ቤት ፅሕፈት ኮንስትራክሽንን መንገድን መጋዕዝያን ከተማ ዓድዋ ከይዲ ስራሕ ህንፃ ዲዛይንን ኮንስትራክሽንን ኣብ 2010 በጀት ዓመት ዋንነቱ ናይ ቤትይ ፅሕፈት ልምዓት ደቀቅትን አናእሽተይን ንግዲ ትካላትን ምርግጋፅ ምግቢ ዉሕስና ኣብ ከተማ ዓድዋ ኣብ ከተማ ዓድዋ ቀበሌ ኣሉላን ኣብነትን ናይ ፅገና ሽቃቅ ስራሕቲ ብደረጃ 8 ብርኪ ደቀቅቲ ዉልቀ ትካላትን ማሕበራት ኣወዳዱሩ ከስርሕ ይደሊ

ዝዕፀወሉ መዓልቲ ታሕሳስ 9, 2010 6:00 ደ/ሰዓት (ሓሊፉ)
ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትንታሕሳስ 9, 2010 6:00 ደ/ሰዓት
ቦታዓድዋ
ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ12,000.00
ናይ ደኩመንት ዋጋ100.00
ዝወፀሉ መዓልቲ

ኣብ ቤት ፅሕፈት ኮንስትራክሽንን መንገድን መጎዓዝያን ወረዳ ኣስገደ ፅምብላ ዝርከብ ከይዲ ስራሕ ህንፃ ዲዛይንን ኮንስትራክሽንን ኣብ ናይ 2010 ዓም ዋንነቱ ናይ ቤት መዘጋጃ ከተማ እንዳባጉና ዝኮነ ኣብ ከተማ እንዳባጉና ቀበሌ 02 ዝርከብ መናሃሪያ ንምስራሕ ደረጃ 8 ብርኪ ፍቃድ ኣናእሸተይ ናይ ኮንስትራክሽን ዉልቀ ዳኣንትን ማለት እዉን ደቀቅቲን ኣናእሸተይን ትካላትን ማህበራትን ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ከስርሕ ይደሊ

ዝዕፀወሉ መዓልቲ ታሕሳስ 4, 2010 6:00 ደ/ሰዓት (ሓሊፉ)
ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትንታሕሳስ 4, 2010 6:00 ደ/ሰዓት
ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ15,000.00
ናይ ደኩመንት ዋጋ100.00
ዝወፀሉ መዓልቲ

ኣብ ቢሮ ኮንስትራክሽን መንገዲን መጎዓዝያን ክልል ትግራይ ዝርከብ ቀንዲ ከይዲ ስራሕ ህንፃ ዲዛይንን ኮንስትራክሽንን ኣብ ናይ 2009 ዓም በጀት ዓመት ኣብ ከተማ ኩሒ ናይ ቆርበት ማለት እዉን ሌዘር መሰልጠኒ ትካል ማእከል ህንፃ ብደረጃ BC6/GC6 ተኮነተርቲ ኣብ ከተማ መቐለ ናይ ቲቪቲ መስልጠኒ ትካል ማእክል ናይ መበይዲ ማለት እዉን ዊልደንግ ብደረጃ BC8/GC8 ብርኪ ፍቃድ ደቀቅቲ ንግዲ ትካላት ኮንስትራክሽን ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ከስርሕ ይደሊ

ዝዕፀወሉ መዓልቲ ጥሪ 9, 2009 6:00 ደ/ሰዓት (ሓሊፉ)
ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትንጥሪ 9, 2009 6:00 ደ/ሰዓት
ቦታመቐለ
ዝወፀሉ መዓልቲ

ማሕበራዊ ረዲኤት ትግራይ ማረት ዝተፈላለዩ ናይ ሆዝ ሞዲፊከሽን ስራሕቲ House Modification ብጨረታ አወዳዲሩ ንምስራሕ ትደሊ

ዝዕፀወሉ መዓልቲ ታሕሳስ 18, 2009 6:00 ደ/ሰዓት (ሓሊፉ)
ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትንታሕሳስ 18, 2009 6:00 ደ/ሰዓት
ቦታመቐለ
ናይ ደኩመንት ዋጋ20.00
ዝወፀሉ መዓልቲ

ጨረታ መደብ

ወናኒ ትካል ድዮም?

ዝተፈላለዩ ጨረታታት ኣብዚ ከምዝረክቡ ይፈልጡ/ጣ ‘ዮም/የን። እንድሕር ተመዝጊቦም እቶም ዝወፁ ጨረታታት ንኦም/ንኣን ዝምልከቱ ጥራሕ መሪፁ ዘርኢ ሓባሪን ሰርች ዝገብሩሉ/ራሉ ከምኡውን ናብ ኢሜይል ኣድራሻኦም/አን ዝወፁ ስራሕቲ ዝፍልጥ ድሕሪ ዝተወሰን እዋን ድማ ናብ ሞባይሎም እቲ ሓበሬታ ዝልእክ ቴክኖሎጂ ዝረክቡ/ባ ንስርሖም/ሐን እውን ኣሳልጦ ይህቦም/በን ‘ዩ። ንምምዝጋብ ዝከፍልዎ/ኦ ብጣዕሚ ርትዓዊ ዝኮነ ክፍሊት ጥራሕ ‘ዮ። ንምዝጋብ ብኣድራሻና ይርከቡና!

ጨረታ ንምክትታል ይመዝገቡ
ዋጋ ሸርፊ
#መሸጢመግዝኢ
160.99 (0.01)162.60 (0.01)
180.26 (0.33)182.06 (0.33)
24 (0)24.26 (0.01)
9.66 (0.02)9.75 (0.02)
1.02 (0)1.03 (0)
ምንጪ በሄራዊ ባንኪ ኢትዮጵያ ዓርቢ መስከረም 29, 2019
s