ተዓፅዩ
ማሕበር ደናግል ደቂ ፍቕሪ መተሓባበሪ ቢሮ ክልል ትግራይ ኣብ ትሕቲ ካቶሊካዊት ቤተ ክርስትያን ናይ ምግቢ ተንከፍን ናይ ዕንጨይቲ ስራሕቲ ውፅኢት (Food items and Furnitures items) ብፕሮፎርማ ኣወዳዲሩ ክገዝእ ስለዝደለየ
ዝዕፀወሉ መዓልቲ መጋቢት 28, 2018 8:30 ቅ/ሰዓት (ተዓፅዩ)
ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትንመጋቢት 29, 2018 9:00 ቅ/ሰዓት
ቦታመቐለ
ዝወፀሉ መዓልቲ