Closed
ቤት ፅሕፈት ልምዓት እቶትን ምምሕዳር ፋይናንስን ወረዳ ኣፅቢ ናይ ሴፍትኔት ንሴክተራት ግልጋሎት ዝውዕልሉ ናይ ኢ/ማቴሪያል፣ ዉፅኢት ማዕድን፣ ዘርኢፍራምረን ብፕሮፎርማ (SHOPPING) ኣጫሪቱ ክገዝእ ስለዝደለየ ሕጋውያን ነጋዶ ዝኮንኩም ንክትጫረቱ ንዕድም።
ዝዕፀወሉ መዓልቲ ሕዳር 24, 2017 5:00 ቅ/ሰዓት (ሓሊፉ)
ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትንሕዳር 24, 2017 5:30 ቅ/ሰዓት
ቦታAtsbi
ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋብቢ ሎቱ ይፈላለ አዩ
ናይ ደኩመንት ዋጋ100.00
ዝወፀሉ መዓልቲ