ጥራሕ ‘ዮ። ንምዝጋብ ብኣድራሻና ይርከቡና!

ጨረታ ንምክትታል ይመዝገቡ
ዋጋ ሸርፊ
#መሸጢመግዝኢ
160.82 (-0.1)162.43 (-0.1)
180.94 (0.43)182.75 (0.44)
24 (0)24.29 (0)
9.78 (0.05)9.88 (0.05)
1.02 (0)1.03 (0)
ምንጪ በሄራዊ ባንኪ ኢትዮጵያ ሶኒ ጥቅምቲ 9, 2019