Closed
ማሕበር ልምዓት ዒስራ ዓዲ አብ ወረዳ ሕ/ወጅራት ጣቢያ ዓዲ መስኖ ዝርከ ብሙሉእ 1ይ ብርኪ ቤት ትምህርቲ ተወሳኪ 2ተ ብሎክ 8ተ መምሃሪ ክፍሊታት ከስርሕ ስለ ዝደለየ ብርኪ 6ተ ን 7ተን ናይ ኮንስትራክሽን ሕጋዊ ስራሕ ፍቃድ ለኩም ተወደደርቲ ጥራሕ ንክትወዳደሩ ብግልፂ ጨረታ ይዕድም
ዝዕፀወሉ መዓልቲ መስከረም 6, 2009 6:00 ደ/ሰዓት (ሓሊፉ)
ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትንመስከረም 6, 2009 6:00 ደ/ሰዓት
ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ50,000.00
ናይ ደኩመንት ዋጋ100.00
ዝወፀሉ መዓልቲ