Closed
ቤት ፅሕፈት ልምዓት እቶት ምም/ር ፋይናንሰ ከተማ ሃ/ሰላም ኣብ 2017 በጀት ዓመት 1 ዙር ዕደጋ ዝተፈላለዩ ንብረት ብምድብ/OT/ መቒሉ ማለት እውን LOT- 1- ሃለቕትን ቐወምትን ናይ ፅሕፈት መሳርሒ ኣቑሑት:LOT- 1- ሃለቕትን ቐወምትን ናይ ፅሕፈት መሳርሒ ኣቑሑት: LOT– 3፡- ናይ ኮምፒተር ኣቁሑትን ተዛመድትን /ኤሌክትሮኒክስ/: LOT- 4፡ ናይ መኪና ጎማን ባትርን: LOT- 5፡- ናይ ፅሬት ኣቑሑትን ብብርኪ ክልል ብግልፂ ጨረታ ኣወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ።
ዝዕፀወሉ መዓልቲ ሕዳር 3, 2017 4:00 ቅ/ሰዓት (ሓሊፉ)
ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትንሕዳር 3, 2017 4:30 ቅ/ሰዓት
ቦታሃገረ ሰላም
ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋብቢ ሎቱ ይፈላላ እዩ
ናይ ደኩመንት ዋጋLOT-1፣LOT-2 200 ን LOT-3 LOT-4 TOL-5 100
ዝወፀሉ መዓልቲ