Closed
ቤት ፅሕፈት ልምዓት እቶትን ምምሕዳር ፋይናንስን ወረዳ ዓድዋ ካብ ናይ ኩርቱ ዝተረከበ በጀት ኣብ 2018 ዓም ንቤት ፅሕፈት ዘፈር ቁጠባ ወረዳ ዓድዋ ግልጋሎት ዝዉዕል ናይ ፈልሲ ጣብያ ፕላስቲክ ትቦን : ናይ ፅሬት ጎንትን ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ
ዝዕፀወሉ መዓልቲ ጥሪ 5, 2018 4:00 ቅ/ሰዓት (ሓሊፉ)
ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትንጥሪ 5, 2018 4:15 ቅ/ሰዓት
ቦታዓድዋ
ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋጣብያ ፕላስቲክ ትቦን 30000 ብር : ንጎንቲ 3000 ብር
ናይ ደኩመንት ዋጋ100.00
ዝወፀሉ መዓልቲ