Closed
ፍረ ሰማእታት መባእታዊ ሆስፒታል ሓዉዜን ካብ ናይ 2018 ዓም ወኣታዊ/ CBE / በጀት መድሓኒትን ናዉቲ መድሓኒትን ግልጋሎት ዝውዕል ካብ ዝምልከቶም መቅረብቲ መድሓኒትን ናዉቲ መድሓኒትን ሕጋውያን ነጋዶ ብግልፂ ጨረታ ኣወዳዲሩ ክዕድግን ይደሊ::
ዝዕፀወሉ መዓልቲ ሰነ 11, 2018 4:00 ቅ/ሰዓት (ሓሊፉ)
ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትንሰነ 11, 2018 4:30 ቅ/ሰዓት
ቦታሓዉዜን
ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ4,000.00
ናይ ደኩመንት ዋጋ100.00
ዝወፀሉ መዓልቲ