Closed
ቤት ፅሕፈት ቤት መዘጋጃ ከይዲ ስራሕ ዕደጋ ፋይናንስን ምምሕዳር ንብረትን ከተማ ሽራሮ ን2012 ዓም 3ይ ዙር ንከተማ ሸራሮ ዘገልግል ናዉቲ ክዕድግ ስለዝደለየ ፣ መሳርሒ ፅሕፈት ፣ ኤሌክትሮኒክስ ፣ መሳርሒ ኤሌክትሪክ፣ ተሽከርከርቲ ፣ ሕትመት፣ ሕክምና፣ ተክልን ሳዕርን ፣ ሓፂነ መፂን ፍቃድ ንግዲ ካብ ዘለዎም ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ
ዝዕፀወሉ መዓልቲ ሰነ 2, 2012 4:00 ቅ/ሰዓት (ሓሊፉ)
ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትንሰነ 2, 2012 4:30 ቅ/ሰዓት
ቦታሽራሮ
ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ6,000.00
ናይ ደኩመንት ዋጋ150.00
ዝወፀሉ መዓልቲ