Closed
ኮሌጅ ፖሊ ቴክኒክ መቐለ ኣብ በጀት ዓመት 2012ዓ/ም ካብ መንግስቲን ብዝተፈቀደሉ ሎት 1 መሳርሒ ፅሕፈት ሎት 2 መሳርሒ ህንፃ ሎት3 ኤሌክትሪክ ሎት4 ኤሌክትሮኒክስ ሎት 5 መለዋወጢ ኣቅሑ መኪና ሎት 6 መሳርሒ ፅሬት ሎት 7 ኣጭርቅቲ ሎት 8 ቀዋሚ ንብረት ብብርኪ ክልል ብግልፂ ጨረታ ኣወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ።
ዝዕፀወሉ መዓልቲ ሕዳር 16, 2012 3:00 ቅ/ሰዓት (ሓሊፉ)
ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትንሕዳር 16, 2012 3:30 ቅ/ሰዓት
ቦታመቐለ
ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ0.00
ናይ ደኩመንት ዋጋ50.00
ዝወፀሉ መዓልቲ