Closed
ኣብ ቤት መዘጋጃ ከተማ ኣክሱም ዝርከብ ከይዲ ስራሕ ዝተወዳደ መሰረት ልምዓት ኣብ 2016 በጀት ዓመት አብ ጎደና ክንፈ ገብረመድሂን ፅገና ናይ ፅርጌያ መብራህቲ EXCWEL09 ን2016 ዓም ንምስራሕ ደረጃ 10 ደረጃ 9 ደረጃ 8 ብብርኪ ፈቃድ ንእሽተይ ትካላት ዘለዎም ኣብ ክልል ትግራይ ዝርከቡ ብኤሌክትሮ መካኒካል ወይድማ ብኤሌክትሪካል ኢንሳታሌሽን ብማሕበር ወይ ብዉልቀ ዳእንትን ዝተወደቡ ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ከስርሕ ይደሊ
ዝዕፀወሉ መዓልቲ ሕዳር 24, 2016 3:00 ቅ/ሰዓት (ሓሊፉ)
ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትንሕዳር 24, 2016 3:30 ቅ/ሰዓት
ቦታኣክሱም
ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ7,000.00
ናይ ደኩመንት ዋጋ0.00
ዝወፀሉ መዓልቲ